Fana: At a Speed of Life!

መንግስቲ ክልል ኣምሓራ ፃውዒት ክተት ብምቕባል ኣብ ከተማ ደብረብርሃን ህዝባዊ ናይ ድጋፍ ሰልፊ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2013 ዓ.ም(ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ክልል ኣምሓራ ፃውዒት ክተት ብምቕባል ኣብ ከተማ ደብረብርሃን ህዝባዊ ናይ ድጋፍ ሰልፊ ተኻይዱ። እቶም ሰልፈኛታት ዝተፈላለዩ ጭርሖታት ብምሓዝ ኢዮም ሰልፎም ኣካይዶም። ️ልፈኛታት ካብ ዘስምዕዎም ጭርሖታት፥ ባንዳ ሃገር…

ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣልጀሪያ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

አዲስ አበባ፣ ሃምሌ 21፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣልጀሪያ ራምታኔ ላማምራ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። ሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣምባሳደር ብርቱካን ኣያኖ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ኣቀባብላ ገይረናሎም።…

መኢአድ ናብ ፃውዒት ክተት ከምዝሕወስ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መኢአድ መነግስቲ ክልል ኣምሓራ ናብ ዘመሓላለፎ  ፃውዒት ክተት ከምዝሕወስ ኣፍሊጡ። እቲ ፃውዒት ሃገር ንምድሓን ዝቐረበ ብሕታዊ ኣማራፂ ብምዃኑ ነቲ ፃውዒት ከምዝሕወስ ምግላፁ ኣሚኮ ፀብፂቡ። መኢአድ በቢብርኩ ዝርከቡ ኣባላቱን ደገፍቱን ናብቲ…

ኣሜሪካ ፈጣሪ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ልዕሊ ኣብ ትግራይ ዘለዉ ስደተኛታት ኤርትራ ዝፍፅሞ ዘሎ መጥቃዕቲ ደው ንከብል ኣተሓሳሲባ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ሓምለ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) መንግስቲ ኣሜሪካ ፈጣሪ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ልዕሊ ኣብ ትግራይ ዘለዉ ስደተኛታት ኤርትራ ዝፍፅሞ ዘሎ መጥቃዕቲ ደው ንከብል ኣተሓሳሲቡ። ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ እታ ሃገር ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ ፈጣሪ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ልዕሊ ኣብ ትግራይ ዘለዉ…

ፃውዒት ክተት ብምቕባል ኣብ ባህርዳር ህዝባዊ ድጋፍ ሰልፊ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣21 ሓምለ፣ 2013 ( ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ክልል ኣምሓራ ዝኣወጆ ፃውዒት ክተት ብምቕባል ኣብ ባህርዳር ህዝባዊ ድጋፍ ሰልፊ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ሰልፊ ኣብ ልዕሊ ኣምሓራ ዝወራረድ ዋላ ሓንቲ ሒሳብ የለን፣ ጉዕዞ ዕብየትና ብኣሸባሪ ጉጅለ ኣይተዓናቐፍን፣ ኢትዮጵያ ንምፍራስ ዝምነዩ…

ፋና ሓዊሱ ካልኦት ትካላት ሚዲያ ኣብ ከተማ ነገሌ ወለንተናዊ ክረምታዊ ኣገልግሎት ኣጀሚረን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ሓምለ፣ 2013 ( ኤፍ ቢ ሲ)ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ሓዊሱ ካልኦት ትካላት ሚዲያ ኣብ ከተማ ነገሌ ወለንተናዊ ክረምታዊ ኣገልግሎት ኣጀሚረን። ብመሰረት እዚ ኣብታ ከተማ ዝርከቡ ዓቕሚ ዘይበሎም ሰባት መርሃ ግብሪ ምሕዳስ ገዛ ተጀሚሩ ኣሎ። ብተወሳኺ ተኸላ ፈልስን…

ጉጅለ ራዕዲ ህወሓት ብዓለም ለኸ ገበን ምጥፋእ ዘርኢ ክሕተት ይግባእ-ትዴፓ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ራዕዲ ህወሓት አብ ትግራይ ብዝፍፅሞ ዘሎ ሰብኣዊን ቁሳውን ኪሳራ ብዓለም ለኸ ገበን ምጥፋእ ዘርኢ ክሕተት ይግባእ ክብል ትግራይ ዴሞክራሲያዊ ፓርቲ ኣፍሊጡ። ሓላፊ ርክብ ህዝቢ እቲ ፓርቲ ኣይተ ሙሉብርሃን ሃይሌ፤ ጉጅለ ራዕዲ ህወሓት ንህዝቢ…

45 ዶካትርን ሰብ ሞያ ሕክምናን ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ሞያዊ ደገፍ ንምሃብ ናብ ግንባር ኣምሪሖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ካብ ዘለዋ ሆስፒታላት ዝተውፃእፅኡ 45 ዶካትርን ሰብ ሞያ ሕክምናን ንሰራዊት ምክልኻል ሀገር ሞያዊ ደገፍ ንምሃብ ናብ ግንባር ኣምሪሖም። ሓላፊ ቢሮ ጥዕና  ዶክተር ዮሀንስ ጫላ ሓዊሱ እቶም 45 ሰብ ሞያታት ሕክምና ሎሚ መዓልቲ…

ፈጣሪ ራዕዲ ህወሓት ልዕሊ 170 ረዲኤት ዝፀዓና መኻይን ዓጊቱ- ሚኒስቴር ትራንስፖርት  

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈጣሪ ራዕዲ ህወሓት ልዕሊ 170 ረዲኤት ዝፀዓና መኻይን ዓጊቱ ደወ ከምዘበለ ሚኒስትር ትራንስፖርት ወይዘሮ ዳግማዊት ሞገስ ኣፍሊጠን፡፡ እተን ሚኒስትር ሎሚ መዓልቲ ከምዝበልኡ፥ ንትግራይ  ዝኸውን ረድኤት ዝፀዓና ልዕሊ 170 መኻይን ፈጣሪ ራዕዲ…

ኢትዮጵያን ጃፓንን ሰነድ ስምምዕነት ድጋፍ 120 ሚሊየን ብር ከቲመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ጃፓንን ሰነድ ስምምዕነት ድጋፍ 120 ሚሊየን ብር ከቲመን። ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ገንዘብ ያስሚ ወሃበርቢን ኣምባሳደር ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያ ኢቶ ታካኮ ክታሞም ኣንቢረሙሉ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦…