Fana: At a Speed of Life!

ቤት ምኽሪ ፀፅታ ኣብ ክሊ ግድብ ህዳሰ ዝገብሮ ኣኼባ ዝቃወም ደብዳበ ሎሚ ምሸት ንውሕመ ክወሃብ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ፀፅታ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ክሊ ግድብ ህዳሰ ዝገብሮ ኣኼባ ዝቃወም ደብዳበ ሎሚ ምሸት ንውሕመ ክወሃብ ኢዩ። ብምኽኒያት ግብፅን ሱዳንን ነቲ ቤት ምኽሪ ዘቕረብኡ ሕቶ ሎሚ ፍርቂ ለይቲ ኣብ ክሊ ግድብ ህድሰ ኢትዮጵያ ዘድሃበ ኣኼባ…

ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ምትእስሳር ቁጠባዊ ሃፍቲ ዘባ ቀርኒ ኣፍሪካ ብምጥንኻር ንሰላም ዘለዎ ዋጋ ዕዙዝ ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ምትእስሳር ቁጠባዊ ሃፍቲ ዘባ ቀርኒ ኣፍሪካ ብምጥንኻር ንሰላም ዘለዎ ዋጋ ዕዙዝ ከምዝኾነ ተመራመርቲ እቲ ዓውዲ ገሊፆም። ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ፃንሒት ዝገበሩ ነበር ተደራዳሪ ግድብ ህዳሰን ጉዳይ ጂኦ ፖለቲካ ሩባ ኣባይ…

ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ልዕሊ 20 ቢሊየን ብር ከስቢ ረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣብ በጀት ዓመት 2013 ዓ.ም ልዕሊ 20 ቢሊየን ብር ከስቢ ከምዝረኸበ ተገሊፁ። ፕሬዚዳንት እቲ ባንኪ ኣይተ ኣቤ ሳኖ፥ ኣፈፃፅማ ስራሕ በጀት ዓመት 2013 ዓ.ም ኣመልኪቶም መግለፂ ሂቦም፡፡ ኣብ መግለፂኦም ድማ ኣብቲ…

ኣብዚ ዓመት ኣብ ተፋሰስ ኣባይ ልዕሊ 4 ነጥቢ 5 ፈልሲታት ክትከል ኢዩ – ሚኒስቴር ሕርሻ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብዚ ዓመት ኣብ ተፋሰስ ኣባይ ልዕሊ 4 ነጥቢ 5 ፈልሲታት ከምዝትከል ሚኒስቴር ሕርሻ ገሊፁ። ኣብ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ልዕሊ 7 ነጥቢ 4 ቢሊየን ፈልሲታት እናተተኸለ ከምዝርከብ ዝገለፁ ሚኒስትር ዲኤታ ሕርሻ ሳኒ ረዲ፥ እቲ ልዕሊ 4 ነጥቢ…

መረፃ ዕዉት ምዃኑ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ወቐሳ ዘቕርቡ ኣካላት ዝተሰሓሓቱ ምዃኖም ዘረጋገፀ ኢዩ – ላውረንስ ፍሪማን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ዘካየደቶ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ዕዉት ምዃኑ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ወቐሳ ዘቕርቡ ኣካላት ዝተሰሓሓቱ ምዃኖም ዘረጋገፀ ከምዝኾነ ተንታኒ ፖለቲካን ኢኮኖሚን ላውረንስ ፍሪማን ገሊፆም። ልዕሊ 30 ዓመታት ኣብ ፖሊሲታት ልምዓት ኣፍሪካ ተሳትፎ ዘለዎም…

ኣብ እዚ ሰሜን 6ይ መካናይዝድ ክፍለጦር ሰርዶ ሻለቃ መቃወሚ ኣየር ኣብ ከይዲ ምኽባር ሕጊ ዕዉት ግቡእ ከምዝፈፀመ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ እዚ ሰሜን 6ይ መካናይዝድ ክፍለጦር ሰርዶ ሻለቃ መቃወሚ ኣየር ኣብ ከይዲ ምኽባር ሕጊ ዕዉት ግቡእ ከምዝፈፀመ ዋና ኣዛዚ እቲ ሻለቃ ጋሻው በቀለ ገሊፆም። እቶም ሻለቃ፥ ኣብ ቀፃሊ እውን ህዝቢን መንግስቲን ዝህቦም ግቡእ ብዝበለፀ ዓቢዪ ሞራል…

መብሰሊ ግዜኦም ካብ 6 ሰዓት ናብ ሓደ ሰዓት ዘውርድ መብሰሊ “ስቶቭ” ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ዝደገፎ ጀማሪ ትካል ቴክኖሎጂ መብሰሊ ግዜኦም ካብ 6 ሰዓት ናብ ሓደ ሰዓት ዘውርድ መብሰሊ “ስቶቭ” እናፍረየ ምዃኑ ተገሊፁ። እቲ ትካል፥ ካብ ሓተላ ቡን፣ ካብ ገረባ ጫት፣ ካልኦትን ዝተወገዱ ረሳሓት ሓይሊ ንምስራሕ…

ተምሃሮ ዩኒቨርሲቲ ወለጋ ኣቀባብላ ተገይሩሎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ወለጋ ን4 ሺሕን 103 ተምሃሮ ኣቀባብላ ገይሩ። ማሕበረሰብ እቲ ከባቢ፣ ምምሕዳር ከተማ ወለጋ፣ ኣባ ገዳታትን ኣቦታት ሃይማኖትን ብሓባር ነቶም ተምሃሮ ኣቀባብላ ገይሮምሎም፡፡ ካብ 28 ክሳብ 30 መዓልቲ 2013 ዓ.ም ዝተገበረ…

ስራሕቲ ፈጠራን ምርምርን ንምብርትታዕ ፈላማይ ዝኾነ ኮንቬክሽን ይዳሎ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒሰስትር ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ስራሕቲ ፈጠራን ምርምርን ንምብርትታዕን ኣፍልጦ ንመሃብን ፈላማይ ዝኾነ ኮንቬክሽን ይዳሎ ኣሎ። እቲ ኮንቬክሽን ካብ 5 ክሳብ 8 ሓምለ 2013 ዓ.ም ዝዳሎ እንትኸውን፥ ኣብቶም መዓልቲታት ሽዱሽተ ፓነል…

ኣባላት ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ሓምለዋይ ኣሰሮም ኣንቢሮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ማእኸል እፅዋት ጉለሌ ሓምለዋይ ኣሰሮም ኣንቢሮም። “ንዑ ንኣዲስ ኣበባ ንኽደና” ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብታ ከተማ ዝተጀመረ መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ሓምለዋይ ኣሰር ሎሚ መዓልቲ ተጠናኺሩ ቀፂሉ…