Fana: At a Speed of Life!

ኣዲስ ኣበባ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ዩኒቨርሲቲ ንተፈናቐልቲ  ድጋፍ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣  18 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣዲስ ኣበባ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ዩኒቨርሲቲ ካብ መንበሪኦም ንዝተፈናቐሉ ዜጋታት  ድጋፍ ገይሩ። እቲ ዩኒቨርሲቲ  ብጦርነት ምኽንያት ተፈናቒሎም ኣብ ደሴ ከተማ ንዝርከቡ ወገናት ኢዩ ድጋፍ ገይሩ። እቲ ዝተገበረ ድጋፉ ድማ ካብ 1…

ንወፍሪ ህልውና ካብ ሰራሕተኛታት መንግስቲ ልዕሊ 2 ሊየን ብር ንምትእኽኻብ ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ንወፍሪ ህልውና ካብ መሃያ ሰራሕተኛታት መንግስቲ ጥራሕ ልዕሊ 2 ሊየን ብር ንምትእኽኻብ እናተሰርሐ ምዃኑ ኮሚሽን ሲቪል ሰርቪስ እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ሰራሕተኛታት መንግስቲ እቲ ክልል ኣብ ሓደ ዓመት ዝኽፈል ናይ ሓደ ወርሒ መሃይኡ…

ዩኒቨርሲቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣዳማ ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣዳማ ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ልዕሊ 1 ነጥቢ 2 ሚሊየን ብር ዝግም ዋጋ ዘለዎም ናውቲ ሓገዝ ገይሩ። ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ክልላት ኣምሓራን ዓፋርን ብዝገበሮ ወረራ ካብ ሰሜን ወሎ ንዝተመዛበሉ ወገናት ዝውዕል ኢዩ እቲ…

ኣብ ድሬዳዋ ናብ መከላከያ ሰራዊት ንዝሕወሱ ተመለስቲ ናይ ቀደም ሰራዊት ኣባላት ምፍናው ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ድሬዳዋ ናብ መከላከያ ሰራዊት ንዝሕወሱ ተመለስቲ ናይ ቀደም ሰራዊት ኣባላት ምፍናው ተገይሩ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ መልእኽቲ ዘመሓላለፉ ከንቲባ እታ ከተማ ኣይተ አህመድ መሃመድ ቡህ÷ ካብ ኣቦታትና ዝተረከብናያ ሃገር በህወሓት ግብረ ራዕዲ ጉጅለ…

ናይ ደሴ ነጋዶ ንተፈናቐልቲ ወገናት ናይ ምሳሕ እንግዶት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ደሴ ነጋዶ ካብ ራያ ቆቦን ሰሜን ወሎን ዓፋር ክልልን ንዝተፈናቐሉ ወገናት ናይ ምሳሕ እንግዶት ገይሮም። 2 ሺሕ ንዝኾኑ ዜጋታት ናይ ምሳሕ ግብዣ ዝተፈፀመ እንትኸውን፥ ልዕሊ 110 ሺሕ ብር ወፃኢ ተገይሩ። ብኣንድነት ናሁሰናይ እዋናዊ…

ኣብ ሓደሓደ ከባቢታት ዝተሓብኡ ፍርያታት እናተረኸቡ ብምዃኖም ሓበሬታ ንዝህቡ መበረታትዒ ስርዓት ክዝርጋሕ ኢዩ – ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሓደሓደ ከባቢታት ዝተሓብኡ ፍርያታት እናተረኸቡ ብምዃኖም ሓበሬታ ንዝህቡ መበረታትዒ ስርዓት ክዝርጋሕ ኢዩ ክብላ ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዘይግቡእ ወሰኽ ዋጋ ዝገብሩ፣ ሰብ…

6ይ ማእኸል ምገባ ተስፋ ብርሃን ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍቢ ሲ)ኣብ ክፍለ ከተማ ንፋስ ስልክ ላፍቶ ከባቢ ጀሞ 6ይ ጨንፈፈር ማእኸል ምገባ ተስፋ ብርሃን ተመሪቑ። እቲ ማእኸል ኣይተ ሽኩር ሀይረዲን ብዝተብሃሉ ገባሪ ሰናይ ተሃኒፁ ኢዩ ስራሕ ጀሚሩ ዘሎ። ኣብ መዓልቲ 2 ሺሕ ሰባት ምምጋብ ዝኽእል ማእኸል…

ኣብ ኣሜሪካ ዝርከቡ ህፃናት ብዴልታ ኮቪድ-19 ይጥቅዑ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣሜሪካ ዝርከቡ ህፃናት ብዴልታ ኮቪድ-19 ይጥቅዑ ኣለዉ ተባሂሉ። ኣካዳሚ ፔዲያትሪክስ ኣሜሪካን ማሕበር ሆስፒታል ህፃናትን ብዘውፅኡዎ ፀብፃብ፥ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ጥራሕ ኣብታ ሃገር ናብ 94 ሺሕ ዝፅግዑ ህፃናት በቲ ቫይረስ ተጠቒዖም፡፡…

ኣብ ኢትዮጵያ ለውጢ ንኽመፅእ መንእሰይ ህይወቱ እውን ብምስዋእ ልዑል ግደ ኣበርኪቱ ኢዩ- ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ልኡኽቶ ሊግ ብልፅግናን ሰላምን መናእሰይ ኢትዮጵያ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ብሰላም ንኽዛዘም ንዘበርከቶ ኣስተዋፅኦ መርሃ ግብሪ ምስጋና ተኻይዱ። ኣብ መርሃ ግብሪ ምስጋና ተረኺበን መልእኽቲ ዘመሓላለፋ ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች…

ነበርቲ ዞባ ኣላባ ንሳልሳይ ግዘ ንሰራዊት ምክልኻል ሓገዝ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበርቲ ዞባ ኣላባ ንሳልሳይ ግዘ ንሰራዊት ምክልኻል ሓገዝ ገንዘብን ዓይነትን ገይሮም። ምምሕዳር ዞባ ኣላባ ካብ ነበርቲን ሰራሕተኛታት መንግስቲን ዘተኣኻኸቦ 4 ሚሊየን ብር፣ 172 ሰንጋታትን 39 ኣባጊዕን ኣጣልን፤ ኣመራርሓታት ሰራዊትን እቲ ዞባን፣…