ክፍለ ከተማ ጉለሌ ንሰራዊት ምክልኻል ልዕሊ 60 ሚሊየን ብር ዝግመት ስንቂ ድጋፍ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ክፍለ ከተማ ጉለሌ ንሰራዊት ምክልኻል ልዕሊ 60 ሚሊየን ብር ዝግመት ወፃኢ ብምግባር 265 ሰንጋ ኣብዑርን ካልኦት ሓገዝ ዓይነትን ገይሩ።
እቲ ሕገዝ ብመዓርግ ምክትል ከንቲባ መተሓባበሪ ማእኸል ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲ ኣይተ መለስ ኣለሙን ዋና…