ቢዝነስ ካብ ፍሪያታት መኣድን 681 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ Gebremariam Weldegerima Jul 10, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ በጀት ዓመት 2013 ካብ ፍሪያታት መኣድን 681 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ኣታዊ ከምዝተረኸበ ሚኒስቴር መኣድንን ነዳዲን ኣፍሊጡ። ኣብ ቀፃሊ ዓመት እውን ካብዚ ብዝበለፀ ኣታዊ ንምርካብ ትልሚ ተታሒዙ ይስራሕ ከምዘሎ ካብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ጅቡቲን ንዝህነፅ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ዝኸውን ልቓሕ 83 ነጥቢ 6 ሚሊየን ዶላር ኣፅዲቑ Gebremariam Weldegerima Jul 10, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ጅቡቲን ንዝህነፅ ዝርገሐ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ዝኸውን ልቓሕ 83 ነጥቢ 6 ሚሊየን ዶላር ኣፅዲቑ። እቲ ልቓሕ ብነዊሕ እዋን ዝኽፈል ከምዝኾነ ተገሊፁ። ቀጠና ምብራቕ ኣፍሪካ ብሓይሊ ኤሌከትሪክ ብምትእስሳር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ ቤት ፍርዲ ንዝቐረበላ ክሲ ረቲዓ Gebremariam Weldegerima Jul 10, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ “ICL (Israel Chemical Limited) ዝተብሃለ ኩባኒያ መውፅኢ መኣደን ፖታሽ ኣብ ዓለም ለኸ ቤት ፍርዲ ንዘቕረበላ ክሲ ከምዝረትዐት ተገሊፁ። ሚኒስቴር መኣድንን ነዳድን ከምዝበሎ፥ እቲ ኩባኒያ ናይ 300 ሚሊየን ዶላር ክሲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢ ማላዊ ሪፐብሊክ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Jul 10, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢ ማላዊ ሪፐብሊክ ኣይዘንሀወር መሰካካ ተዛቲዮም። ኣይተ ደመቀ፥ ኢትዮጵያን ማላዊን ታሪካዊን ዲፕሎማሲያዊን ርከብ ከምዘለወን ኣዘኻኺሮም። ኣብ…
ቢዝነስ ኣብ 5 ኣዋርሕ 67 ከተማታት ተረባሕቲ ኣገልግሎት 4ጂ ኢንተርኔት መግባር ከምዝተኽኣለ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jul 10, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ኣብ 5 ኣዋርሕ 67 ከተማታት ተረባሕቲ ኣገልግሎት 4ጂ ኢንተርኔት መግባር ከምዝተኽኣለ ኣፍሊጡ። ዋና ፈፃሚት ስራሕ ኢትዮ ቴሌኮም ወይዘሪት ፍሬህይወት ታምሩ፥ እቲ ትካል ዲጅታል ኢኮኖሚ ኣብዛ ሃገር ንምህናፅ ስትራቴጂ ብምቕራፅ ይሰርሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰብ ሃፍቲ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዘተኣኻኸብዎ ደገፍ ንምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣረኪቦም Gebremariam Weldegerima Jul 10, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ሃፍቲ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዘተኣኻኸብዎ ደገፍ ንምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣረኪቦም። ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ መስዋእቲ ብምኽፋል ንህልውና ሃገር ነዝዋደቕ ዘሎ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ደገፍ ዝኸውን 2 ቢሊየን በር ንምትኽካብ ቃል ምእታዉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣብ ትግራይ ሰብኣዊ ሓገዝ ንምብፃሕ ዘኽእል ኩነታት ንምጥዕዓም ቃል ምእታዎም ኣንቶኒዮ ጉቴሬዝ ንኢዶም Gebremariam Weldegerima Jul 10, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ትግራይ ሰብኣዊ ሓገዝ ንምብፃሕ ዘኽእል ኩነታት ንምጥዕዓም ቃል ምእታዎም ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣንቶኒዮ ጉቴሬዝ ንኢዶም። ክልቲኦም መራሕቲ ኣብ ትግራይ ብዛዕባ ዘሎ እዋናዊ ኩነታት ብዝምልከት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 2 ሺሕን 536 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Jul 10, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)2 ሺሕን 536 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ተወካሊ ዳይሬክቶሬት ጀነራል ጉዳያት ቆንስላ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ተረኺቦም ነቶም ተመለስቲ ኣቀባበል ከምዝገበሩሎም ካብ ቤት ፅሕፈት ኣቐባሊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ንፀገም ንዝተቓልዑ ወገናት ዝኸውን ሰብኣዊ ሓገዝ ይጎዓዓዝ አሎ Gebremariam Weldegerima Jul 9, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሓምለ፣ 2013 ዓ.ም(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ መንግስቲ ብመሰረት ዝሃቦ ትኹረት ንፀገም ንዝተቓልዑ ወገናት ዝኸውን ሰብኣዊ ሓገዝ ይጎዓዓዝ አሎ። ምግብን ምግቢ ተንከፍን ዝፀዓና ተሽከርከርቲ ሎሚ መዓልቲ ናብ ትግራይ ምንቅስቓስ ከምዝጀመራ ድማ ተገሊፁ። ዓለም ለኻዊ ትካላት…
ቢዝነስ ኢትዮጵያን ጣሊያንን ሰነድ ስምምዕነት ሓገዝ 258 ነጥቢ 8 ሚሊየን ብር ከቲመን Gebremariam Weldegerima Jul 9, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ጣሊያንን ሰነድ ስምምዕነት ሓገዝ 258 ነጥቢ 8 ሚሊየን ብር ከቲመን። ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ አሕምድ ሺዴን ኣብ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ጣሊያን ኣርቱሮ ሉዚን ክታሞም ኣምቢረሙሉ። ኢኢ ሓገዝ ደቀቕቲ ብደቂ…