Fana: At a Speed of Life!

ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ፍልፍል ምትሕብባር ሰለስቲአን ሃገራት ኢዩ-ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ፍልፍል ምትሕብባርን ካብኡ ንልዕሊን ሰለስቲአን ሃገራት ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ምምላእ ማይ ግድብ ህዳሰ ኣብ ልዕል ህዝቢ ሱዳንን ግብፅን ልዑል ፅዕንቶ ከምዘየሕድር…

ናብ ትግራይ ዝኣትዋን ካብ ትግራይ ዝወፅኣን ኣውሮፕላናት ፈለማ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ክዓርፋ ይግባእ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኢትዮጵያ ናብ ትግራይ ዝኣትዋን ናብ ትግራይ ዝኣትዋን ካብ ትግራይ ናብ ወፃኢ ይኹን ናብ ውሽጢ ዓዲ ዝግበሩ ኩሎም በረራታት ፈለማ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ክዓርፋ ከምዝግባእ እዋናዊ መፃረዪ ኩነታት ገሊፁ። መንግስቲ ኢትዮጵያ ውሳነ በይናዊ…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ለውጢ ከባቢ ኣየር ዘስዕቦ ጉድኣት ንምክልኻል ኣብ ዝተሰናድአ ዓለም ለኸ ኣኼባ ተሳቲፈን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ለውጢ ከባቢ ኣየር ዘስዕቦ ጉድኣት ንምክልኻል ዘኽእል ገንዘብ ኣብ ዝተኣኻኸበሉ ዓለም ለኸ ኣኼባ ተሳቲፈን። እቲ መድረኽ ብቀዳማይ ሚኒስትር ባንግላዴሽ ዝተፀወዐን ለውጢ ከባቢ ኣየር ዘስዕቦ ጉድኣት ንምክልኻል…

ሰብ ሃፍቲ ኣዲስ ኣበባ ንሰራዊት ምክልኻል ዝኸውን ልዕሊ 1 ቢሊየን ብር ሓገዝ ንምትእኽኻብ ቃል ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝነብሩ ሰብ ሃፍቲነ ማሕበረሰብ ንግዲን ንሰራዊት ምክልኻል ፌዴሪኢ ዝኸውን ልዕሊ 1 ቢሊየን ብር ሓገዝ ንምትእኽኻብ ቃል ኣቲዮም። ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያ ኣድሂቡ ምስ ሰብ ሃፍቲ መድረኽ ዘተ…

ደልታ ዝተባሃለ ዓይነት ቫይረስኮሮና ኣብ ኣፍሪካ ይላባዕ ብምህላዉ ዜጋታት ክጥንቀቑ ኣለዎም-ውድብ ጥዕና ዓለም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ጥዕና ዓለም ደልታ ዝተባሃለ ዓይነት ኮሮናቫይረስ ኣብ ሃገራት ኣፍሪቃ ይላባዕ ብምህላዉ ዜጋታት ክጥንቀቑ ኣተሓሳሲቡ። ናይ መወዳእታ ሰሙን ወርሒ ሰነ ብኹነታት ለብዒ ቫይረስኮሮና እቲ ኣዝዩ ዝኸፍአ ጊዜ ከምዝነበረ ፀብፃባት እቲ ትካል ይሕብሩ።…

ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ዘሎ መርሃግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ንሃገራት ምብራቕ ኣፍሪካ መርኣያ ዝኸውን ኢዩ-መናእሰይ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪካ  

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ዘሎ መርሃግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ንሃገራት ምብራቕ ኣፍሪካ መርኣያ ዝኸውን ኢዩ ክብሉ መናእሰይ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪካ ተዛሪቦም። እቶም መናእሰይ፥ ዓለም ዘጨንቕ ንዘሎ ለውጢ ከባቢ ኣየር ዝሓሸ ኣማራፂ ከመዝኾነ ገሊፆም።…

ወይዘሮ ዳግማዊት ሞገስ ናብ ጋመቤላ ኣትየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ትራንስፖርት ወይዘሮ ዳግማዊት ሞገስ ዑደት ስራሕ ናብ ጋመቤላ ኣትየን፡፡ እተን ሚኒስትር ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ጋምቤላ እንትበፅሓ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ጋምቤላ ኣይተ ኡሞድ ኡጁሉ ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ እቲ ክልል ኣቀባብላ…

ኣብ ሓምለዋይ ኣሰር ነዕርፎ ክታም ቀፂልና ኣለና – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ከይዲ ምንባር ሓምለዋይ ኣሰር ተጠናኺሩ ከምዝቐፀለ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም፡፡ ፅዕንቶ ለውጢ ከባቢ ኣየር ኢትዮጵያ ንምፅዋርን ድሌት ውሕስና ምግቢ ኢትዮጵያ ንምርግጋፅን ብኢድ ደቃ ጋህዲ ከምዝኸውን እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ትዊተር…

2 ሺሕን 212 ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)2 ሺሕን 212 ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። እቶም ተመለስቲ ዜጋታት ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ኣቀባብላ ከመዝተገበረሎም ካብ ቤት ጽሕፈት ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። እዋናዊ…

ናብ ትግራይ ዝግበሩ በረራታት ጠንካራ ተፍቲሽን ጥቡቕ ምርመራን ክግበር ኢዩ– ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ንሰብኣዊ ሓገዝ ናብ ትግራይ ዝግበሩ በረራታት ጠንካራ ተፍቲሽን ጥቡቕ ምርመራን ክግበር ኢዩ ክብል ኣፍሊጡ። ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ቤት ምኽሪ ፀፅታ…