ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዓውዲ ትምህርቲ ዝድለ ውፅኢት ንምምዝጋብ ብቕዓት ኣመራርሓ ምዕባይ ከምዝግባእ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Aug 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዓውዲ ትምህርቲ ዝድለ ውፅኢት ንምምዝጋብ ብቕዓት ኣመራርሓ ምዕባይ ከምዝግባእ ተገሊፁ። ሚኒስትር ዲኤታ ኣይተ ሚሊየን ማቴዎስ ታርጌት ኢትዮጵያ ኣብ ዘሰናድኦ ዓውደ መፅናዕቲ ከምዝገለፁዎ፥ ስራሕቲ ትምህርቲ ንምዕባይ በቢብርኩ ብቕዓት ዘለዎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣባላት ግብረ ራዕዲ ሸኔ ኣብ ዞባ ባሌ ወረዳ ሐረና ቡሉቅ ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም Gebremariam Weldegerima Aug 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ሰለስተ ኣባላት ግብረ ራዕዲ ሸኔ ኣብ ዞባ ባሌ ወረዳ ሐረና ቡሉቅ ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም። እቶም ኣባላት ግብረ ራዕዲ ሸኔ፥ ሕብረተሰብ ብዝገበሮ ተሳትፎን ኣካላት ፀፅታ ብዝገበርዎ ዝተዋደደ ስራሕን ኢዩ ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም። ኣብ ልዕሊ ህዝቢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ታንዛኒያ ተኣሲሮም ዝነበሩ 100 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Aug 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዘይሕጋዊ መገዲ ብታንዛኒያ ኣቢሉ ናብ ደቡብ ኣፍሪካ ዝግበር ጉዕዞ ብዙሓት ኢትዮጵያውያን ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር እናወዓሉ ንማእሰርቲ ከምዝተቓልዑ ይፍለጥ። ካብ ሞንጎ እዚኣቶም 100 ኢትዮጵያውያን ኣለማየሁ ከተማ ብዝተብሃሉ ኢትዮጵያዊ ኢንጂነር ጃቢር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ምክልኻል ቻይና 200 ሺሕ ዶዝ ክታበት ኮቪድ 19 ንሚኒስቴር ምክልኻል ኢትዮጵያ ድጋፍ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Aug 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ምክልኻል ቻይና 200 ሺሕ ዶዝ ክታበት ኮቪድ 19 ንሚኒስቴር ምክልኻል ኢትዮጵያ ድጋፍ ገይሩ። ኣብ ኢትዮጵያ ናይ ቻይና ወታደራዊ ኣታሼ ሲነር ኮሎኔል ሆንግ ዣንግ፥ ቻይና ንኢትዮጵያ እትገብሮ ድጋፍ ከምእትቕፅል ኣረጋጊፆም። ኣዛዚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓበራዊ ጉባኤ ኮሚሽነራት ኮሚሽን ቤት ህንፀት ክልልን ፌዴራልን ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Aug 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓበራዊ ጉባኤ ኮሚሽነራት ኮሚሽን ቤት ህንፀት ክልልን ፌዴራልን ይሳለጥ ኣሎ። ኣብ መኽፈቲ እቲ ጉባኤ ዝተረኸቡ ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊ ፌዴራል ዶክተር ጌዲኦን ጢሞቴዎስ፥ ኣብዚ ሕዚ እዋን ኣተሓሕዛ ሰብኣዊ መሰል ተሃነፅቲ ሕጊ ዝተመሓየሸ ይኹን እምበር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልኡኻት ህወሓት ሕጋዊ ስጉምቲ ይውሰደሎም ኣሎ Gebremariam Weldegerima Aug 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ንህወሓት ዝለኣኣኹ ውሽጣዊ ባንዳታት ብምፍላይኣድላዪ ስጉምቲ እናተወሰደሎም ከምዝርከብ ምምሕዳር ዞባ ደቡብ ጎንደር ኣፍሊጡ። ዋና ኣመሓዳሪ እቲ ዞባ ኣይተ ቀለመወርቅ ምህረቴ፥ ምስ ማሕበረሰብ ንግዲን ነበርቲን ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ኣድሂቦም…
ኮሮናቫይረስ ናብ ኣፍሪካ ዝተለኣኸ ካታበት ኮቪድ19 እኹል ኣይኮነን – ውድብ ጥዕና ዓለም Gebremariam Weldegerima Aug 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ናብ ኣፍሪካ ዝተለኣኸ ካታበት ኮቪድ19 እኹል ከምዘይኮነ ውድብ ጥዕና ዓለም ኣፍሊጡ። ክታበት ኮቪድ ዝወሰዱ ትሕቲ 3 ሚኢታዊ ዝኾኑ ክፋላት ሕብረተሰብ እታ ኣህጉር ከምዝኾኑ ማእኸል ምክልኻል ምቁፅፃርን ሕማማት ኣፍሪካ ኣመልኪቱ፡፡ እቲ ማእኸል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መሰረታዊ ስልጠና ውትድርና ዝወሰዱ ኣመራርሓታትን ሰራሕተኛታት መንግስቲ ተመሪቖም Gebremariam Weldegerima Aug 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ መሰረታዊ ስልጠና ውትድርና ዝወሰዱ 170 ኣመራርሓታትን ሰራሕተኛታትን ቢሮ ጥዕናን ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብን መንግስቲ እቲ ክልል ተመሪቖም። እቲ ስነ-ስርዓት ምረቓ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ከተማ ባህርዳርን ዝተኻየደ እንትኸውን፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ማሕበር ልምዓት ሲዳማ ምርኢት ንግዲን ባዛርን ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Aug 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበር ልምዓት ሲዳማ ቀዳማይ ምርኢት ንግዲን ባዛርን ኣብ ከተማ ሃዋሳ ተጀሚሩ። 'ነፃነትና ንልምዓትና' ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ዝተጀመረ ባዛር፥ ልዕሊ 200 ኣፍረይቲን ነጋዶን ተሳቲፎም፡፡ እቲ ማሕበር ልምዓት ምስ ፕሮሞሽን ኢላ ብምዃን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል መዚ ምምሕዳርን ቁፅፅርን ክንክን ጥዕና ምግቢን መድሓኒትን ንሰራዊት ምክልኻል ሓገዝ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Aug 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መዚ ምምሕዳርን ቁፅፅርን ክንክን ጥዕና ምግቢን መድሓኒትን ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንሰራዊት ምክልኻል ሓገዝ ምግባሩ ኣፍሊጡ። እቲ በዓል መዚ ንሰራዊት ምክልኻል ልዕሊ 15 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገንዘብን ዓይነትን ገይሩ፡፡ ሰራሕተኛታት…