Fana: At a Speed of Life!

ወፈርቲ ንፀላእቶም ስዒሮም ክምለሱ ኢዮም- ሚኒስትር ምክልኻል ሃገር ዶክተር ቀንአ ያደታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ወፈርቲ ንፀላእቶም ስዒሮም ክምለሱ ኢዮም ክብሉ ሚኒስትር ምክልኻል ሃገር ዶክተር ቀንአ ያደታ ገሊፆም።   “ኢትዮጵያ ንምድሓን ክወፍር ኢየ” ብዝብል መሪሕ ቃል መርሃ ግብሪ ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝሕወሱ መናእሰይ…

ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ካብ ነበርቲን ሰብ ሃፍቲን ዝኣከቦ ደገፍ 1 ነጥቢ 1 ቢሊየን ብር ንሰራዊት ምክልኻል ኣረኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ካብ ነበርቲን ሰብ ሃፍቲን እታ ከተማ ዝኣከቦ ደገፍ 1 ነጥቢ 1 ቢሊየን ብር ንሰራዊት ምክልኻል ኣረኪቡ። እቲ ድካፍ ምክትል ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ንሚኒስትር ምክልኻል  ዶክተር ቀነዓ ያደታ ኣረኪበን። “ኢትዮጵያ…

ባንኪ ዓለም ንዓውዲ ትምህርቲ ኢትዮጵያ ዝገብሮ ደገፍ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ኣረጋጊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ዓለም ንላዕለዎት ትምህርቲ ኢትዮጵያን ዓውዲ ቴክኒክን ሙያ ትምህርትን ስልጠናን  ትምህርቲ  ዝገብሮ ደገፍ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ኣረጋጊፁ። ብሚኒስትር ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ዶክተር ሳሙኤል ኡርቃቶ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ መንግስቲ…

መርሃ ግብሪ ምፍናው ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ንዝሕወሱ መናእሰይ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መስቀል ኣደባባይ መርሃ ግብሪ ምፍናው ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ንዝሕወሱ መናእሰይ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ካብ ነበርቲ ኣዲስ ኣበባ ብዓይነትን ብገንዘብን ዝተኣከበ ደገፍ አውን ናይ ምርኽኻብ ስርዓት ይሳለጥ ኣሎ።…

ብዘይሕጋዊ መገዲ ዝተኸዘነ ሓፂነመፂን ተታሒዙ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ብዘይሕጋዊ መገዲ ዝተኸዘነ ሓፂነመፂን ከምዝተትሓዘ ፌዴራል ፖሊስ ኢትዮጵያ አፍሊጡ። ፈጣሪ ራዕዲ ጁንታ ህወሓት ኣብ ልዕሊ ኢኮኖሚ እዛ ሃገር ልዑል ጉድኣት ንምብፃሕን ሀገር ናይ ምፍራስ ተልአኹኡ ንምዕዋትን ዝተፈለለዩ ኢኮኖሚያዊ…

ንዕላማ ግብረ ራዕዲ ብኽልተ ተሽከርከርቲ ተፃዒኑ እንትጓዓዝ ዝነበረ መሳርሒ ኲናት ተታሒዙ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ንዕላማ ግብረ ራዕዲ ብኽልተ ተሽከርከርቲ ተፃዒኑ እንትጓዓዝ ዝነበረ መሳርሒ ኲናት ኣብ ከተማ ቡታ ጅራ ከምዝተትሓዘ ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ደቡብ ገሊፁ። ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ደቡብ ምስ ብሄራዊ መረዳእታን ደህንነትን  ሕብረተሰብን ብምዃን ብዝገበሮ…

ካብ ዳያስፖራ ንህዳሰ ግድብ ዝኸውን 70 ሺሕ ዶላር ኣብ 48 ሰዓታት ተኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ሓምለ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ዳያስፖራ ንህዳሰ ግድብ ዝኸውን 70 ሺሕን 380 ዶላር ኣብ 48 ሰዓታት ተኣኪቡ። ኣብ ወፃኢ ዓዲ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን፣ ትውልደ ኢትዮጰያውያንን ፈተውቲ ኢትዮጵያን www.mygerd.com ዝብል ድረ ገጽ ዕላዊ ኮይኑ። እቲ ድረ ገፅ…

ኣብ ክልል ጋምቤላ ኩለ መዳይ ተረባሕነት ህዝቢ ንምርግጋፅ በቢብርኩ ዝርከቡ ኣመራርሓ ብቁርፀኝነት ንክሰርሑ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ጋምቤላ ስሩዕ ጉባኤኡ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ። ኣፈ ጉባኤ እቲ ቤት ምኽሪ ኣይተ ጁል ናንጋል ከመዝበልዎ፥ ኣብ ጋምቤላ ኩለ መዳይ ተረባሕነት ህዝቢ ንምርግጋፅ በቢብርኩ ዝርከቡ ኣመራርሓ ብቁርፀኝነት ክሰርሑ ይግባእ። ኢትዮጵያውያን…

ኤርትራ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ 3 ን2 ብዝኾነ ውፅኢት ተዓዊታ  

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ኣብ ስታድዮም ባህርዳር ዝተኻደ ፀወታ ውድድር ሴካፋ ትሕቲ 23 ዓመት ሃገራውያን ጋንታታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ብዓወት ሃገራዊት ጋንታ ኤርተራ ተዛዚሙ። ፀወታ ቅድሚ ዕረፍ ብዘይ ሽቶ ድሕሪ ምዝዛሙ ኣብ ልዕሊ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ 3…

ብዙሓት ዓውዲታት ሙያ ባህጊን ተውህቦን ይጠልቡ-ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዙሓት ዓውዲታት ሙያ ባህጊን ተውህቦን ይጠልቡ ከብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ብዙሓት ዓውዲታት ሙያ ባህጊን ተውህቦን ይጠልቡ እኳ እንተኾኑ ንውትህድርና ግን…