ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኦን ላይን ኣገልግሎት ምሃብ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Aug 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዝህቦም ኣገልግሎታት ብኦን ላይን ምሃብ ከምዝጀመረ ሎሚ መዓልቲ ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር ንዲፕሎማቲክ ማሕበረሰብን ዓለም ለኸ ትካላትን ዝህቦም ኣገልግሎታት ቪዛ ሓዊሱ ካልኦት ኣገልግሎታት ብኦንላይን ምሃብ ከምዝጀመረ ሚኒስተር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጣቢያ ፍተሻ ሞያሌ ሓበራዊ ምትእስሳር ንግዲ ንኽድንፍዕ ልዑል ኣስተዋፅኦ እናበርከተ ከምዝርከብ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Aug 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጣቢያ ፍተሸ ሞያሌ ሓበራዊ ምትእስሳር ንግዲ ክልቲአን ሃገራት ንኽድንፍዕ ልዑል ኣስተዋፅኦ እናበርከተ ከምዝርከብ ተገሊፁ። ኣብዚ ዓመት ወርሒ ሕዳር ተመሪቑ ዝተኸፈተ ሓበራዊ ፍተሸ ጣቢያ ኢትዮጵያን ኬንያን፥ ማሕበረሰብ ንግዲ ዝተቐላጠፈ ኣገልግሎት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ዓምዲ ኢኮኖሚ እታ ከተማ ዝነበሩ ትካላት ብምዝራፍ ዝሰርሖ ሽርሒ ኣይርሳዕን – ሰብ ሃፍቲ ከተማ ድሬዳዋ Gebremariam Weldegerima Aug 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዓምዲ ኢኮኖሚ እታ ከተማ ዝነበሩ ትካላት ብምዝራፍ ዝሰርሖ ሽርሒ ከምዘይርሳዕ ሰብ ሃፍቲ ከተማ ድሬዳዋ ገሊፆም። ካገርና ህፍትና፣ ሃፍትና ሃገርና ብዝብል መሪሕ ቃል፥ ሰብ ሃፍቲ ከተማ ድሬዳዋ ንሰራዊት ምክልኻል ዘርአዩዎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መራኸብቲ ሓፋሽ ኣብ እዋናዊ ጉዳይ ትኽለኛ ሓበሬታ ንህዝቢ ከብፅሑ ከምግባእ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Aug 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)"ሚዲያ ንህንፀት ሃገረ መንግስቲ ዘለዎ ግደ" ብዝብል መሪሕ ቃል ካብ ዝተፈላለዩ መራኸብቲ ሓፋሽ ዝተውፃእፅኡ ሰብ ሞያታት ልዝብ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ዘተ ብኣሰናዳእነት ቤት ፅሕፈት ኮሙዩኒኬሽን ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኢዩ እናተኻየደ ዝርከብ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ መዝገብ ክሲ እኒ ዶክተር ደብረፂዮን ገብረሚካኤል ናብ ቤት ፍርዲ ዝቐረቡ 21 ተኸሰስቲ ዝሓተቱዎ ሕቶ ዋሕስ ውድቂ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Aug 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌደራሉ 1ይ መጋባእያ ጉዳያት ፀረ ሽብርን ህገ መንግስቲን ኣብ መዝገብ ክሲ እኒ ዶክተር ደብረፂዮን ገብረሚካኤል ናብ ቤት ፍርዲ ዝቐረቡ 21 ተኸሰስቲ ዝሓተቱዎ ሕቶ ዋሕስ ውድቂ ገይሩ። እቲ መጋባእያ ኣብ መዝገብ እኒ ዶክተር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕቡራት ዒሚረታት ዓረብ ንክልል ትግራይ ተመዛበልቲ ሓገዝ ገይራ Gebremariam Weldegerima Aug 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕቡራት ዒሚረታት ዓረብ ንክልል ትግራይ ተመዛበልቲ ሓገዝ ምግቢ ከምዝገበረት ተገሊፁ። እታ ሃገር ምስ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ብምትሕብባር ኢያ 200 ቶን ኣድለይቲ ዝኾኑ ቀረብ ምግቢ ዝፀዓና ኣውሮፕላናት ልኢኻ ዘላ። ኣብቲ ክልል ብዝነበረ ወፍሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሁርሶ መበል 3ይ ዙር ሰልጠንቲ ስልጠነኦም ብግቡእ እናተኸታተሉ ይርከቡ Gebremariam Weldegerima Aug 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)‹‹ሃገርን ንምድሓን ክዘምት ኢየ ኣበይ መዓዝ ብዝኾነ ይኹን›› ብዝብል መሪሕ ቃል ፀረ ሰላም ሓይሊታት ንምቅላስ ቆሪፆም ዝተለዓሉ መናእሰይ ኣብታ ሃገር ኣብ ዝርከቡ ማእኸላት ቤት ትምህርቲ መሰልጠኒ ውትድርና ብምእታው ስልጠና እናተኸታተሉ ይርከቡ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ ጉጅለ ህወሓት ብዝተወሰደ ስጉምቲ ጀብዲ ተፈፂሙ – መንግስቲ ክልል ኣምሓራ Gebremariam Weldegerima Aug 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ዝወረሮም ከባቢታት ብዝተወሰደ ስጉምቲ ዓቢዪ ጀብዲ ከምዝተፈፀመ ዋና ዳይሬክተር ቤት ፅሕፈት ጉዳያት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ክልል ኣምሓራ ኣይተ ግዛው ሙሉነህ ገሊፆም። እቶም ዋና ዳይሬክተር ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ፥ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጋሸና ናፃ ወፂኣ – ሓጋዚ ኮሚሽነር ቢሰጥ ጌታሁን Gebremariam Weldegerima Aug 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጁንታዉ ሸሊኹ ኣብ ዝኣተወሉ ከባቢ ጋሸና ስዕረት ተጎልቢቡ ከምዝተደምሰሰ ሓጋዚ ኮሚሽነር ኮሚሽን ፖሊሰስ ክልል ኣምሓራ ቢሰጥ ጌታሁን አረጋጊፆም። ሰራዊት ምክልኻል እዚ ደቡብን ካልኦት ኣካላት ፀፅታን ብዝገበሩዎ ቅልጡፍ ኦፕሬሽን ዓወት ከምዝተረኸበ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ቀፃሊ ሰለስተ ዓመታት ተወዳዳሪን ዝሓሸ ኣገልግሎትን ንዓማዊሉ ከምዘቕርብ ኢትዮ ቴሌኮም ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Aug 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀፃሊ ሰለስተ ዓመታት ተወዳዳሪን ዝሓሸ ኣገልግሎትን ንዓማዊሉ ንምቕራብ ምድላው ምግባሩ ኢትዮ ቴሌኮም ኣፍሊጡ። ኢትዮ ቴሌኮም ኣብ 2014 ትልሙ፥ ንዓማዊሉ ንምቕራብ ኣብ ዝሃቀኖም ሓደሽቲን ዝተመሓየሹን ፍርያታትን ኣገልግሎታትን ዝምልከት መግለፂ…