Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ወሰኽ ዋጋ ዝገበሩ 657 ትካላት ንግዲ ፍቓዶም ተሰሪዙ

ኣዲስ ኣበባ፣  22 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኢኮኖሚያዊ ኣሻጥር ብምፍፃም ወሰኽ ዋጋ ዝገበሩ 657 ትካላት ንግዲ ፍቓዶም ከምዝተሰረዘ ቢሮ ንግዲ እታ ከተማ ኣፍሊጡ። ሓላፊ እቲ ቢሮ ኣይተ አብዱልፈታ የሱፍ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ኢኮኖሚያዊ ኣሻጥር ብምፍፃም ወሰኽ ዋጋ ዝገበሩ 1…

ኣብ ቤንች ሸኮ ዞባ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዘውግዝ ሰልፊ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቤንች ሸኮ ዞባ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዘውግዝን ንመከላለከያ ሰራዊት ዝድግፍን ሰልፊ ተገይሩ። ግብረ ራዕዲ ጉጅለ ህወሓት ኣብ ልዕሊ ሃገርና ዝኸፈቶ ጦርነት ንምምካት ናይቲ ዞባ መናእሰይ ብኣካል ካብ ምዝማት ብተወሳኺ ብገንዘብ፣ ሞራልን ልገሳ…

ናይ ዓፋር ክልል ቤት ምኽሪ ስሩዕ ጉባኤኡ ሰኑይ ከካይድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ዓፋር ክልል ቤት ምኽሪ መበል 11 ስሩዕ ጉባኤኡ ሰኑይ ኣብ ሰመራ ከካይድ ኢዩ ኣፈ ጉባኤ እቲ ቤት ምኽሪ ወይዘሮ አሚና ሴኮ፥ ንሰለስተ ተኸታተልቲ መዓልታት ኣብ ዝካየድ ጉባኤ ዝኣብ ዝተፈላለዩ ኣጀንዳታት ብምድሃብ ዘተ ክግበር ኢዩ ኢለን።…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዋጋ ክራይ ገዛ ምውሳኽ ይኹን ተኻራዪ ካብ ገዛ ምውፃእ ን90 መዓልታት ተኸልኪሉ

ኣዲስ ኣበባ ፣  22 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዋጋ ክራይ ገዛ ምውሳኽ ይኹን ተኻራዪ ካብ ገዛ ምውፃእ ን90 መዓልታት ከምዝተኸልከለ ምምሕዳር እታ ከተማ ኣፍሊጡ። ካብ ቀረባ እዋን ጀሚሩ ኣብታ ከተማ ናህሪ ናብራ የውስኽ ከምዘሎ ዘዘኻኸረ እቲ ምምሕዳር፥ እዚ ድማ ዘእምንን…

ዩኒቨርሲቲ ኦዳ ቡልቱም 1 ሺሕን 354 ተምሃሮ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣  22 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ኦዳ ቡልቱም ብዝተፈላለዩ ሙያታት ዘሰልጠኖም 1 ሺሕን 354 ተምሃሮ ኣመሪቑ። ኣብቲ ስነ ሰርዓት ምረቓ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልለ ኦሮሚያን ኣካቢት ቦርድ እቲ ዩንቨርስቲን ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒ ተረኺበን። ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒ÷ ተመረቕቲ…

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዳሉል ንምቁፅፅር ዝገበሮ ሙከራ ብናይ ዓፋር ክልል ፍሉይ ሓይሊን ሚሊሻን ከሺፉ  

ኣዲስ ኣበባ ፣  22 ነሓሰ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዳሉል ንምቁፅፅር ዝገበሮ ሙከራ ብናይ ዓፋር ክልል ፍሉይ ሓይሊን ሚሊሻን ከሺፉ። ህወሓት ኣብቲ ክልል ኣብ በራሕለ ወረዳ ብዙሓት ቀቲሉ፣ ኣቑሲሉ፣ ካብ ገዘኦምን ንብረቶምን ኣፈናቒሉ ከምኡወን ቅርስታት ኣውዲሙ ተባሂሉ።…

ሰላሌ ዩኒቨርሲቲ ብዝተፈላለዩ ሙያታት ትምህርቲ ዘሰልጠኖም 1 ሺሕን 54 ተምሃሮ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣  22 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰላሌ ዩኒቨርሲቲ ብዝተፈላለዩ ሙያታት ትምህርቲ ዘሰልጠኖም 1 ሺሕን 54 ተምሃሮ ኣመሪቑ። እቲ ዩንቨርስቲ ንመበል ሳልሳይ ጊዘ ኢዩ ኣመሪቑ። ፕሬዚዳንት እቲ ዩኒቨርሲቲ ዶክተር ገናነው ጎፌ ሰላሌ፥ እቲ ዩንቨርስቲ ንፅርየት ትኹረት ብምግባር…

ኣብ ዝሓለፈ በጀት ዓመት ካብ መኣድናት 682 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፈ በጀት ዓመት ካብ መኣድናት 682 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ኣታዊ ከምዝተረኸበሚኒስቴር ማዕድንን ነዳድን ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዲኤታ ወይዘሮ ስመኝ ውቤ ከምዝበልኡ፥ ካብቲ  ዝተረኸበ ኣታዊ 9 ሺሕን 384 ኪሎ ግራም ወርቂ ናብ ብሄራዊ ባንኪ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ከባቢ ኣዋሬ ዘሐደስዎ ናይ ዓቕሚ ዘይብሎም ገዛ ኣረኪቦም

ኣዲስ ኣበባ ፣  22 ነሓሰ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ከባቢ ኣዋሬ ዘሐደስዎ ናይ ዓቕሚ ዘይብሎም መንበሪ ገዛ ሎሚ መዓልቲ ኣረኪቦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስተር ቅድሚ ሓሙሽተ ሰሙን ዓመታዊ መርሃ ግብሪ ምሕዳስ ገዛ ምጅማሮም ይዝከር። ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም…

ኣብ ዞባ መተከል ኣብ ወርሒ መስከረም ንዝካየድ ምርጫ ምቹው ኩነታት ፀፅታ ንምፍጣር ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ መተከል ኣብ ወርሒ መስከረም ነዝካየድ ምርጫ ምቹው ኩነታት ፀፅታ ንምፍጣር ይስራሕ ከምዘሎ ኮማንድ ፖስት እቲ ዞባ ኣፍሊጡ። ናይ መተከል ዝተዋደደ ግብረ ሓይሊ ኮማንድ ፖስት ዋና ኣካቢ ሌተናል ጄኔራል አስራት ዴኔሮ፥ ኣብ ወርሒ መስከረም…