ዓለም ለኻዊ ዜናታት ጃኮብ ዙማ ኢዶም ንፖሊስ ሂቦም Gebremariam Weldegerima Jul 8, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ፕሬዚዳንት ደቡብ አፍሪካ ጃኮብ ዙማ ንፍርድ ቤት ብምድፋር ዝተመሓላለፈሎም ማእሰርቲ 15 ኣዋርሕ ንምፍፃም ኢዶም ንፖሊስ ሂቦም፡፡ እቶም ነበር ፕሬዚዳንት ዝተመሓላለፈሎም ቅፅዓት ማእሰርቲ ኣብ ከባቢ መንበሪ ገዝኦም ዝርከብ ቤት ህንፀት ናታል…
ቢዝነስ ኣብ ወርሒ ሓምለ ዋጋ ችርቻሮ ፍርያት ነዳዲ ኣብ ዘለዎ ክቕፅል ኢዩ Gebremariam Weldegerima Jul 8, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ወርሒ ሓምለ ዋጋ ችርቻሮ ፍርያት ነዳዲ ኣብ ዘለዎ ከምዝቕፅል ሚኒሰስቴር ንግዲን ኢንዱስትሪን ገሊፁ። እቲ ሚኒስቴር ከምዝገለፆ፥ ካብ ኣውሮፕላን ነዳዲ ወፃእ ዘለዉ ፍርያታት ነዳዲ መሸጢ ዋጋ ችርቻሮ ኣብ ዘለዎ ንኽቕፅል ምውሳኑ ኣፍሊጡ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 2 ሺሕን 196 ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Jul 8, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)2 ሺሕን 196 ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ኣብ ስዑድ ዓረብ ዝርከቡ ዜጋታት ብስፍሓት ንምምላስ ብዝተትሓዘ ትልሚ፥ በቢመዓልቱ ብዙሓት ዜጋታት ናብ ሃገሮም እናተመለሱ ከምዝርከቡ ቤት ፅሕፈት ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል መረፃ ነገሌ ተቛሪፁ ዝነበረ መረፃ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jul 8, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል መረፃ ነገሌ ተቛሪፁ ዝነበረ ንባይቶ ወከልቲ ህዝቢን ቤት ምኽሪ ክልልን ዝወዳደሩ ሕፁያት ሎሚ መዓልቲ ንጉሆ ሰዓት 12 ጀሚሩ መረፃ ይካየድ ኣሎ። ሓላፊ መተሓባበሪ መረፃ ክልል መረፃ ነገሌ ኣይተ ኣማኑኤል ብርሃኑ፥ ልዕሊ 150 ተዓዘብቲን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህዝቢታት ግብፂን ሱዳንን መበገሲ ሩባ ኣባይ ኢትዮጵያ ምዃኑ ተረዲኦም ሓቢርካ ምጥቃም ከምዝግባእ ክግንዘቡ ይግባእ – ተቐዳሚ ሙፍቲ ሓጅ ዑመር እድሪስ Gebremariam Weldegerima Jul 8, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝቢታት ግብፂን ሱዳንን መበገሲ ሩባ ኣባይ ኢትዮጵያ ምዃኑ ተረዲኦም ሓቢርካ ምጥቃም ከምዝግባእ ክግንዘቡ ከምዝግባእ ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ተቐዳሚ ሙፍቲ ሓጅ ዑመር እድሪስ ገሊፆም። እቶም ተቐዳሚ ሙፍቲ፥ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ውሽጢ ዓዲን ወፃኢን ዘለና ኢትዮጵያውያን ሐደን ብዙሓትን ኮይንና ኩለመዳያዊ ዓወታት ንምምዝጋብ ንለዓል – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ Gebremariam Weldegerima Jul 8, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)”ኣብ ውሽጢ ዓዲን ወፃኢን ዘለና ኢትዮጵያውያን ሐደን ብዙሓትን ኮይንና ኩለመዳያዊ ዓወታት ንምምዝጋብ ንለዓል” ክብሉ ቀዳማይ ሚነሲትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትረ ኣብ ማሕበራዊ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ “ብዙሓት ኮይንና፣…
ስፓርት ኣብ ፅዋዕ ኣውሮፓ እንግሊዝን ጣሊያንን ናብ ፍፃመ ፀወታ በፂሐን Gebremariam Weldegerima Jul 8, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ሓምሌ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ትማሊ ምሸት ኣብ ዝተገበረ ፀወታ ፍርቂ ፍፃመ ሃገራዊት ጋንታ እንግሊዝ ንዴንማርክ ብምስዓር ናብ ፍፃመ ፀወታ ምሕላፋ ኣረጋጊፃ። እቲ ፀወታ ኣብ ስሩዕ ሰዓት ሓደ ማዕረ ዝተዛዘመ እንትኸውን፥ እንግሊዝ ኣብ ተወሳኺ ሰዓት ሓንቲ ሽቶ ብመውሳኽ 2 ን 1…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ፈልሲ ተኺለን Gebremariam Weldegerima Jul 8, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ሰላም ወይዘሮ ሙፈሪሃት ካሚል ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ተረኺበን ፈልሲ ተኺለን። እተን ሚኒስትር፥ ኣብታ ከተማ ቦሬ ኣብ ዝበሃል ከባቢ ኣመራርሓታት እታ ምምሕዳር ከተማ፣ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል፣ ኣባላት ፖሊስ ፌዴራልን ምምሕዳር ከተማን ከምኡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ሙሉ ሰለሞን ደብዳበ ሽመተን ንፕሬዚዳንት ፖላንድ ኣቕሪበን Gebremariam Weldegerima Jul 8, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ሙሉ ሰለሞን ደብዳበ ሽመተን ንፕሬዚዳንት ፖላንድ ኣንድርዘጅ ዱዳ ኣቕሪበን። እተን ኣምባሳደር ተቐማጥነቶም ኣብ ጀርመን፣ በርሊን ገይሮም ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ፖላንድ ኮይነን ተሸይመን ኢየን። ኣብቲ እዋን ድማ ኣብ ክልል ትግራይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓይሊ ኣየር ዘሰልጠኖም ምልምል ወታደራት ኣመሪቑ Gebremariam Weldegerima Jul 8, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ ዘሰልጠኖም ምልምል ወታደራት ኣመሪቑ። ተመረቕቲ ምልምል ወታደራት ካብ ፅባሕ ጀሚሮም ትምህርቲ በረራ፣ ፅገናን ቴክኒክን ናብ ዝረኽቡሎም ትካላት ከምዝኣትዉ ካብ ፌስቡክ ገፅ ሰራዊት ምክልኻል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። እዋናዊ…