ስፓርት ግብፃዊ መሓመድ ሳላሕ ምስ ሃገራዊት ጋንትኡ ከይፃወት ብሊቨርፑል ተኸልኪሉ Gebremariam Weldegerima Aug 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፌዴሬሽን ኵዕሶ እግሪ ግብፂ ኣጥቃዓይ ክለብ ሊቨልፑል መሓመድ ሳላሕ ግብፂ ኣብ ዝመጽእ ወርሒ ኣብ እትገብሮ ግጥም መፃረዪ ፅዋዕ ዓለም ከይሳተፍ ብጋንታ ሊቨርፑል ከምዝተኸልከለ ገሊፁ። ጋንታ ሊቨርፑል ዘቕረበቶ ምኽንያት ድማ እንግሊዝ ምስ ኮሮናቫይረስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል ሳልሳይ ለበዳ ኮቪድ 19 ኣብ ኢትዮጵያ ምግጣሙ ዘርእይ ምልክት ምርኣዩ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Aug 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ሳልሳይ ለበዳ ኮቪድ 19 ኣብ ኢትዮጵያ ምግጣሙ ዘርእይ ምልክት ምርኣዩ ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር ልያ ታደሰ ኣፍሊጠን። ኣብ ኢትዮጵያ ለበዳ ኮቪድ 19 ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ጥራሕ 5 ሺሕን 547 ሰባት ከምዝተለኸፉ ገሊፀን። ኣብ ሓደ መዓልቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናይ ህወሓትን ኦነግ ሸኔን ጉጅለታት ምንቅስቓስ ንምዕጋት እኹል ምድላው ከምዝገበረ ናይ ኦሮሞ ብሄረሰብ ፍሉይ ዞባ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Aug 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ህወሓትን ኦነግ ሸኔን ጉጅለታት ምንቅስቓስ ንምዕጋት እኹል ምድላው ከምዝገበረ ናይ ኦሮሞ ብሄረሰብ ፍሉይ ዞባ ኣፍሊጡ። ናይ ፌደራል፣ ክልልን ናይ ኦሮሞ ብሄረሰብ ፍሉይ ዞባን ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኣብ ባቲ ግንባር ዝተዋፈረ ሚሊሻ ጎብኒዮም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናይ እዚ ደቡብ ኣባላት ስታፍ ሰራዊት ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኣድሂቦም ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Aug 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ደቡብ ክፋል ኢትዮጵያ ልኡኽቶኦም እናተዋፅኡ ዝርከቡ ናይ እዚ ደቡብ ኣባላት ስታፍ ሰራዊት ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኣድሂቦም ተዛቲዮም፡፡ እቲ እዚ ኣብ ሰሜን ክፍሊ እታ ሃገር ዘሎ ግብረ ራዕዲ ሓይሊ ንምድምሳስ እናኸፈለ ዝርከብ ናይ ህይወት ዋጋ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሸሊኾም ዝኣተዉ ናይ ጉጅለ ራዕዲ ሸሞንተ ኣባላት ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ሸሊኾም ዝኣተዉ ናይ ጉጅለ ራዕዲ ሸሞንተ… Gebremariam Weldegerima Aug 24, 2021 0 ሸሊኾም ዝኣተዉ ናይ ጉጅለ ራዕዲ ሸሞንተ ኣባላት ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ሸሊኾም ዝኣተዉ ናይ ጉጅለ ራዕዲ ሸሞንተ ኣባላት ኣብ ቁፅፅር ምውዓሎም ናይ ደሴ ከተማ ምምሕዳር ኣፍሊጡ። ከንቲባ እታ ከተማ ኣይተ ኣበበ ገ/መስቀል፥ ህወሓት ኢትዮጲያዊነት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ህወሓት ዘዋፈሮም ግብረ ራዕዳውያን ብመሓዝ ናብ ሕጊ ንምቕራብ ዘኽእል ግብረ ሓይሊ ተጣሳይሹ ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ… Gebremariam Weldegerima Aug 24, 2021 0 ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ህወሓት ዘዋፈሮም ግብረ ራዕዳውያን ብመሓዝ ናብ ሕጊ ንምቕራብ ዘኽእል ግብረ ሓይሊ ተጣሳይሹ ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ህወሓት ዘዋፈሮም ግብረ ራዕዳውያ ብመሓዝ ናብ ሕጊ ንምቕራብን ብዝተዋደዱ ገበናት ዝሰሳተፉን ኣካላት ብምቁፅፃርን ልዕልነት ሕጊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ውሽጢ ሓደ ወርሒ ኣስታት 1 ሚሊየን ዜጋታት ንምኽታብ ዘኽእል ወፍሪ ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Aug 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውሽጢ ሓደ ወርሒ ኣስታት 1 ሚሊየን ዜጋታት ንምኽታብ ዘኽእል ወፍሪ ከምዝተጀመረ ሓላፊ ቢሮ ጥዕና ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ዶክተር ዮሐንስ ጫላ ኣፍሊጦም። ብልዑል ኩነታት ዝላባዕ ዘሎ ኮቪድ 19 ብርብርብ ምዕጋት እንተዘይተኻኢሉ ዋጋ ከኽፍል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ዘሎ ፀገም ውሽጣዊ ጉዳይ ኢትዮጵያ ኢዩ – ምክትል ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን Gebremariam Weldegerima Aug 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ዘሎ ፀገም ውሽጣዊ ጉዳይ ኢትዮጵያ ስለዝኾነ መንግስቶም ኢዱ ናይ ምእታው ዛዕባ ከምዘይድግፍ ምክትል ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ገሊፆም። ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ደቡብ ሱዳን ነቢል ማህዲ ምስ ምክትል ፕሬዚዳንትን መተሓባበሪ ዘፈር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ Gebremariam Weldegerima Aug 23, 2021 0 ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ መረፃ ኣብ ዘይተኻየደሎም ክልላት ምርጫ ቀፃ ዕለት መውሀቢ ድምፂ ዕላዊ ገይሩ ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ መረፃ ኣብ ዘይተኻየደሎም ክልላት ምርጫ ቀፃ ዕለት መውሀቢ ድምፂ ዕላዊ ገይሩ። ብመሰረት እዚ 14 ሰነ 2013…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ “ኢትዮጵያን ፅዕንቶ ሃገራት ወፃኢን ትማሊ፣ ሎሚን ፅባሕን” ብዝብል ምድላው ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Aug 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ነሓሰ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)"ኢትዮጵያን ፅዕንቶ ሃገራት ወፃኢን ትማሊ፣ ሎሚን ፅባሕን" ብዝብል ምድላው ኣብ ብሄራዊ ቴኣትር ተኻይዱ። ኣብቲ ምድላው ነባራት ምሁራን ዝተፈላለዩ መነቓቕሒ ንግግራትን ፅሑፋት አቕሪቦም። ብተወሳኸዒ መግዒተት፣ ግጥሚታትን …