Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ቱርኪ ናይ እንኳዕ ደሓን መፅኡ ኣቀባብላ ተገይሩሎም

ኣዲስ ኣበባ ፣  12 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ቱርኪ ናይ እንኳዕ ደሓን መፅኡ ኣቀባብላ ተገይሩሎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስተር ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብታ ሃገር ዘቕንዑ እንትኾኑ፥ ብፕሬዚዳንት ቱርኪ ሬሲፕ ጣይፕ ኤርዶኻን ድሙቕ ኣቀባብላ ተገይሩሎም።…

ኣብ ማእኸል መሰልጠኒ እዚ ሰሜን ዝኣተዉ ምልምል ሰልጠንቲ ህወሓት ንምድምሳስ ዘኽእል ኩለመዳያዊ ብቕዓት ኣብ ምፍጣር ኣለዉ-ኮ/ል ደጀኔ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ማእኸል መሰልጠኒ እዚ ሰሜን ዝኣተዉ ምልምል ሰልጠንቲ ህወሓት ንምድምሳስ ዘኽእል ኩለመዳያዊ ብቕዓት ኣብ ምፍጣር ኣለዉ ክብሉ ናይቲ ማእኸል ዋና ኣዛዚ ኮሎኔል ደጀኔ ፀጋዬ ገሊፆም። እቶም ምልምል ሰልጠንቲ ኣብቲ ማእኸል ዝወሃቦም ዝተፈላለየ…

ኣብ ዩንቨርስቲታት ናይ ሰላም ትምህርቲ ንምሃብ ስምምዕነት ተፈሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣  12 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርትን ሚኒስቴር ኣብ ሽዱሽተ  ዩንቨርስቲታት ናይ ሰላም ትምህርቲ ንምሃብ ዘኽአል ስምምዕነት  ምስ ማእኸል ባህሊን ሳይንስን ትምህርቲን ውድብ ሕቡራት መንግስታት ተፈራሪሙ። እቲ ስምምዕነት ዝፈረሙ ሚኒስትር ዴኤታ…

ናይ ጎሀ ፂዮን ደጀን መንገዲ ፅባሕ ኣገልግሎት ንምጅማር ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብግህሰት ምኽኒያት ዝተዓፀወ ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ ጎጃም ዝወስድ መንገዲ ፅባሕ ኣገልግሎት ንምጅማር ይስራሕ ከምዘሎ በዓል መዚ መገዲታት ኢትየጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ተዓፅዩ ዝነበረ መገዲ ብማእኸላይ ብሓደ ጊዘ ክሳብ 20 ድማሚት ብምጥቃም ልዕሊ 10 ጊዜ…

ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ኣብ ደባርቕ ንዝርከቡ ተፈናቐልቲ ድጋፍ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ቅርንጫፍ ጎንደር ናይ ህወሓት ጉጅለ ራዕዲ ብዝፈፀሞ ወረራ ተፈናቒሎም ኣብ ደባርቕ ንዝርከቡ ዜጋታት ናይ ምግብን ናውቲታትን ድጋፍ ገይሩ። ኣተሓባባሪ እቲ ቅርንጫፍ ኣቶ ኣታለል ታረቀኝ ንግዜኢ ከምዝበልዎ፥ እቶም ድጋፍ…

191 ነጥቢ 8 ቢሊየን ብር ዕዳ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ብምስራዝ ናብ ካፒታል ንክዛወር ተገይሩ

አዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ንግዲ ባንኪ ኢትዮጵያ ዝተወሰደ 191 ነጥቢ 8 ቢሊየን ብር ዕዳ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ብምስራዝ ናብ ካፒታል ንክዛወር ተወሲኑ። ናይ ገንዘብ ሚኒስቴር፣ ናይ መንግስቲ ዕዳን ሃፍቲን ምምሕዳር ኮርፖሬሽን፣ ናይ ኢትዮጵያ ንግዲ ባንኪን ሓይሊ…

ናይ ህወሓትን ኦነግ ሸኔን ጥምረት ዘውግዙ ሰልፍታት ኣብ ዝተፈላለዩ ከተማታት ተኻይዶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ህወሓትን ኦነግ ሸኔን ጥምረት ዘውግዙ ሰልፍታት ኣብ ዝተፈላለዩ ከተማታት ተኻይዶም። እቶም ሰልፍታት ኣብ ሻሸመኔ ከተማን ቢሻን ጉራቻ፣ ሱሉልታ፣ ሰበታ፣ ለገጣፎ፣ ሮቤ፣ ቡኖ በደሌን ቡራዩን ከተታት ኢዮም ተኻይዶም። ኣብ ሻሸመኔ ኣብ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ንዕላዊ ዑደት ስራሕ ናብ ቱርክ፣ ኣንካራ ኣምሪሖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ጉጅለ ልኡኾምን ንዕላዊ ዑደት ስራሕ ናብ ቱርክ፣ ኣንካራ ኣምሪሖም።   እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብታ ሃገር ኣብ ዝህልዎም ፃንሒት ምስ ፕሬዚደንት ረሲፕ ታይፕ ኤርዶጋንን ክራኸቡ ኢዮም።…

ኣብ ጅቡቲ ዝነብሩ ኢትዮጵያዉያን ንጀግና መከላከያ ሰራዊት ድጋፍ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጅቡቲ ዝነብሩ ኢትዮጵያዉያን ንጀግና መከላከያ ሰራዊትልዕሊ 1 ነጥቢ 1 ሚሊየን ብር ካልኣይ ዙር ድጋፍ ገይሮም። እቶም ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን  አሸባሪ ናይ ህውሓት ናይ ጥፍኣት ጉጅለ ብመንግስቲ ዝተውሃቦ ናይ ሰላም ዕድል ንጎኒ…

ኣብ ሃይቲ ብምኽኒያት ዘጋጠመ ምንቅጥቃጥ ምድሪ ዝሞቱ ቁፅሪ ሰባት  ኣስታት 2 ሺሕ በፂሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፈ ቀዳም ኣብ ሃይቲ ብዘጋጠመ ምንቅጥቃጥ ምድሪ ዛጊት ኣስታት  2 ሺሕ ሰባት ከምዝሞቱ ሰብ መዚ'ታ ሃገር ገሊፆም። ብሰንኪ እቲ 7 ነጥቢ 2 ሬክተር ዝዓቐኑ ምንቅጥቃጥ ምድሪ፥ ክሳብ ሕጂ ኣስታት 10 ሽሕ ሰባት ከቢድን ፎኵስን ኣካላዊ…