ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እቲ ጉጅለ ራዕዲ ከምዘዋፈሮም ዝተጠርጠሩ 116 ሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም Gebremariam Weldegerima Aug 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ትህነግ እቲ ጉጅለ ራዕዲ ከምዘዋፈሮም ዝተጠርጠሩ 116 ሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዘውዓለ ዞባ ደቡብ ወሎ ገሊፁ። ምክትል ኣመሓዳሪ እቲ ዞባ ኣይተ ሰይፉ ሰይድ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝገለፁዎ፥ እቲ ዞባ እቲ ግብረ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስራሕቲ ሓገዝ ሰላምን ድሕንነትን ኢትዮጵያ ኣብ ሓደጋ ብዘየውድቕ መልክዑ ክኸውን ኣለዎ – ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ Gebremariam Weldegerima Aug 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ስራሕቲ ሓገዝ ሰላምን ድሕንነትን ኢትዮጵያ ኣብ ሓደጋ ብዘየውድቕ መልክዑ ክሳለጥ ከምዝግባእ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ኣቐባሊ ቃል ሚነስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ኣድሂቦም መግለፂ ሂቦም፡፡ ስለዝኾነ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሳልቫ ኪር ማያርዲት ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ኣዲስ ኣበባ ኢቲዮም Gebremariam Weldegerima Aug 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫ ኪር ማያርዲት ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ኣዲስ ኣበባ ኢቲዮም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ እንትበፅሑ፥ ቀዳማይ ሚኒትር ኣቢይ ኣሕመድ፣ ሚኒስትር ሰላም ሙፈሪሃት ካሚልን ሚኒስትር ሰራዊት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሚሽን ቤት ህንፀት ፌዴራል ሓዱሽ ዘዳለዎ ኣርማ እቲ ትካል፣ ደምቢ ክዳንን መዓርግን ኣመሪቑ Gebremariam Weldegerima Aug 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኮሚሽን ቤት ህንፀት ፌዴራል ሓዱሽ ዘዳለዎ ኣርማ እቲ ትካል፣ ደምቢ ክዳንን መዓርግን ናይ ምፍላጥ መርሃ ግብሪ ኣብ ማእኸል ቤት ህንፀት ዝዋይ ኣመሪቑ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊ ፌዴራል ዶ/ር ጌዲዮን ጢሞቲዎስ፣ ኮሚሽነር ኮሚሽን ቤት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዞባ ሰሜን ሸዋ ንወፍሪ ህልውና ዝግበር ሓገዝ ተጠናኺሩ ንኽቕፅል ተሓቲቱ Gebremariam Weldegerima Aug 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ዞባ ሰሜን ሸዋ ንወፍሪ ህልውና ዝግበር ሓገዝ ተጠናኺሩ ንኽቕፅል ፃውዒት ቀሪቡ። ሕብረተሰብ ገንዘባዊ ሓገዝን ምድላው ስንቂን ዝገበሮ ርብርብ ኣጠናኺሩ ክቕፅል ከምዝግባእ ምክትል ኣመሓዳሪ እቲ ዞባ ኣይተ ብርሃኑ ታየ ሓቲረቶም፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሌጅ ፖሊስ ክልል ኣምሓራ ምልምል ሰልጠንቲ ፍሉይ ሓይሊ የመርቕ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Aug 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኮሌጅ ፖሊስ ክልል ኣምሓራ ምልምል ሰልጠንቲ ፍሉይ ሓይሊ የመርቕ ኣሎ። እቶም ሰልጠንቲ ኣብ ኮሌጅ ክልል ኣምሓራ ኢንስቲትዩት ማእኸል መሰልጠኒ ፖሊስ ጥሩ ብርሃን ዝተፈላለዩ ስልጠናታት እናወሰዱ ዝፀንሑ ከምዝኾኑ ኣሚኮ ፀብፂቡ፡፡ እዋናዊ ሓበሬታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሉሲ (ድንቅነሽ) ኣብ ዱባይ ኣብ ዝካየድ ኤክስፖ ንዑደት ክትቀርብ ኢያ Gebremariam Weldegerima Aug 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሉሲ (ድንቅነሽ) ኣብ ዱባይ ኣብ ዝካየድ ኤክስፖ 2020 ንዑደት ክትቀርብ ምዃና ተገሊፁ። ኤክስፖ ዱባይ 2020፥ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ መጋቢት 1 ክሳብ 31 2022 ኣብ ዱባይ ክካየድ ኢዩ፡፡ ኣብቲ ኤክስፖ ሉሲ (ድንቅነሽ) ንምርኢት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ሉኣላዊነታን ናፅታን ንምሕላው ትገብሮ ፃዕሪ ቻይና ከምትድግፍ ኣፍሊጣ Gebremariam Weldegerima Aug 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ሉኣላዊነታን ናፅታን ንምሕላው ኣብ ትገብሮ ፃዕሪ ቻይና ከምትድግፍ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ያንይ ዪ ኣፍሊጦም። ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ያንይ ዩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ደባርቕ 124 ተጠርጠርቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም Gebremariam Weldegerima Aug 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ሰሜን ጎንደር ከተማ ደባርቕ ኣብ መውፅኢን መእተዊን ኬላታት ብዝተገበረ ክትትል 124 ተጠርጠርቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ተገሊፁ። ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ከተማ ደባርቕ ኣይተ ጌትነት ፀጋየ፥ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ናብታ ከተማ…
ስፓርት ሃገራዊት ጋንታ ኡጋንዳ ናብ ባህርዳር ኣቲያ Gebremariam Weldegerima Aug 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምስ ሃገራዊት ጋንታ ናይ ምሕዝነት ፀወታ ትገብረ ሃገራዊት ጋንታ ኡጋንዳ ናብ ባህርዳር ኣቲያ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana ድረ ገፅና…