ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ብዛዕባ ዝካየድ ዘሎ ሰብኣዊ ምንቅስቓስ ንማሕበረሰብ ዓለም መብርሂ ተዋሂቡ Gebremariam Weldegerima Jul 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ሚኒስትር ሰላም ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚልን ናይ ብሔራዊ ስግኣት ሓደጋ ኣመራርሓ ስራሕ ኮሚሽነር ኣይተ ምትኩ ካሳ ኣብ ትግራይ ብዛዕባ ዝካየድ ዘሎ ሰብኣዊ ምንቅስቓስ ንማሕበረሰብ ዓለም መብርሂ ሂቦም። እቲ መብርሂ ምክፍፋል ምግብን ምግቢ ተንከፍ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰለስቲኣዊ ድርድር ህዳሰ ግድብ ብቤት ምኽሪ ፀፅታ እንተይኮነስ ብሕብራት ኣፍሪካ ኢዩ ዝረአ-ም/ቀ/ሚ ደመቀ መኮነን Gebremariam Weldegerima Jul 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰለስቲኣዊ ድርድር ህዳሰ ግድብ ብቤት ምኽሪ ፀፅታ እንተይኮነስ ብሕብራት ኣፍሪካ ኢዩ ዝረአ ክብሉ መክትል ቀዳማይ ሚኒስተርን ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ተዛሪቦም። ኣይተ ደመቀ ኣብ ኣዲስ ኣበባ መቐመጢኦም ምስ ዝገበሩ…
ቢዝነስ ናህሪ ዋጋ ወርሒ ሰነ ብ24 ነጥቢ 5 ሚኢታዊ ወሰኽ ኣርእዩ Gebremariam Weldegerima Jul 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ናህሪ ዋጋ ወርሒ ሰነ ምስ ዝሓለፈ ዓመት ተመሳሳሊ እዋን እንትነፃፀር ብ24 ነጥቢ 5 ሚኢታዊ ወሰኽ ኣርእዩ። ኣብ ወርሒ ሰነ ወሰኽ ዋጋ መግቢ ተንከፍ እውን ብ28 ነጥቢ 7 ሚኢታዊ ከምዝወሰኸ ተገሊፁ። ስጋ፣ ዘይቲ ብልዒ፣ ጠስሚ፣ ቅመማቅመም፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዝተፈላለዩ ሰነዳት ስምምዕነት ልቓሕ ኣፅዲቑ Gebremariam Weldegerima Jul 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ንዝተፈላለዩ ፕሮጀክቲታት ልምዓት መፈፀሚ ዝውዕሉ ኣርባዕተ ሰነዳት ስምምዕነት ልቓሕ ኣፅዲቑ። እቶም ስምምዓት ልቓሕ ኢትዮጵያ ምስ ዓለም ለኸ ማሕበር ልምዓት ዝገበረቶም ዝተፈላለዩ መጠን ዘለዎም ከምዝኾኑ ተሓቢሩ።…
ስፓርት ስራሕቲ ሕድሳት ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Jul 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ስራሕቲ ሕድሳት ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ሎሚ መዓልቲ ተጀሚሩ። እቲ ሕድሳት ንምግባር ቅድሚ ክልተ ሰሙን ውዕል ዝተኣሰረ እነትከውነ፥ ብመሰረት እቲ ውዕል ኢዩ ሕድሳት ተጀሚሩ ተባሂሉ። ካፍ ብመሰረት ዝሃቦም ርእይቶታት ከምዝሕደስ ድማ ተገሊፁ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ድምፂ ህዝቢ ከምዘኽብሩ ተነሓናሕቲ ፓርቲታት ክልል ደቡብ ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Jul 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ድምፂ ህዝቢ ከምዘኽብሩ ተነሓናሕቲ ፓርቲታት ክልል ደቡብ ገሊፆም። እቲ ምርጫ ሰለማዊ ንክኸውን ሰፊሕ ድምፂ ህዝቢ ዝነኣድ ከምዝኾነ እቶም ፓርቲታት ኣብ ዘውፅእዎ በዓል 12 ነጥቢታት መግለፂ ቅዋም ዕላዊ ገይሮም። ኣብቲ ክልል ኣብ ዝተኻየደ መርጫ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 11 ሓበራዊ መድረኽ ወተሃደራዊ ምትሕብባር ቴክኒክ ኢትዮ-ሩሲያ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jul 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 11 ሓበራዊ መድረኽ ወተሃደራዊ ምትሕብባር ቴክኒክ ኢትዮ-ሩሲያ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ ዘተ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝሳለጥ ዘሎ እንትኸውን፥ ወተሃደራዊ ቴክኖሎጂ፣ ክእለትን ፍልጠትን ኢትዮጵያን ሩሲያን ንምዕባይ ዝዓለመ ኢዩ ተባሂሉ። ሚኒስትር…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ፕሬዚዳንት ሃይቲ ጆቨኔል ሞይሴ ተቐንፂሎም Gebremariam Weldegerima Jul 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሃይቲ ጆቨኔል ሞይሴ ሎሚ መዓልቲ ብዕጡቓት ከምዝተቐንፀሉ ተገሊፁ። ፕሬዚዳንት ጆቨኔል ሞይሴ ኣብ መንበሪ ቤቶም ማንነቶም ብዘይተፈለጡ ዕጡቓት ከምዝተቐተሉ ተገሊፁ። ቀዳማዊት እመቤት እታ ሃገር እውን በቲ መጥቃዕቲ ጉድኣት ዝበፅሖም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቡሩንዲ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ንምዕዳግ ምዝዛም ግድብ ህዳሰ ትፅበ ከምዘላ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jul 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቡሩንዲ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ንምዕዳግ ምዝዛም ግድብ ህዳሰ ትፅበ ከምዘላ ተገሊፁ። ኣብ ዩጋንዳ ፍሉይቲ ልኡኽቲ ፌዴሪኢን በዓልቲ ሙሉእ ሰልጣን ኣምባሳደርን አለምጸሀይ መሰረት ምስ ሚኒስትር ማይ፣ ኢነርጂን መኣድንን እታ ሃገር ኢነንጂነር ኢብራሂም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮ ቴሌኮም ኣብ ማላእ ሃገር ዘለዉ ስድራ እቲ ኩባኒያ ዝሳተፍሉ መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ “ሓምለዋይ ኣሰር” ኣጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Jul 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ኣብ ማላእ ሃገር ዘለዉ ስድራ እቲ ኩባኒያ ዝሳተፍሉ መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ “ሓምለዋይ ኣሰር” ኣጀሚሩ። እቲ መርሃ ግብሪ ትማሊ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ከምዝተጀመረ እውን ተገሊፁ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ሽዱሽተ ዞባታት እቲ ኩባኒያን 17…