ኢትዮጵያ ሕገ-መንግሥታዊ ስርዓት ንምሕላው እትገብሮ ፃዕሪ ዝነኣድ ኢዩ – ፕሬዚዳንት ሳልቫኪር
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ሕገ-መንግሥታዊ ስርዓት ንምሕላው እትገብሮ ፃዕሪ ዝነኣድ ኢዩ ክብሉ ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫኪር ማያርዲት ገሊፆም።
ሓላፊት ቋንቋታት ወፃኢን ዲጂታል ሚዲያን ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ቢልለኔ ስዩም ኣብ እዋናዊ ኩነታት ብምድሃብ…