Fana: At a Speed of Life!

79 ዜጋታት ካብ የመን፣ ሰንዓ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ) 79 ዜጋታት ካብ የመን፣ ሰንዓ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ተወካሊ ዳይሬክቶሬት ጀነራል ጉዳያት ቆንስላ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ተረኺቦም ነቶም ተመለስቲ ኣቀባበል ከምዝገበሩሎም ካብ ቤት ፅሕፈት ኣቐባሊ ቃል እቲ…

ሎሚ መዓልቲ ኢትዮጵያውያን ዝሳተፍሎም ውድድራት ፍፃመን መፃረዪን

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኦሎምፒክ ቶኪዮ 2020 ውድድራት ፍፃመን መፃረዪን ኢትዮጵያውያን ክሳተፉ ኢዮም። ሰዓት 7፡00 ድሕሪ ቀትሪ ብደቂ ኣኒስቲዮ 1500 ሜትሮ መፃረዪ ንፍርቂ ፍፃመ ዝሓለፋ  ፍሬወይኒ ሃይሉን ለምለም ሃይሉን ናብ ፍፃመ ንምሕላፍ ክወዳራ…

ኣብ ትግራይ ሰብኣዊ ሓገዝ ንምስላጥ ምስ መንግስቲ ብምዃን ንሰርሕ ኣለና-ውሕመ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2013 ዓ.ም(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ ሰብኣዊ ሓገዝ ንምስላጥ ምስ መንግስቲ ብምዃን ንሰርሕ ኣለና ኣብ ትሕቲ ዋና ፀሓፊ  ውድብ ሕቡራት መንግስታት/ውሕመ ኣተሓባባሪ ሰብኣዊ ጉዳያትን ሃንደበታዊ ሓገዝን ማርቲን ግሪፊት ገሊፆም። እቶም መተሓባበሪ ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ…

ተግባር ባንዳነት ኣሸባሪ ህወሓት ብምኽባስ ሃገራዊ ሓድነትን ሰላምን ምርግጋፅ ንኽእል ኢና- ፓርቲታት ፖለቲካ  

ኣዲስ ኣበባ፣ ሓምለ 27፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምስ ህዝቢ ብምዃን ተግባር ባንዳነት ኣሸባሪ ህወሓት ብምኽባስ ሃገራዊ ሓድነትን ሰላምን ምርግጋፅ ንኽእል ኢና ክብሉ ኣብ ክልል ዓፋር ዝንቀሳቐሱ ፓርቲታት ፖለቲካ   ገሊፆም። እቶም ፓርቲታት ኣብ ከተማ ሰመራ ኣብ ዝገበርዎ መድረኽ ዘተ ከምዝበልዎ፥…

ኣብ ሕቡራት ዓረብ ኢሚሬት ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ልዕሊ 7 ነጥቢ 3 ሚለየን ብር  ድጋፍ ተኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ ሃምሌ 27፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ዱባይን ሰሜን ኤምሬትን ካብ ኢትዮጵያውያን ኮሚኒቲ ማሕበር ናይ ኣመራርሓ ቦርድ ኣባላትን ዲፕሎማትን ብምዃን ኣብ ዝተገበረ ዘተ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ልዕሊ 7 ነጥቢ 3 ሚለየን ብር  ድጋፍ ተኣኪቡ። ኣብቲ ዘተ  ኣምባሳደር ሱሌይማን ደደፎናን…

ህወሓት ካብ ኣዲስ ኣበባ ክሳብ ቶጎ ጫሌ ብዝዘርገሖ ዘይሕጋዊ ኔት ዎርክ ዝውውር ገንዘብ እንትጥቀመሎም ዝነበረ ሰነዳትን ገንዘብን ምስ ተጠርጠርቲ ኣብ ቁፅፅር…

ኣዲስ ኣበባ፣  27 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ህወሓት ካብ ኣዲስ ኣበባ ክሳብ ቶጎ ጫሌ ብዝዘርገሖ ዘይሕጋዊ ኔት ዎርክ ዝውውር ገንዘብ እንትጥቀመሎም ዝነበረ ሰነዳትን ገንዘብን ምስ ተጠርጠርቲ ኣብ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ፌደራል ፖሊስ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ዶላር ካብ ኣዲስ ኣበባ ብፀሊም ዕዳጋ…

ኣብ ክልል ደቡብ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝኸውን 250 ሚሊየን ብር ድጋፍ ንምግባር ተሊሙ ይሰርሕ ከምዘሎ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣  27 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ደቡብ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝኸውን 250 ሚሊየን ብር ድጋፍ ንምግባር ተሊሙ ይሰርሕ ከምዘሎ መንግስቲ እቲ ክልል ገሊፁ። ሓላፊት ጉዳያት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ እቲ ክልል ሰናይት ሰለሞን፥ እቲ ክልል ሓድነት ኢትዮጵያ ንምሕላው ኣብ…

ኣርቲስታት ኦሮሞ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳይ ይዛተዩ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣  27 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ኦሮሞ፣ ማእኸል ባህሊ ኦሮሞን ማሕበር ኣርቲስታት ኦሮሞን ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳይ ይዛተዩ ኣለዉ። እቲ ዘተ ኢትዮጵያ ንምድሓን ክወፍር ኢየ፣ ኣብ ዝኾነ ይኹን ቦታ፣ ኣብ ዝኾነ ይኹን እዋን ብዝብል መሪሕ ቃል ኢዩ እቲ ዘተ…

ኣብ ቶኪዮ ኦሊምፒክ ብ800 ሜትሮ ደቂ ኣኒስቲዮ ዝተሳተፈት ኣትሌት ሃብታም ኣለሙ መበል ሻድሻይ ደረጃ ብምሓዝ ውድድራ ዛዚማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቶኪዮ ኦሊምፒክ ብ800 ሜትሮ ደቂ ኣኒስቲዮ ዝተሳተፈት ኣትሌት ሃብታም ኣለሙ መበል ሻድሻይ ደረጃ ብምሓዝ ውድድራ ዛዚማ። ብመሰረት እዚ ተሸላሚት ዲፕሎማ ኮይና። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም…

ኣብ ኦሎምፒክ ቶኪዮ ብ5 ሺሕ ሜትሮ ውድድር ደቂ ተባዕቲዮ ኣትሌት ሚልኬሳ መንገሻ ንፍፃመ ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣  27 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኦሎምፒክ ቶኪዮ ብ5 ሺሕ ሜትሮ ውድድር ደቂ ተባዕቲዮ ኣትሌት ሚልኬሳ መንገሻ ንፍፃመ ሓሊፉ። ኣትሌት ሚልኬሳ መንገሻ ብ13፡31.13 በዝኾነ ሰዓት ሻድሻይ ደረጃ ብምሓዝ ኢዩ ውድድሩ ዛዚሙ። ብመሰረት እዚ ብ5 ሺሕ ሜትሮ ውድድር ደቂ…