ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 32 ተለኣኣኽቲ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም Gebremariam Weldegerima Aug 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጥፍኣት እቲ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንምፍፃም ናብ ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ እናኣአተዉ ዝነበሩ 32 ልኡኻት ጥፍኣት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ምውዓሉ ፖሊስ ኣፍሊጡ። ኮሚሽነር ፖሊስ እቲ ክልል ኣብደልኣዚዝ መሓመድ ከምዝገለፁዎ፥ እቶም ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ክውዕሉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉጅለታት ግብረ ራዕዲ ጎንፂ ንምፍጣር ክጥቀሙሎም ይኽእሉ ኢዮም ተባሂሎም ኣብ ዝተፈለዩ ከባቢታት ብጥንኩር ውዳበ ይስራሕ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Aug 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓለፍቲ ስራሕ ፌዴራል ክልል ኣምሓራን ጎረባብቲ ዞባታት ዞባ ሰሜን ሽዋን ወረዳታትን ጉጅለታት ግብረ ራዕዲ ህወሓትን ሸኔን ንምቁፅፃር ዘኽእል ኣወዳድባ ይፈጥሩ ኣለዉ። ጥቡቕ ቁፅፅር ምግባር ዝከኣለሉ ኣሰራርሓ እናተዘርገሐ ዝርከብ ኣብ ክልል ኣምሓራ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕሊ 300 ቢሊየን ብር ዕድጊት ዲጂታል ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Aug 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ በጀት ዓመት 2013 .ም ልዕሊ 300 ቢሊየን ብር ዕድጊት ዲጂታል ከምዝተሳለጠ ተገሊፁ። ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ኣብ በጀት ዓመት 2014 ናይ መንግስቲ ኣገልግሎታት ናብ ዲጂታል ከምዝቕየሩ ኣፍሊጡ ኣሎ። ሚኒስትር ኢኖቬሽንን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕብረተ ሰብ ምስ ሓይሊታት ፀፅታ ኮይኑ ይቃለስ ኣሎ – ፖሊስ ክልል ዓፋር Gebremariam Weldegerima Aug 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረተሰብ ሓይሊ ጁንታ ንምድምሳስ ምስ ሓይሊታት ፀፅታ ፌዴራልን እቲ ክልልን ከምኡ እውን ፍሉይ ሓይሊ ክልል ኦሮሚያ ብምትሕብባር እናሰርሐ ከምዝርከብ ኮሚሽነር ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ዓፋር ዓሊ ዳኒ ገሊፆም። እቲ ጉጅለ ኣብ ግዚያዊ መዕቖቢ ጋሊኮማ…
ቢዝነስ ኮሚሽነር ኮሚሽን ፕላንን ልምዓትን ምስ ተወከልቲ ዓለም ለኻዊ ጥምረት ንኢትዮጵያ ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima Aug 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽነር ኮሚሽን ፕላንን ልምዓትን ዶ/ር ፍጹም አሰፋ ኣብ ቀረባ ኣገለግሎት ቴሌኮም ንምርካብ ፍቓድ ምስ ዝረኸበ ተወከልቲ ዓለም ለኻዊ ጥምረት ንኢትዮጵያ ተዛቲየን። ዶክተር ፍጹም፥ ኢትዮጵያ ኣብ ቀፃሊ ኣብ ዓውዲ ውልቀ ብዛዕባ ዝተለመቶ ናይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግብረ ራዕዲ ጉጅለ ህወሓት ትንኮሳ ዝገበረሎም ስትራቴጂክ ቦታታት ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ምስ ናይ ካልኦት ኣካላት ፀፅታ ብምዃን ኣልቂቑ Gebremariam Weldegerima Aug 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ጉጅለ ህወሓት ትንኮሳ ዝገበረሎም ስትራቴጂክ ቦታታት ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ምስ ናይ ካልኦት ኣካላት ፀፅታ ብምዃን ኣልቂቑ ግብረ ራዕዲ ጉጅለ ህወሓት ከተማ ቆቦ ብምቁፅፃር ናብ ካልኦት ክፋላት እዛ ሃገር ብቐሊሉ ንምሕላፍ ብልምዲ …
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናይ ኢትዮጵያ ናይ ባሕሪ ትራንስፖርትን ሎጅስቲክስን ኣገልግሎት ትካል ንመከላከያ ሰራዊት ልዕሊ 55 ሚሊየን ብር ድጋፍ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Aug 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ኢትዮጵያ ናይ ባሕሪ ትራንስፖርትን ሎጅስቲክስን ኣገልግሎት ትካል ንመከላከያ ሰራዊት ልዕሊ 55 ሚሊየን ብር ድጋፍ ገይሩ። ናይቲ ትካል ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን ካብ ወርሒ ደመዎዞም 15 ነጥቢ 8 ሚሊየን ብር ድጋፍ ዝገበሩ እንትኾኑ፥ እቲ ትካል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰራዊት ምክልኻልን ሓይታት ፀፅታ ክልል ኣምሓራን ኣብ ግምባር ማይ ፀብሪ ልዑል ዓወት የመዝግብ ኣሎ – ዋና ኣዛዚ ክፍለ ጦር መበል 54 ኮሎኔል… Gebremariam Weldegerima Aug 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ምክልኻልን ሓይታት ፀፅታ ክልል ኣምሓራን ኣብ ግምባር ማይ ፀብሪ ልዑል ዓወት የመዝግብ ከምዘሎ ተገሊፁ። ኣብ ግምባር ማይ ፀብሪ ዋና ኣዛዚ ክፍለ ጦር መበል 54 ኮሎኔል የሺበር ኣዳነ፥ ግብረ ራዕዲ ትህነግ ኣብ ልዑል ክሳራ ከምዝኣተወ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩ ኤስ ኤይድ ኣብ ክልላት ኣምሓራን ዓፋርን ንዝተመዛበሉ 136 ሺሕ ዜጋታት ዝኸውን ሓገዝ ምግቢ ምልኣኽ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Aug 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩ ኤስ ኤይድ ኣብ ክልላት ኣምሓራን ዓፋርን ንዝተመዛበሉ ልዕሊ 136 ሺሕ ዜጋታት ዝኸውን ሓገዝ ምግቢ ምልኣኽ ጀሚሩ። እቲ ትካል ኣብ ቀፃሊ ኣብ ክልቲአን ክልላት ንዝተመዛበሉ 340 ሺሕ ዜጋታት ሓገዝ ምግቢ ንምቕራብ እናሰርሐ ከምዝኾነ ካብ ኤምባሲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ መላእ እዛ ሃገር ዝተውፃእፅኡ ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ኩነታት ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Aug 17, 2021 0 ኣዲስ አበባ ፣ 11 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ መላእ እዛ ሃገር ዝተውፃእፅኡ ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ኩነታት ተዛቲዮም። እቲ መድረኽ ዘተ ኣሸባሪ ህወሓት ጉጅለ ኣብ ኢትዮጵያ ዝጀመሮ ኩለ መዳይ ጦርነትን ተመሳሰልቲ ዛዕባታትን ዘተኮረ ኢዩ። ኣብቲ መድረኽ ካብ…