ናይ ደቂ ኣኒስቲዮ ኮከሰን ኣባላት ሊግ ደቂ ኣኒስቲዮን ኣብ ጎኒ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ከምዝስለፋ ገሊፀን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ናይ ደቂ ኣኒስቲዮ ኮከሰን ኣባላት ሊግ ደቂ ኣኒስቲዮን ኣብ ጎኒ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ከምዝስለፋ ገሊፀን።
ናይቲ ኮከስ ሰብሳቢት ወይዘሮ ኣበባዬ ገዛኸኝ፥ ዝተፈላለዩ ስንቅን ናይ ንጽህና መሐለዊ ናውቲታት ናብ ግንባር…