Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኦሎምፒክ ቶኪዮ ብ5 ሺሕ ሜትሮ ውድድር ደቂ ተባዕቲዮ ኣትሌት ሚልኬሳ መንገሻ ንፍፃመ ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣  27 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኦሎምፒክ ቶኪዮ ብ5 ሺሕ ሜትሮ ውድድር ደቂ ተባዕቲዮ ኣትሌት ሚልኬሳ መንገሻ ንፍፃመ ሓሊፉ። ኣትሌት ሚልኬሳ መንገሻ ብ13፡31.13 በዝኾነ ሰዓት ሻድሻይ ደረጃ ብምሓዝ ኢዩ ውድድሩ ዛዚሙ። ብመሰረት እዚ ብ5 ሺሕ ሜትሮ ውድድር ደቂ…

ኣባላት “የሰላም ጓድ” ኣብ ጎኒ ህዝብን መንግስቲን ኢትዮጵያ ከምዝስለፉ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣  27 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት “የሰላም ጓድ” ኣብ ጎኒ ህዝብን መንግስቲን ኢትዮጵያ ከምዝስለፉ ገሊፆም። ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ብፕሮፌሰር ብሩክ ኃይሉ ምስ ዝምራሕ ኣባላት “የሰላም ጓድ” ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳይ…

ጁንታ ህወሓት ብሓይሊ ዘሰለፎም ሓይሊታት ጥፍኣት ብኣንፈት ክልል ዓፋርን ኣምሓራን ኢዶም ይህቡ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ጁንታ ህወሓት ብሓይሊ ዘሰለፎም ሓይሊታት ጥፍኣት ብኣንፈት ክልል ዓፋርን ኣምሓራን ኢዶም ይህቡ ኣለዉ። ጉጅለ ህወሓት ህፃናትን መናእሰይን ትግራይ ኣገዲዱ ናብ ኲናት የሳውሮም ከምዘሎ እቶም ምርኮኛታት ገሊፆም። ካብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ትግራይ…

ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ድሬዳዋ ስሩዕ ጉባኤኡ የካይድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ድሬዳዋ ንክልተ መዓልታት ዝፀንሕ መበል 47 ስሩዕ ጉባኤኡ የካይድ ኣሎ። እቲ ጉባኤ ኣብ ፃንሒቱ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ መደባት 2013 ዓ.ም እታ ከተማ ብዝምልከት ብምዝታይ ከፅድቕ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ። ብተወሳኺ ሹመት ዳያኑ፣…

ህወሓት ንምድምሳስ ድልዋት ከምዝኾኑ ሓሙሽተ ተነሓናሕቲ ፓርቲታት ፖለቲካ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ህወሓት ንምድምሳስ ድልዋት ከምዝኾኑ ሓሙሽተ ተነሓናሕቲ ፓርቲታት ፖለቲካ ገሊፆም። እቶም ፓርቲታት፥ ናይ ኢትዮጵያ ነጻነት ፓርቲ፣ ናይ ኢትዮጵያ ብሄራዊ ኣንድነት ፓርቲ፣ ኣዲስ ትውልድ ፓርቲ፣ ራያ ራዩማ ዲሞክራሲያዊ ፓርቲን ህዳሴን ኢዮም። እቶም…

ኣምባሳደር ደሚቱ ሀምቢሳ ምስ ፕሬዚደንት ኮሚቴ ድሕንነት ሪፐብሊክ ፓርላማ ጣሊያን ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣  27 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ጣሊያን ደሚቱ ሀምቢሳ ምስ ፕሬዚደንት ኮሚቴ ድሕንነት ሪፐብሊክ ፓርላማ ጣሊያን አዶልፎ ኡርሶ ተዛቲየን። እቲ ዘተ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ኩነታት ኢትዮጵያ ብፍላይ ኣብ ትግራይ ብዛዕባ ዘሎ እዋናዊ ኩነታት፣ ብዛዕባ ቀርኒ…

ሰራሕተኛታት ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝኸውን ደም ለጊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ሰራሕተኛታት ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝኸውን ደም ለጊሶም። እቶም ሰራሕተኛታት ንሓድነት ሃገር ህይወቱ እናሃበን እናተዋገአን ንዘሎ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝኸውን ደም መልጋሶም ከምዘሐጉሶም ገሊፆም። ካሊእ ክፋል ሕብረተሰብ…

ብኣንፈት ምዕራብ ትግራይ ንሰብኣዊ ሓገዝ ዝኸውን መተሓላለፊ ኮሪደር ይከፈት ዝብል ድፍኢት ተቐባልነት የብሉን-ኣይተ ምትኩ ካሳ

ኣዲስ ኣበባ፣  27 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ ሰብኣዊ ሓገዝ ንዝደሊዩ ተሓገዝቲ ረድኤት ንምቕራብ ብዝብል ሓደ ሓደ ምዕራባውያንን ትካላቶምን ብኣንፈት ምዕራብ ትግራይ መተሓላለፊ ኮሪደር ይከፈት ዝብል ድፍኢቶም ተቐባልነት ከምዘይብሉ ኮሚሽነር ኮሚሽን ብሄራዊ ኣመራርሓ ስራሕን ሓደጋን…

ህዝቢ ኣምሓራ ምስ ካልኦት ብሄር ብሄረሰባት ብምዃን ንሓይሊ ፀረ ኢትዮጵያ ክቐፅዖ ኢዩ-ፓርቲ ብልፅግና ኣምሓራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ህዝቢ ኣምሓራ ምስ ካልኦት ብሄር ብሄረሰባት ብምዃን ንሓይሊ ፀረ ኢትዮጵያ ክቐፅዖ ኢዩ ክብል ፓርቲ ብልፅግና ኣምሓራ ኣፍሊጡ። እቲ ፓርቲ ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ እቲ ኵናት ህልውና ኢትዮጵያ ዝረጋገፀሉን ሃገራዊ ክብራ ክብ ዝብለሉን ኢዩ ኢሉ።…

ብ1500 ሜትሮ ምፅራይ ውድድር ደቂ ተባዕቲዮ ክልተ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ንፍርቂ ፍፃመ ሓሊፎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ሓምለ፣ 2013 ( ኤፍ ቢ ሲ)ብ1500 ሜትሮ ምፅራይ ውድድር ደቂ ተባዕቲዮ ኣትሌት ታደሰ ለሚን ሳሙኤል ኣባተን  ንፍርቂ ፍፃመ ሓሊፎም። ካብ ምድብ ክልተ ኣትሌት ሳሙኤል ኣባተ ብ3፡41.63 ሓምሻይ ደረጃ በምሓዝ ውድድሩ እንትዛዝም፥ ካብ ምድብ ሰለስተ ኣትሌት ታደሰ ለሚ…