Fana: At a Speed of Life!

ቤት ምኽሪ ክልል ደቡብ ስሩዕ ኣኼብኡ የካይድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ቤት ምኽሪ ክልል ደቡብ ስሩዕ ኣኼብኡ የካይድ ኣሎ። እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ዘካይዶ ኣኼባ፥ ትልሚ በጀት ዓመት 2014 ዓ.ም ይርእይ ኣሎ። ኣብ ቀፃሊ ዓመት ዝተዋደደ ተሳትፎ ኣመራርሓን ህዝብን ብምጥቃም ክስርሑ ኣብ ዝኽእሉ ጉዳያት ከምዝሰርሕ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝነብሩ ኤርትራዊያን ስደተኛታት ሰለማዊ ሰልፊ ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝነብሩ ኤርትራዊያን ስደተኛታት ኣብ ትግራይ ኣብ ልዕሊ ስደተኛታት ኤርትራ ንዝበፅሕ ዘሎ ግፍዕን ምንግልታዕን ብምቅዋም ሰለማዊ ሰልፊ ኣካይዶም። እቶም ሰልፈኛታት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝርከብ ቤት ዕዮ ውድብ ሕቡራት መንግስታት…

ምክትል ፀሓፊ ሰብኣዊ ጉዳያት ውሕመ ኣብ ኢትዮጵያ ዝገብርዎ ዑደት ጀሚሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ፀሓፊ ሰብኣዊ ጉዳያትን ኣተሓባባሪ ሓገዝ ህፁፅ ግዜን ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ) ማርቲን ግሪፍትስ ኣብ ኢትዮጵያ ዝገብርዎ ዑደት ጀሚሮም። እቲ ዑደት ንሽዱሽተ መዓልታት ዝፀነሕ ኢዩ ተባሂሉ። ማርቲን ግሪፍትስ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ…

መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር፣ መንበሪ ዓቕሚ ዘይብሎም ምሕዳስን ወፍሪ ፅሬትን ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሓምለ፣ 2013 ( ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ 2013 ዓ.ም ሓምለዋይ ኣሰር፣ መንበሪ ዓቕሚ ዘይብሎም ምሕዳስን ወፍሪ ፅሬትን ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ይካየድ ኣሎ። ኣመራርሓን ሰራሕተኛን ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን፥ ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ሓምለዋይ ኣሰር፣ መንበሪ ዓቕሚ…

ኣብ ዞባ ኣርባዕተ ክልል ዓፋር እዋ ኣብ ዝተብሃለ ወረዳ ብዝተወሰደ ስጉምቲ ፈጣሪ ራዕዲ ህወሓት ከምዝተደምሰሰ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ኣርባዕተ ክልል ዓፋር እዋ ኣብ ዝተብሃለ ወረዳ ብዝተወሰደ ስጉምቲ ፈጣሪ ራዕዲ ህወሓት ከምዝተደምሰሰ ተገሊፁ። እቲ ጉሥለ ኣብቲ ኩይናት ዘሰለፎም ብዙሓት ዕጡቓት ተደምሲሶም፤ ብዙሕ ቁፅሪ ዘለዎም ድማ ተማሪኾም። እቲ ጁንታ ካብቲ ባቢ…

ካልአይቲ መርከብ ኢትዮጵያ ኣብ ወደብ በርበራ ልዕሊ 11 ሺሕ ሜትሪክ ቶን ፅዕነት ተራግፍ ኣላ 

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ሓምለ፣ 2013 ( ኤፍ ቢ ሲ) ሸበሌ ዝተብሃለት ካልአይቲ መርከብ ኢትዮጵያ ኣብ ወደብ በርበራ ልዕሊ 11 ሺሕ ሜትሪክ ቶን ፅዕነት ተራግፍ ከምዘላ ትካል ኣገልግሎት ሎጂስቲክስን ትራንስፖርቲን ባሕሪ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ ትካል ኣይተ ሮባ መገርሳ ፥ እታ…

ህወሓት ኣብ ልዕሊ ጎረባብቲ ክልላት ተኸታታልነት ዘለዎ ትንኮሳ ይፍፅም ኣሎ-ቢለኔ ስዩም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ሓምለ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሸባሪ ህወሓት ኣብ ልዕሊ ጎረባብቲ ክልላት ተኸታታልነት ዘለዎ ትንኮሳ ይፍፅም ኣሎ ክብላ ፕሬስ ሴክሬታሪ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ቢለኔ ስዩም ገሊፀን። ቢለኔ ስዩም ሎሚ መዓልቲ ንውሽጢ ዓዲን ወፃኢን ጋዜጠኛታት ኣብ ዝሃብኡ መግለፂ፥ ኣሸባሪ…

ኢትዮጵያን ኣልጄሪያን ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ብሓባር ንምስራሕ ድልየት ከምዘለወን ገሊፀን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ሓምለ ፡ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ኣልጄሪያን ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ብሓባር ንምስራሕ ድልየት ከምዘለወን ገሊፀን። ምክትል ቀዳመይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣልጀሪያ ራምታኔ ላማምራ ተዛቲዮም። እቶም…

ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ምክትል ዋና ፀሓፊት ጉዳያት ህንፀት ፖለቲካን ሰላምን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ምክትል ዋና ፀሓፊት ጉዳያት ህንፀት ፖለቲካን ሰላምን ሮዝመሪ ዲካርሎ ተዛቲዮም። ኣይተ ደመቀ ኣብቲ ዘተ፥ ኣብ ትግራይ ዘለዉ ሓረስቶት እዋን ዝናብ ንክጥቀሙ ስምምዕነት ደው…

ዓቃቢ ሕጊ ኣብ መዝገብ እኒ ሌተናል ጀነራል ታደሰ ወረደ ጀነራል ገብረፃድቃን ገ/ትንሳኤ ሓዊሱ ኣብ ልዕሊ 74 ሰባት ክሲ መስሪቱ

ኣዲስ ኣበባ ፣21 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓቃቢ ሕጊ ኣብ መዝገብ እኒ ሌተናል ጀነራል ታደሰ ወረደ ጀነራል ገብረፃድቃን ገ/ትንሳኤ ሓዊሱ ኣብ ልዕሊ 74 ሰባት ክሲ መስሪቱ። ላዕለዋይ ዓቃቤ ሕጊ ፌዴራል ኣብ ልዕሊ እቶም ተከሰስቲ ዝመስረቶ ክሲ፥ እቶም ተኸሰስቲ መንግስቲ ፌዴራል ብሓይሊ…