ኣብ እስራኤል ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ሃገሮም ንምድጋፍ ዝገብሩዎ ፃዕሪ ኣጠናኺሮም ከምዝቕፅሉ ተዛሪቦም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኣተሓባባራይነት ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ እስራኤል መድረኽ ዘተ መርበብ ሓበሬታ ተኻይዱ፡፡
ኣብቲ መድረኽ ዝተሳተፉ ኣብ እስራኤል ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ሃገሮም ንምድጋፍ ዝገብሩዎ ኣስተዋፅኦ ኣጠናኺሮም ንምቕፃል ቃል ኣቲዮም፡፡…