Fana: At a Speed of Life!

ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ኣብ 650 ሄክታር መሬት ብክላስተር እናለምዐ ዝርከብ ዝራእቲ ጎብኒዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ኣብ 650 ሄክታር መሬት ብክላስተር እናለምዐ ዝርከብ ዝራእቲ ስርናይ፣ ቦቆሎን ኣዳጉራን ጎብኒዮም። ኣብ ዘበነ ምህርቲ እዚ ዓመት ከም ኦሮሚያ ንምልማዕ ካብ ሞንጎ ዝተተለመ 6 ነጥቢ 3 ሚሊየን…

ሊግ ዓረብ ኣብ ኣልጄሪያን ሞሮኮን ዝተፈጠረ ዘይምስምዕማዕ ብዘተ ክፈትሓ ፀዊዑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል እስላማዊ ምትሕብባር ሊግ ዓረብን ስዑድ ዓረብ፤ ኣብ ኣልጄሪያን ሞሮኮን ዝተፈጠረ ዘይምስምዕማዕ ብዘተ ክፈትሓ ፀዊዖም። ኣልጄሪያ ኣብ ዝሓለፈ ሰሉስ ብሞሮኮ ኣቢሉ ምትንዃይ ከምዘሎ ብምፅራሕ ምስ ሞሮኮ ዘለዋ ዲፕሎማሲያዊ ርክብ ምቁራፃ ኣፍሊጣ…

ዩኒቨርሲቲ ድሬዳዋ ብምኽንያት ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምኽንያት ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝተመዛበሉ ዜጋታት ሓገዝ ንኽገብራ ኣብ ኢትዮጵያ ንዝርከባ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲዝተገበረ ፃውዒት ስዒቡ ዝተፈላለያ ትካላት ትምህርቲ ሓገዝ እናገበራ ከምዝኾና ዩኒቨርሲቲ ድሬዳዋ ኣፍሊጡ። ስለዝኾነ ድማ ዩኒቨርሲቲ…

ኣብ ከተማታት ሪጅን ማእኸላይ ምዕራብ ኣገልግሎት ኤል ኢቲ ኢ ኣድቫንስድ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮ-ቴሌኮም ኣብ ከተማታት ሪጅን ማእኸላይ ምዕራብ ኣገልግሎት ኤል ኢቲ ኢ ኣድቫንስድ ኣጀሚሩ። እቲ ኩባኒያ ሎሚ መዓልቲ ዘጀመሮ ራብዓይ ትውልዲ (4ጂ) ኤል ኢቲ ኢ ልዑል ኣጠቓቕማ ኣብ ዝረአየለን 103 ከተማታት ንምስፍሕፋሕ ዝሓዞ ትልሚ ሓደ…

ቀ/ሚ ኣቢይ ምስ ፕሬዚዳንት ሳልቫ ኪር ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫ ኪር ማያርዲት ተዛቲዮም። ፕሬዚዳንት ሳልቫ ኪር ማያርዲት፥ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ኣዲስ ኣበባ ምእታዎም ይፍለጥ፡፡ እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ…

ንግብረ ራዕዲ ህወሓት እናሰርሑ ኣብ ልዕሊ ዝነበሩን ክሲ ዝተመስረተሎምን 27 ኣባላት ሰራዊት ውሳነ ንመሃብ መጋባእያ ተሰይሙ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ንግብረ ራዕዲ ህወሓት እናሰርሑ ኣብ ልዕሊ ዝነበሩ 27 ኣባላት ሰራዊት ውሳነ ንመሃብ ኣብ እዚ ደቡብ ወታደራዊ ቤት ፍርዲ መጋባእያ ተሰይሙ። ሕጊ ገበን ፌዴሪኢ ዓንቀፅ 293 ንኡስ ዓንቀፅ 1 ብምትሕልላፍ ትካል ሰራዊት ምክልኻል ደምቢ ኣገልግሎት…

ዩኒቨርሲቲ ኣሶሳ ኣብ ዘፈር ጥዕና ዘሰልጠኖም 96 ተምሃሮ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኮሌጅ ጥዕና ሳይንስ ዩኒቨርሲቲ ኣሶሳ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ትምህርቲ ዘሰልጠኖም 96 ተምሃሮ ሎሚ መዓልቲ ኣመሪቑ። ሎሚ መዓልቲ ዝተመረቑ 96 ተምሃሮ ኣብ ትሕቲ ኮሌጅ ጥዕና ሳይንስ ዝርከቡ መኮንናት ጥዕና፣ ብነርስን ኣዋነድቲ ነርስን ትምህርቶም…

ካልኣይ ምዕራፍ መርሃ ግብሪ ቃል ኪዳን ሰቖጣ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ካልኣይ ምዕራፍ መርሃ ግብሪ ቃል ኪዳን ሰቖጣ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ዝተረኸባሉ ዕላዊ ኮይኑ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ካብ ኩለን ክልላት ዝተመረፃ 240 ወረዳታት ፀገም ድኽዳኸ ንምቅላል ከምዝስራሕ ተፈሊጡ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ዝተረኸባ…

ህወሓት ሽሙ ምስ ህዝቢ ትግራይ ኣተኣሳሲሩ ይጠቐም እምበር ንህዝቢ ትግራይ ዛዕቡኡ ገይሩዎ ኣይፈልጥን – ዶክተር ኣብረሃም በላይ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንዘሓለፉ 50 ዓማውቲ ሽሙ ምስ ህዝቢ ትግራይ ኣተኣሳሲሩ ይጠቐም እምበር ንህዝቢ ትግራይ ዛዕቡኡ ገይሩዎ ኣይፈልጥን ክብሉ ሚኒስትር ኢኖቬሽንንን ቴክኖሎጂን ዶክተር ኣብረሃም በላይ ገሊፆም። ዶክተር ኣብረሃም ምስ ግዜኢ ኣብ…

እቲ ጉጅለ ራዕዲ ከምዘዋፈሮም ዝተጠርጠሩ 116 ሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ትህነግ እቲ ጉጅለ ራዕዲ ከምዘዋፈሮም ዝተጠርጠሩ 116 ሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዘውዓለ ዞባ ደቡብ ወሎ ገሊፁ። ምክትል ኣመሓዳሪ እቲ ዞባ ኣይተ ሰይፉ ሰይድ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝገለፁዎ፥ እቲ ዞባ እቲ ግብረ…