Fana: At a Speed of Life!

ወ/ሮ ኣዳነች ምስ ኣባላት ካቢኔ ብምዃን ብ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ዑደት ኣካይደን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ከንቲባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ኣባላት ካቢኔ ብምዃን ብ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ዑደት ኣካይደን። እቲ ዑደት፥ ሓይሊ ኣየር እናካየዶ ዝርከብ ሪፎርምን ለውጢን ንምርኣይ ከምኡ እውን እቲ ምምሕዳር ከተማ ዝኽእሎ ሓገዝ ንምግባር ተሓሳቢ ዝገበረ…

ኣትሌት ያለምዘርፍ የኋው ኣብ ፍርቂ ማራቶን ጉያ ደቂ ኣንስትዮ ክብረ ወሰን ዓለም ሰቢራ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያዊት ኣትሌት ያለምዘርፍ የኋው ኣብ ኣየርላንድ ኣንትሪም ኮስት ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ፍርቂ ማራቶን ጉያ ደቂ ኣንስትዮ ክብረ ወሰን ዓለም ሰቢራ። ኣትሌት ያለምዘርፍ 1:03.43 ብዝኾነ ውፅኢት ብምእታው ኢያ ክብረ ወሰን ናይቲ ርሕቐት ክትሕዝ…

ቀ/ሚ ኣቢይ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ሩዋንዳ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ሩዋንዳ ኪጋሊ ኣቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ኪጋሊ ኣብ ዝህልዎም ፃንሒት፥ ምስ ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ፖል ካጋሚ ከምዝዛተዩ ካብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ዝረኸብናዮ…

ኣብ ዝሓለፉ ክልተ ኣዋርሕ 373 ኣባላት ግብረ ራዕዲ ሸኔ ተደምሲሶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ኦሮሚያ ምስ ካልኦት ኣካላት ፀፅታ ብምዃን ኣብ ዝሓለፉ ክልተ ኣዋርሕ 373 ኣባላት ግብረ ራዕዲ ሸኔ ከምዝተደምሰሱ ተገሊፁ። ኮሚሽን ፖሊስ ኦሮሚያ ኣብ እዋናዊ ጉዳይ ሰላም እቲ ክልልን ምንቅስቓስ ግብረ ራዕዲ ሸኔን ኣመልኪቱ መግለፂ ሂቡ።…

ሰብ ሞያ ኪነ-ጥበብ ክልል ደቡብ ኣብ ማእኸል ወታደራዊ መሰልጠኒ ኮንቲጀንት ሁርሶ ተረኺቦም ስራሕቶም ኣቕሪቦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ሞያ ኪነ-ጥበብ ክልል ደቡብ ኣብ ማእኸል ወታደራዊ መሰልጠኒ ኮንቲጀንት ሁርሶ ተረኺቦም ነቲ ሰራዊት ስራሕቶም ኣቕሪቦም። ሰብ ሞያ ኪነ-ጥበብ እቲ ክልል፥ ነቲ ሰራዊት ስንቂ ሞራል ዝኾኑ ከም ሙዚቃታት፣ ግጥሚታት፣ ሽለላን ፈኸራን ዝኣምሰሉ…

ግብረ ራዕዲ ህወሓት መናእሰይ ኣገዲዱ እናወደአ ምዃኑ ኣብ ግምባር ማይፀብሪ ኢዶም ዝሃቡ ኣባላት እቲ ጉጅለ ተዛሪቦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት መናእሰይ ኣገዲዱ ናብ ኲናት ብምእታው እናወደኦም ምዃኑ ኣብ ግምባር ማይፀብሪ ኢዶም ዝሃቡ ኣባላት እቲ ጉጅለ ተዛሪቦም። እቲ ግብረ ራዕዲ እንተወሓደ ካብ ሕድሕድ ስድራ ክልተ ኣባላት ናብ ኲናት ብግዲ ንኸኣትዉ እናገበረ ከምዝኾነ…

መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ”ንዑ ንኢትዮጵያን ንኽደና” ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ''ንዑ ንኢትዮጵያን ንኽደና'' ሰብ ሞያ ኪነ-ጥበብ፣ ኣትሌታትን ፍሉጣት ውልቀሰባትን ኣብ ዝተረኸቡሉ ኣብ ከተማ ቢሾፍቱ ተኻይዱ። እቲ መርሃ ግብሪ፥ ብኣሰናዳእነት ሚኒስትር ሕርሻ፣ ኮሚሽን ከባቢ ኣየርን ንብረት ኣየርን፣…

ቀ/ሚ ኣቢይ ፕሬዚዳንት ዩዌሪ ሙሴቪኒ ንዝገበሩሎም ድሙቕ ኣቀባብላ ኣመስጊኖም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ፕሬዚዳንት ዩጋንዳ ዩዌሪ ሙሴቪኒ ንዝገበሩሎም ድሙቕ ኣቀባብላ ኣመስጊኖም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ሎሚ መዓልቲ ንጉሆ ናብ ኡጋንዳ ኣቲዮም ይርከቡ፡፡ ኣብ ዑደቶም ድማ ምስ ፕሬዚዳንት…

ቀ/ሚ ኣቢይ ብኣትሌት ትዕግስት ገዛሀኝ ብዝተመዝገበ ውፅኢት ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ነሓሰ፣ 2023(ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ትዕግስት ገዛሀኝ መንግስቱ ኣብ ወድድር 1 ሺሕን 500 ሜትሮ ፓራሊምፒክ ደቂ ኣኒስቲዮ ቀዳመይቲ ብምውፃእ ሜዳሊያ ወርቂ ብምምፅኣ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ናይ እንኳዕ ደስ በለኪ መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። ኣትሌት ትዕግስት ገዛሀኝ ዝረኸበቶ…

ጁንታ ህወሓት ህዝቢ ትግራይ ሓገዝ ንከይረክብ ብምግባር ፀላእነቱ ኣረጋጊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ነሓሰ፣ 2023(ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ጁንታ ህወሓት ህዝቢ ትግራይ ሓገዝ ንከይረክብ ብምግባር ፀላእነቱ ኣረጋጊፁ ክብሉ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝነብሩ ናይ ተግራይ ተወለድቲ ተዛሪቦም። ክፍለ ከተማ ንፋስ ስልክ ላፍቶ ሎሚ መዓልቲ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኣብቲ ክፍለ ከተማ ምስ ዝነብሩ…