Fana: At a Speed of Life!

ነበርቲ ዞባ ደቡብ ወሎ ክሳብ ግምባር ብምኻድ ሓገዝ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበርቲ ዞባ ደቡብ ወሎ ክሳብ ግምባር ብምኻድ ንኣባላት ሰራዊት ምክልኻል፣ ፍሉይ ሓይሊ ሓይሊን ሚሊሻን ልዕሊ 780 ሺሕ ብር ወፃኢ ብምግባር 24 ሰንጋታትን 46 ኣባጊዕን ሓገዝ ገይሮም። ዋና ኣመሓዳሪ ዞባ ደቡብ ወሎ ኣይተ ሰይድ መሓመድ፥ ኣብቲ…

ሓለፍቲን ሰራሕተኛታትን ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ንሰራዊት ምክልኻል ሓገዝ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓለፍቲን ሰራሕተኛታትን ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ልዕሊ ብር 3 ነጥቢ 6 ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ሓገዝ ገይሮም። ካብዚ ብተወሳኺ ንሰራዊት ምክልኻል ዘለዎም ሓገዝ ንምግላፅ “ደምና ንሰራዊት ምክልኻልና” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ሎሚ መዓልቲ ደም ለጊሶም።…

መሳርሒ እኩይ ተግባር ሽርሐኛታት ንዘይምዃን ምጥንቃቕ ይግባእ – መንግስቲ ክልል ደቡብ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መሳርሒ እኩይ ተግባር ሽርሐኛታት ንዘይምዃን ምጥንቃቕ ከምዝግባእ መንግስቲ ክልል ብሄር ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ክልል ደቡብ ኣተሓሳሲቡ። መንግስቲ እቲ ክልል ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ኩነታት ኣድሂቡ መግለፂ ሂቡ። ህዝቢን መንግስቲን ክልል ደቡብ…

ኣብ ደቡብ ክልል ካብ ዝርከቡ ዩንቨርስቲታት ዝተውፃእፅኡ ምሁራት ኣብ እዋናዊ ኩነታት ይዛተዩ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ነሓሰ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ደቡብ ክልል ካብ ዝርከቡ ዩንቨርስቲታት ዝተውፃእፅኡ ምሁራት ኣብ ደቡብ ኦሞ ዞቦ ቱርሚ ከተማ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ይዛተዩ ኣለዉ። እቲ ሰለ  ጂንካ ዩኒቨርሲቲን ናይ ደቡብ ክልል መንግስትን ብሓባር ኢዮም ኣዳሊየምዎ። ሓላፊ ቢሮ ባህሊን…

ናይ ኣምሓራ ፖሊስ ኮሌጅ ዘሰልጠኖም ፍሉይ ሓይሊ ፖሊሳት የመርቕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣  11 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ኣምሓራ ፖሊስ ኮሌጅ ዘሰልጠኖም ፍሉይ ሓይሊ ፖሊሳት የመርቕ ኣሎ ክብል ናይ ኣምሓራ ፖሊስ ኮሚሽን ኣፍሊጡ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana ድረ ገፅና…

ኣብ ኢትዮጵያ ዘንፀላለወ ሓደጋ ንምምካት ኣብ ጎኒ ሰራዊት ምክልኻል ከምዝስለፉ ነበርቲ ከተማ ድሬዳዋ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ካብ ዘንፀላለዋ ሓደጋ ንምድሓን ኣብ ጎኒ ጅግና ሰራዊት ምክልኻል ከምዝስለፉ ነበርቲ ከተማ ድሬዳዋ ገሊፆም። ኣብ ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ ኢትዮጵያ ንምድሓን ክንዲ ዘድሊ ርሕቐት ክንጓዓዝ ኢና፤ ዘድሊ መስዋትነት ክንከፍል ኢና ብዝብል መሪሕ…

ኪነ ጥበብ ኩሉ ጊዘ ምስ ናይ ኢትዮጵያ ጀግንነት ኢያ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኪነ ጥበብ ኩሉ ጊዘ ምስ ናይ ኢትዮጵያ ጀግንነት ኢያ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓሐፍዎ መልእኽቲ፥ ኣብ ዝተፈላለዩ መሰጠኒ ማእኸላት ዝግጅቶም ንዘቕረቡ ሰብ ሞያታት…

ኢትዮጵያ ፍርቂ ሚሊየን ሓገዝ ክታበት ቫይረስ ኮሮና ረኺባ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)እንግሊዝ 500 ሺሕ ዶዝ ኣስታራዜኒካ ክታበት ቫይረስ ኮሮና ንኢትዮጵያ ለጊሳ። እቲ ስነ ስርዓት ርኽክብ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰን ኣምባሳደር እንግሊዝ ኣብ ኢትዮጵያ አሌክስ ካሜሮንን ኣብ ዝተረኸቡሉ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ…

ኣብ ፍሉይ ዘመቻታት ሓይሊ ማእኸል መሰልጠኒ ናይ መሰረታዊ ውትድርና ናይ ስልጠና መኽፈቲ ስነ ስርዓት ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፍሉይ ዘመቻታት ሓይሊ ማእኸል መሰልጠኒ ናይ መሰረታዊ ውትድርና ናይ ስልጠና መኽፈቲ ስነ ስርዓት ተኻይዱ። ናይቲ ማእኸል ዋና አዛዚ ኮሎኔል ዋለልኝ ታደሰ÷ ብዓብዪ ሞራልን ወነን እምቢ ንሃገረይ ኢሎም ሃገሮም ብቅንዕናን ተኣማንነትን ንምጉልባት…

ናይ ኢትዮጵያ ሉኣላዊነት ብጀግንነት ክነኽብር ኢና – ምልምል ወታደራት

<span;>ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ናይ ህወሓት ኣሸባሪ ሓይሊ ብምጥፋእ ናይ ኢትዮጵያ ሉኣላዊነት ብጀግንነት ንምኽባር ከምዝተዘጋሠዉ ኣብ ጦላይ ማሰልጠኛ ማእኸል መሰረታዊ ውትድርና ዝሰልጥኑ ምልምል ወታደራት ገሊፆም። <span;>ካብ ብሄራዊ ቴኣትርን…