Fana: At a Speed of Life!

ሓበራዊ ጉባኤ ኮሚሽነራት ኮሚሽን ቤት ህንፀት ክልልን ፌዴራልን ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓበራዊ ጉባኤ ኮሚሽነራት ኮሚሽን ቤት ህንፀት ክልልን ፌዴራልን ይሳለጥ ኣሎ። ኣብ መኽፈቲ እቲ ጉባኤ ዝተረኸቡ ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊ ፌዴራል ዶክተር ጌዲኦን ጢሞቴዎስ፥ ኣብዚ ሕዚ እዋን ኣተሓሕዛ ሰብኣዊ መሰል ተሃነፅቲ ሕጊ ዝተመሓየሸ ይኹን እምበር…

ልኡኻት ህወሓት ሕጋዊ ስጉምቲ ይውሰደሎም ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ንህወሓት ዝለኣኣኹ ውሽጣዊ ባንዳታት ብምፍላይኣድላዪ ስጉምቲ እናተወሰደሎም ከምዝርከብ ምምሕዳር ዞባ ደቡብ ጎንደር ኣፍሊጡ። ዋና ኣመሓዳሪ እቲ ዞባ ኣይተ ቀለመወርቅ ምህረቴ፥ ምስ ማሕበረሰብ ንግዲን ነበርቲን ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ኣድሂቦም…

ናብ ኣፍሪካ ዝተለኣኸ ካታበት ኮቪድ19 እኹል ኣይኮነን – ውድብ ጥዕና ዓለም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ናብ ኣፍሪካ ዝተለኣኸ ካታበት ኮቪድ19 እኹል ከምዘይኮነ ውድብ ጥዕና ዓለም ኣፍሊጡ። ክታበት ኮቪድ ዝወሰዱ ትሕቲ 3 ሚኢታዊ ዝኾኑ ክፋላት ሕብረተሰብ እታ ኣህጉር ከምዝኾኑ ማእኸል ምክልኻል ምቁፅፃርን ሕማማት ኣፍሪካ ኣመልኪቱ፡፡ እቲ ማእኸል…

መሰረታዊ ስልጠና ውትድርና ዝወሰዱ ኣመራርሓታትን ሰራሕተኛታት መንግስቲ ተመሪቖም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ መሰረታዊ ስልጠና ውትድርና ዝወሰዱ 170  ኣመራርሓታትን ሰራሕተኛታትን ቢሮ ጥዕናን ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብን መንግስቲ እቲ ክልል ተመሪቖም። እቲ ስነ-ስርዓት ምረቓ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ከተማ ባህርዳርን ዝተኻየደ እንትኸውን፥…

ማሕበር ልምዓት ሲዳማ ምርኢት ንግዲን ባዛርን ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበር ልምዓት ሲዳማ ቀዳማይ ምርኢት ንግዲን ባዛርን ኣብ ከተማ ሃዋሳ ተጀሚሩ። 'ነፃነትና ንልምዓትና' ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ዝተጀመረ ባዛር፥ ልዕሊ 200 ኣፍረይቲን ነጋዶን ተሳቲፎም፡፡ እቲ ማሕበር ልምዓት ምስ ፕሮሞሽን ኢላ ብምዃን…

በዓል መዚ ምምሕዳርን ቁፅፅርን ክንክን ጥዕና ምግቢን መድሓኒትን ንሰራዊት ምክልኻል ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መዚ ምምሕዳርን ቁፅፅርን ክንክን ጥዕና ምግቢን መድሓኒትን ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንሰራዊት ምክልኻል ሓገዝ ምግባሩ ኣፍሊጡ። እቲ በዓል መዚ ንሰራዊት ምክልኻል ልዕሊ 15 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገንዘብን ዓይነትን ገይሩ፡፡ ሰራሕተኛታት…

ኣብ ንፋስ መውጫ ጨንፈር ዩኤስ ኣይ ዲ ብግብረ ራዕዲ ተዘሪፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ደቡብ ጎንደር ወረዳ ጋይንት ከተማ ነፋስ መውጫ ዝርከብ ኣብ ጨንፈር ዩኤስ ኣይ ዲ ዝኾነ ዓለም ለኸ ትካል ገባሪ ሰናይ ኤፍ-ኤች ኢትዮጵያ ንብረቱ ብግብረ ራዕዲ ዕንወትን ዘረፋን ከምዝተፈፀመሉ ሓላፊ እቲ ትካል ተዛሮቦም። መካየዲ ስራሕ…

ብዘይሕጋዊ መገዲ ተኸዚኑ ዝነበረ ሓፂን ንዕዳጋ ክቐርብ ተወሲኑ

ኣዲስ ኣበባ፣  21 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ቦታታት ብዘይሕጋዊ መገዲ ተኸዚኑ ዝነበረ ሓፂን ብሕጋዊ መገዲ ንዕዳጋ ብምቕራብ ኣታዊኡ ንምንግስቲ ክኸውን ተወሲኑ።  እቲ ኣብ 13 ዝተፈላለዩ ቦታታት ተኸዚኑ ዝነበረን ብዋጋ ዘረጋግዕ ግብረ ሓይሊ ኣብ ቁፅፅር ዝወዓለን ልዕሊ 1 ሺሕ…

ናይ ደቡብ ክልል ንመከላከያ ሰራዊት ድጋፍ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣  21 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ደቡብ ክልል ንመከላከያ ሰራዊት ዝኸውን ልዕሊ 2 ሺሕ ሰንጋ ድጋፍ ከምዝገበረ ኣፍሊጡ። ህዝቢ እቲ ክልል ንሃገር መከላከያ ሰራዊት ዝገብሮ ዘሎ ድጋፍ ንፀላእትና ሓደ ምዃንና ዘርኣየ ተግባራዊ ምላሽ ዝሃበ ከምዝኾነ ናይ ደቡብ ክልል ምክትል ርእሰ…

ብቤት ምኽሪ ፀፅታ ዝተትሓዙ ቅዋማት ናይ ኢትዮጵያ ሓቂ ዝተገንዘቡ ነይሮም-ኣምበሳደር ዲና ሙፍቲ

ኣዲስ ኣበባ፣  21 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ትማሊ ምሸት ብቤት ምኽሪ ፀፅታ ዝተትሓዙ ቅዋማት ናይ ኢትዮጵያ ሓቂ ዝተገንዘቡ ነይሮም ከብሉ ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምበሳደር ዲና ሙፍቲ ገሊፆም።  ኣምበሳደር ዲና ንኢፕድ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ኣብቲ ኣኼባ ሩሲያ፣ ቻይና፣ ህንድን ኬንያን…