ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝኸውን ደም ንክልገስ ፃውዒት ኣቕሪቦም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝኸውን ደም ንክልገስ ፃውዒት ኣቕሪቦም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ንሰራዊትና ደም ንለግስ፣ መንበሪ ኣባይቲ ዓቕሚ ዘይብሎም ወገናት ነሐደስ…