ዝኾነ ይኹን ኣብራሪ ኣውሮፕላን ይኹን ኦፕሬተር መምርሒ እንተጥሒሱ ንዝበፅሖ ሓደጋ ሓላፍነት ክወስድ ኢዩ-መፃረዪ ሓበሬታ እዋናዊ ኩነታት
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝኾነ ይኹን ኣብራሪ ኣውሮፕላን ይኹን ኦፕሬተር መምርሒ እንተጥሒሱ ንዝበፅሖ ሓደጋ ሓላፍነት ክወስድ ኢዩ ክብል መፃረዪ ሓበሬታ እዋናዊ ኩነታት ኣፍሊጡ።
መፃረዪ ሓበሬታ እዋናዊ ኩነታትከምዝበሎ፥ ቅድም ክብል 23 ሰነ 2013 ዓ.ም ሓበሬታ መረዳእታ…