ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራ ኣብ እኒ ዶክተር ኣዲስ ኣለም ባሌማ ዘይንቀሳቐስ ንብረት ዘይሻራዊ ኣመሓዳሪ ንኽሽየም ወሲኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራ መጋባእያ እዋን ቆፀሮ ኣብ እኒ ዶክተር ኣዲስ ኣለም ባሌማ ዘይንቀሳቐስ ንብረት ዘይሻራዊ ኣመሓዳሪ ንኽሽየም ወሲኑ።
እቲ መጋባእያ ውሳነ ዘመሓላለፎ፥ ዓቃቢ ሕጊ ብገበን ዝተረኸበ ወይ እውን ሕጋዊ ኣምሲልካ ምጥቃምን…