ሰላሌ ዩኒቨርሲቲ ብዝተፈላለዩ ሙያታት ትምህርቲ ዘሰልጠኖም 1 ሺሕን 54 ተምሃሮ ኣመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰላሌ ዩኒቨርሲቲ ብዝተፈላለዩ ሙያታት ትምህርቲ ዘሰልጠኖም 1 ሺሕን 54 ተምሃሮ ኣመሪቑ።
እቲ ዩንቨርስቲ ንመበል ሳልሳይ ጊዘ ኢዩ ኣመሪቑ።
ፕሬዚዳንት እቲ ዩኒቨርሲቲ ዶክተር ገናነው ጎፌ ሰላሌ፥ እቲ ዩንቨርስቲ ንፅርየት ትኹረት ብምግባር…