ኣብ ክልል ሲዳማ ዝርከቡ ነበርቲ ዘሳተፈ ዓቢዪ ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሲዳማ ዝርከቡ ነበርቲ ዘሳተፈ ዓቢዪ ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ይሳለጥ ኣሎ።
ነበርቲ እቲ ክልል፥ ንሰራዊት ምክልኻል ዝድግፍን ጉጅለ ህወሓት ዝቃወምን ከምኡ እውን ዝተፈለለዩ ጭርሖታት ብመሓዝ ኣብ እስታዲየም ሃዋሳ ተረኸቦም ሰላማዊ…