Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ሓምለዋይ ኣሰር ነዕርፎ ክታም ቀፂልና ኣለና – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ከይዲ ምንባር ሓምለዋይ ኣሰር ተጠናኺሩ ከምዝቐፀለ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም፡፡ ፅዕንቶ ለውጢ ከባቢ ኣየር ኢትዮጵያ ንምፅዋርን ድሌት ውሕስና ምግቢ ኢትዮጵያ ንምርግጋፅን ብኢድ ደቃ ጋህዲ ከምዝኸውን እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ትዊተር…

2 ሺሕን 212 ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)2 ሺሕን 212 ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። እቶም ተመለስቲ ዜጋታት ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ኣቀባብላ ከመዝተገበረሎም ካብ ቤት ጽሕፈት ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። እዋናዊ…

ናብ ትግራይ ዝግበሩ በረራታት ጠንካራ ተፍቲሽን ጥቡቕ ምርመራን ክግበር ኢዩ– ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ንሰብኣዊ ሓገዝ ናብ ትግራይ ዝግበሩ በረራታት ጠንካራ ተፍቲሽን ጥቡቕ ምርመራን ክግበር ኢዩ ክብል ኣፍሊጡ። ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ቤት ምኽሪ ፀፅታ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝነብሩ ሰብ ሃፍቲ ንሰራዊት ምክልኻልን ግድብ ህዳሰን ትፅቢት ዝግበረሎም ሓገዝ ከምዝገብሩ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝነብሩ ሰብ ሃፍቲ ንሰራዊት ምክልኻልን ግድብ ህዳሰን ትፅቢት ዝግበረሎም ሓገዝ ከምዘበርክቱ ገሊፆም። ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያ ኣድሂቡ ምስ ሰብ ሃፍቲ መድረኽ ዘተ እናካየደ ይርከብ፡፡ ኣብቲ…

60 ዜጋታት ካብ ሊባኖስ ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)60 ዜጋታት ካብ ሊባኖስ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ቤት ፅሕፈት ቆንስላ ኢትዮጵያ ኣብ ቤሩት ምስ ዝምልከቶም ኣካላት መንግስቲ ሊባኖስ ብምዝርራብ ሰነድ ኣልባን ፍቓድ መንበሪ ዘይብሎም ዜጋታት ናብ ሃገሮም ክምለሱ እናገበረ ከምዝርከብ ተገሊፁ፡፡ ኣብ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ናይ ሕሶት ብር እናሕተሙ ዝተረኸቡ ውልቀ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ቦሌ ናይ ሕሶት ብር እናሕተሙ ዝተረኸቡ ውልቀ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። ኣብቲ ክፍለ ከተማ ናይ ሕሶት ብር ብምሕታም ኣብ ኢኮኖሚ፣…

ጆቨነል ሞይስ ብናይ ደገ ሓይልታት ከምዝተቐንፀሉ ፖሊስ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሄይቲ ጆቨነል ሞይስ ዝበዝሑ ኣባላቱ ኮሎምብያውያን ወተሃደራት ብዝኾኑ ሓደ  ጉጅለ ዕጡቕ  ወፃኢከምዝተቐትሉ ፖሊስ እታ ሃገር ኣፍሊጡ። ጆቨነል ሞይስ ኣብ ፈለማ እዚ ሰሙን እዮም ኣብ መንበሪ ገዝኦም ተቐቲሎም። እቲ ጉጅለ 26…

ቅድሚ 250 ዓመት ዝተሓተመ መፅሓፍ ቅዱስ ቅዳሕ ንሚኒስቴር ባህሊን ቱሪዝምን ተበርኪቱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሓምሌ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቅድሚ 250 ዓመት ዝተሓተመ መፅሓፍ ቅዱስ ቅዳሕ ንሚኒስቴር ባህሊን ቱሪዝምን ተበርኪቱ። ቅዳሕ ኪንግ ጀምስ ተባሂሉ ብብርኪ ዓለም ካብ ዝፍለጥ ዝፀንሑ ሙሉእ እንግሊዝኛ ቅዳሓት ፍልፍላት መፅሓፍ ቅዱስ ሓደ ዝኾነ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፕያውያን 1789…

ም/ቀ/ሚ ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሜክሲኮ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስተርን ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሜክሲኮ ማርሴሎ ኢብራርድ ተዛቲዮም። ኣብ መንጎ ክልቲአን ሃገራት ዘሎ ናይ መትሕብባር ዓውዲ ብምስፋሕ ርክበን ብዝበለፀ ኣጠናኺርካ ምቕፃል ከምዝግባእ…

ቤት ምኽሪ ፀፅታ ሰለስቲኣዊ ድርድር ግድብ ህዳሰ ብሕብረት ኣፍሪካ ንክረአ ድጋፉ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ፀፅታ ሰለስቲኣዊ ድርድር ግድብ ህዳሰ ብሕብረት ኣፍሪካ ንክረአ ድጋፉ ገሊፁ። ግብፂ ንመከራኸሪ ዝኸውን ዝተፈላለዩ ምኽኒያታት ኣቕሪባ። መከራኸሪ ኢትዮጵያ፥ ፍትሓዊ ተጠቃሚነትን ባሓባር ምልማዕን መሰረት ዝገበረ ኢዩ። ኣብ ቤት…