Fana: At a Speed of Life!

ስራሕቲ ፈጠራን ምርምርን ንምብርትታዕ ፈላማይ ዝኾነ ኮንቬክሽን ይዳሎ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒሰስትር ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ስራሕቲ ፈጠራን ምርምርን ንምብርትታዕን ኣፍልጦ ንመሃብን ፈላማይ ዝኾነ ኮንቬክሽን ይዳሎ ኣሎ። እቲ ኮንቬክሽን ካብ 5 ክሳብ 8 ሓምለ 2013 ዓ.ም ዝዳሎ እንትኸውን፥ ኣብቶም መዓልቲታት ሽዱሽተ ፓነል…

ኣባላት ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ሓምለዋይ ኣሰሮም ኣንቢሮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ማእኸል እፅዋት ጉለሌ ሓምለዋይ ኣሰሮም ኣንቢሮም። “ንዑ ንኣዲስ ኣበባ ንኽደና” ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብታ ከተማ ዝተጀመረ መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ሓምለዋይ ኣሰር ሎሚ መዓልቲ ተጠናኺሩ ቀፂሉ…

ጃኮብ ዙማ ኢዶም ንፖሊስ ሂቦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ፕሬዚዳንት ደቡብ አፍሪካ ጃኮብ ዙማ ንፍርድ ቤት ብምድፋር ዝተመሓላለፈሎም ማእሰርቲ 15 ኣዋርሕ ንምፍፃም ኢዶም ንፖሊስ ሂቦም፡፡ እቶም ነበር ፕሬዚዳንት ዝተመሓላለፈሎም ቅፅዓት ማእሰርቲ ኣብ ከባቢ መንበሪ ገዝኦም ዝርከብ ቤት ህንፀት ናታል…

ኣብ ወርሒ ሓምለ ዋጋ ችርቻሮ ፍርያት ነዳዲ ኣብ ዘለዎ ክቕፅል ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ወርሒ ሓምለ ዋጋ ችርቻሮ ፍርያት ነዳዲ ኣብ ዘለዎ ከምዝቕፅል ሚኒሰስቴር ንግዲን ኢንዱስትሪን ገሊፁ። እቲ ሚኒስቴር ከምዝገለፆ፥ ካብ ኣውሮፕላን ነዳዲ ወፃእ ዘለዉ ፍርያታት ነዳዲ መሸጢ ዋጋ ችርቻሮ ኣብ ዘለዎ ንኽቕፅል ምውሳኑ ኣፍሊጡ።…

2 ሺሕን 196 ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)2 ሺሕን 196 ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ኣብ ስዑድ ዓረብ ዝርከቡ ዜጋታት ብስፍሓት ንምምላስ ብዝተትሓዘ ትልሚ፥ በቢመዓልቱ ብዙሓት ዜጋታት ናብ ሃገሮም እናተመለሱ ከምዝርከቡ ቤት ፅሕፈት ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ።…

ኣብ ክልል መረፃ ነገሌ ተቛሪፁ ዝነበረ መረፃ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል መረፃ ነገሌ ተቛሪፁ ዝነበረ ንባይቶ ወከልቲ ህዝቢን ቤት ምኽሪ ክልልን ዝወዳደሩ ሕፁያት ሎሚ መዓልቲ ንጉሆ ሰዓት 12 ጀሚሩ መረፃ ይካየድ ኣሎ። ሓላፊ መተሓባበሪ መረፃ ክልል መረፃ ነገሌ ኣይተ ኣማኑኤል ብርሃኑ፥ ልዕሊ 150 ተዓዘብቲን…

ህዝቢታት ግብፂን ሱዳንን መበገሲ ሩባ ኣባይ ኢትዮጵያ ምዃኑ ተረዲኦም ሓቢርካ ምጥቃም ከምዝግባእ ክግንዘቡ ይግባእ – ተቐዳሚ ሙፍቲ ሓጅ ዑመር እድሪስ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝቢታት ግብፂን ሱዳንን መበገሲ ሩባ ኣባይ ኢትዮጵያ ምዃኑ ተረዲኦም ሓቢርካ ምጥቃም ከምዝግባእ ክግንዘቡ ከምዝግባእ ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ተቐዳሚ ሙፍቲ ሓጅ ዑመር እድሪስ ገሊፆም። እቶም ተቐዳሚ ሙፍቲ፥ ኣብ…

ኣብ ውሽጢ ዓዲን ወፃኢን ዘለና ኢትዮጵያውያን ሐደን ብዙሓትን ኮይንና ኩለመዳያዊ ዓወታት ንምምዝጋብ ንለዓል – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)”ኣብ ውሽጢ ዓዲን ወፃኢን ዘለና ኢትዮጵያውያን ሐደን ብዙሓትን ኮይንና ኩለመዳያዊ ዓወታት ንምምዝጋብ ንለዓል” ክብሉ ቀዳማይ ሚነሲትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትረ ኣብ ማሕበራዊ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ “ብዙሓት ኮይንና፣…

ኣብ ፅዋዕ ኣውሮፓ እንግሊዝን ጣሊያንን ናብ ፍፃመ ፀወታ በፂሐን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ሓምሌ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ትማሊ ምሸት ኣብ ዝተገበረ ፀወታ ፍርቂ ፍፃመ ሃገራዊት ጋንታ እንግሊዝ ንዴንማርክ ብምስዓር ናብ ፍፃመ ፀወታ ምሕላፋ ኣረጋጊፃ። እቲ ፀወታ ኣብ ስሩዕ ሰዓት ሓደ ማዕረ ዝተዛዘመ እንትኸውን፥ እንግሊዝ ኣብ ተወሳኺ ሰዓት ሓንቲ ሽቶ ብመውሳኽ 2 ን 1…

ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ፈልሲ ተኺለን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ሰላም ወይዘሮ ሙፈሪሃት ካሚል ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ተረኺበን ፈልሲ ተኺለን። እተን ሚኒስትር፥ ኣብታ ከተማ ቦሬ ኣብ ዝበሃል ከባቢ ኣመራርሓታት እታ ምምሕዳር ከተማ፣ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል፣ ኣባላት ፖሊስ ፌዴራልን ምምሕዳር ከተማን ከምኡ…