ጥዕና ካብ ቀፃሊ ዕለተ ዓርቢ ጀሚሩ ክታበት ፖሊዮ ኣብ ሃረሪን ድሬዳዋን ክወሃብ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Oct 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምት፣ የ2014 (ኤፍ ቢሲ)ካብ ቀፃሊ ዕለተ ዓርቢ ጀሚሩ ቀዳማይ ዙር ክታበት ፖሊዮ ኣብ ሃረሪን ድሬዳዋን ክወሃብ ኢዩ። በቲ ክታበት ዕድሚኦም ልዕሊ 5 ዓመት ዝኾኖም ኣስታት 120 ሺሕ ህፃናት ተረባሕቲ ከምዝኾኑ ድማ ቢሮታት ጥዕና ክልል ሃረሪን ከተማ ድሬዳዋን ገሊፆም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ከተማ ዛሬማ ዝርከብ መስጊድ ከምዘዕነወ ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ክልል ኣምሓራ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Oct 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ከተማ ዛሬማ ዝርከብ መስጊድ ከምዘዕነወ ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ክልል ኣምሓራ ኣፍሊጡ። እቲ ጉጅለ ኣብ ሰሜን ጎንደር ዞባ ዓዲ ኣርቃይ ወረዳ ዛሬማ ከተማ ዝርከብ ዓብዪ መስጂድ ብከቢድ መሳሪያ ከምዘዕነዎ ኢዩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መዓልቲ ብሄራት፣ ብሔረሰባትን ህዝብታትን ህብረብሄራዊነት ብዘጠናኽር መልክዑ ከምዝኽበር ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Oct 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መዓልቲ ብሄራት፣ ብሔረሰባትን ህዝብታትን 29 ሕዳር ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ህብረብሄራዊነት ብዘጠናኽር መልክዑ ከምዝኽበር ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገር ገሊፆም። እቲ በዓል ብልፅግና ኢትዮጵያ ንምርግጋፅ መሰረት ዘንብር ኢዩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፅባሕን ድሕሪ ፅባሕን ኣብ ዶብ ኢትዮጵያን ኬኒያን ክታበት እንስሳት ክካየድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Oct 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፅባሕን ድሕሪ ፅባሕን ኣብ ዶብ ኢትዮጵያን ኬኒያን ክታበት እንስሳት ክካየድ ኢዩ። ሎሚ ኣብ ሞያሌ ኣብ ዝተገበረ ዘተ፥ እቲ ክታበት ዶብ ዘለል ተዛመድቲ ሕማማት እንስሳት ንምክልኻል ዘኽእል ኣብ ዶብ ክልቲአን ሃገራት ዘተኮረ ኢዩ ተባሂሉ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጥፍኣትን ኢ-ሰብኣዊ ተግባርን ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብዝተሓባበረ ቅልፅም ኣብ ሓፂር እዋን ደው ምባል ይግባእ-ዶ/ር ኣረጋዊ በርሄ Gebremariam Weldegerima Oct 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይቲ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ናይ ጥፍኣትን ኢ-ሰብኣዊ ተግባርን ብዝተሓባበረ ቅልፅም ኣብ ሓፂር እዋን ደው ምባል ይግባእ ክብሉ ኣቦ መንበር ዲሞክራሲያዊ ፓርቲ ትግራይ ዶ/ር ኣረጋዊ በርሄ ገሊፆም። ዶ/ር ኣረጋዊ፥ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ህዝቢ ትግራይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዘካየዶም ደብዳባት ኣየር ዒላመኦም ዝወቕዑ ከምዝኾኑ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Oct 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዘካየዶም ደብዳባት ኣየር ዒላማ ዝገበርዎ ህወሓት ጥራሕ ከምዝኾነን ዒለመኦም ዝወቕዑ ከምዝኾኑን ተገሊፁ። መፃረዪ ሓበሬታ እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያ ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዘካየዶም ደብዳባት ኣየር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትካላት ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር ዕዉት ተግባራት ንክፍፅማ ስራሕን ሰራሕተኛን ኣራኺበን ንክሰርሓ ተሓቲቱ Gebremariam Weldegerima Oct 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካላት ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር ዕዉት ተግባራት ንክፍፅማ ስራሕን ሰራሕተኛን ኣራኺበን ንክሰርሓ ተሓቲቱ። ሚኒስትር ምክልኻል ሃገር ዶክተር ኣብርሃም በላይ ምስ ኣመራርሓ ተፀዋዕቲ ትካላት እቲ ቤት ዕዮ ተዛቲዮም። እቲ ዘተ፥ ካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣባላት ሓዱሽ ቤት ምኽሪ ሃረሪ ክልል ስልጠና ይወሃቦም ኣሎ Gebremariam Weldegerima Oct 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ሓዱሽ ቤት ምኽሪ ሃረሪ ክልል ኣብ ክሊ ኣሰራርሓ፣ ስነ ምግባርን ደንቢን ስልጠና ይወሃቦም ኣሎ ተባሂሉ። አፈ ጉባዔ እቲ ቤት ምኽሪ ወ/ሮ ኣዲስዓለም በዛብህ÷ ኣብ ሻድሻይ ምርጫ ተወዳዲሮም ናብቲ ቤት ምኽሪ ዝኣተዉ ኣባላት ህዝቢ መሰረት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መድረኽ ምንቕናቕ መናእሰይ ክልል ዓፋር ኣብ ከተማ ሰመራ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Oct 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) መድረኽ ምንቕናቕ መናእሰይ ክልል ዓፋር ኣብ ከተማ ሰመራ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ መናእሰይ እቲ ክልል፣ ደቂ ኣኒስቲዮን ዝተፈላለዩ ክፋላት ማሕበረሰብን ከምዝተሳተፉ ኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ እቲ ክልል ፀብፂቡ። ጉጅለ ራዕዲ ህወሓት ኣብዚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓለም ለኸ ኮንፈረንስ ፈጠራ ዕድል ስራሕ ንምናእሰይ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Oct 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ኮንፈረንስ ፈጠራ ዕድል ስራሕ ንምናእሰይ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ዝተረኸባ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳይ ደቂ ኣንስቲዮን ማሕበራዊን ወይዘሮ ሙና አህመድ፥ ኢትዮጵያ ኣብ ኣፍሪካ ብኣንፃራዊነት ብፍጥነት ኣብ ምዕባይ…