ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቡካዮ ሳካ ንኣርባዕተ ሰሙን ካብ ሜዳ ክርሕቕ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Aug 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)እንግሊዛዊ ተፃዋታይ ክፍሊ ምጥቃዕ መስመር ኣርሰናል ቡካዮ ሳካ ብጉድኣት ምኽንያት ንኣርባዕተ ሰሙናት ካብ ሜዳ ክርሕቕ ኢዩ፡፡ እቲ ተፃዋቲ ኣብ ዝሓለፈ ቀዳም ምሸት ኣርሰናል ንሊድስ ዩናይትድ 5 ን 0 ብዝኾነ ሰፊሕ ኣፈላላይ ሸቶ ኣብ ዝሰዓረትሉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ናይ ኣፍሪካ ፅባሕ ክውስኑ ዝኽእሉ ስራሕቲ ምውጋን ይግባእ – ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) Gebremariam Weldegerima Aug 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ተለዋዋጢ ኣብ ዝኾነ ዓለም ናይ ፅባሕ ኣፍሪካ ክውስኑ ዝኽእሉ ስራሕቲ ብምትሕብባር ትብብር ምውጋን የድሊ ኢሎም ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር)፡፡ መበል 41 ዓመታዊ ኮንፈረንስ ሕብረት ምዘናታት ትምህርቲ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ እናተኻየደ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንኣፍሪካ ምዕባለ ዘምፅእ ስርዓት ምዘና ትምህርቲ ምዝርጋሕ ይግባእ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ Gebremariam Weldegerima Aug 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ንኩለን ሃገራት ኣፍሪካ ምዕባለ ዘምፅእ ስርዓት ምዘና ትምህርቲ ምዝርጋሕ ይግባእ ኢሎም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መበል 41 ዓመታዊ ኮንፈረንስ ሕብረት ምዘናታት ትምህርቲ ኣፍሪካ ከምዝበሉዎ፤…
ቢዝነስ ኣብ ኣዲስ ኣበባ እናተወገነ ዝርከብ ስራሕ ምርግጋእ ዕዳጋ … Gebremariam Weldegerima Aug 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣዲስ ኣብ ቀፃሊ ንዝኽበሩ በዓላት ፍርያታት ብስፍሓት ብምቕራብ ስራሕቲ ምርግጋእ ዕዳጋ እናተወገነ ይርከብ፡፡ ምክትል ከንቲባን ሓላፊ ቢሮ ልምዓት ኢንዱስትሪን እታ ከተማ ኣይተ ጃንጥራር ኣባይ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ፥ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ወረዳ ኣሕፈሮም ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 13 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም Desta Aug 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ዞባ ማእኸል ወረዳ ኣሕፈሮም ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 13 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም። እቲ ሓደጋ ሎሚ ንጎሆ ከባቢ ሰዓት 11፡00 ኣብታ ወረዳ ጣብያ ሴሮ ቁሸት ዕላሱር ፍሉይ ቦታ መቓይሕ ከምዘጋጠመ ቤት ፅሕፈት ፀፅታን ምምሕዳርን…
Uncategorized ምድላው ሆቴላት ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ቀፃሊ ንዝካየዱ ዓለም ለኸ ጉባኤታት … Gebremariam Weldegerima Aug 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሆቴላት ኣብ ዝቕፅል ወርሒ ጳጉሜንን መስከረምን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዝካየዱ ኣህጉራዊን ዓለም ለኻዊን ጉባኤታት ኣድላዪ ምድላው እናገበራ ይርከባ ኢሉ ማሕበር ወነንቲ ሆቴላት ኣዲስ ኣበባ፡፡ ቅነ ክሌማዊ ለውጢ ሕቡራት መንግስታት፣ 2ይ ጉባኤ ክሌማዊ…
ስፓርት ኤቨርተን ንብራይተን ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ Gebremariam Weldegerima Aug 24, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ 2ይ ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኤቨርተን ንብራይተን 2 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ፡፡ ኤቨርተን ዝተዓወተትለን ሸቶታት ኒዲያዬን ጋርነርን ኣመዝጊቦምወን፡፡ ኤቨርተን ፈላማይ ዕላዊ ናይ ፕሪሚየር ሊግ ፀወታኣ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲ ዝሕግዙ ሃገራዊ ክብሪታት ናብ ዕዳጋ ክመፅኡ ኣለዎም – ሙዓዘ ጥበባት ዲያቆን ዳንኤል ክብረት Gebremariam Weldegerima Aug 24, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ንህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲ ዝሕግዙ ሃገራዊ ክብሪታት ናብ ዕዳጋ ክመፅኡ ኣለዎም ኢሎም ሚኒስትር ኣማኻሪ ማሕበራዊ ጉዳይ ቀዳማይ ሚኒስትር ሙዓዘ ጥበባት ዲያቆን ዳንኤል ክብረት፡፡ ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሚኒስትር ዋና ተፀዋዒ መንግስቲ ተስፋዬ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትውልዲ ኣብ ሓበራዊ ምኽረ ሓሳብ ንምብፃሕ ድሉው ክኸውን ኣለዎ – ዋና ኮሚሽነር መስፍን ኣርኣያ (ፕ/ር) Gebremariam Weldegerima Aug 24, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ትውልዲ ንምዝርራብን ኣብ ሓበራዊ ምኽረ ሓሳብ ንምብፃሕም ካብ ማንም እዋን ንላዕሊ ድሉው ክኸውን ኣለዎ ኢሎም ዋና ኮሚሽነር ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ መስፍን ኣርኣያ (ፕ/ር)። እቶም ዋና ኮሚሽነር ምስ ፋና ፖድካስት ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት…
ስፓርት ፀወታታት ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ እውን ቀፂሎም ክካየዱ ኢዮም Gebremariam Weldegerima Aug 24, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ካልኣይ ሰሙን መርሃ ግብሪ ፀወታታት ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ እውን እንትቕፅሉ ሰለስተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም፡፡ እቲ ሊግ ብስዕረት ዝጀመረት ማንቼስተር ዩናይትድ ፈላማይ ዓወት እዚ ውድድር ዓመት ብምሕሳብ ሎሚ ምሸት 12:30 ኣብ ክራቨን ኮቴጅ…