ስፓርት ኣትሌት ኢንስፔክተር ሰለሞን ባረጋ ናይ ኮማንደርነት ማዕርግ ተዋሂቡዎ Gebremariam Weldegerima Aug 15, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ናይ ደቡብ ፖሊስ ስፖርት ክለብ ኣባል ዝኾነ ኣትሌት ኢንስፔክተር ሰለሞን ባረጋ ናይ ኮማንደርነት ማዕርግ ተዋሂቡዎ። ኣብ ቶክዮ ኦሎምፒክ ዝተሳተፈ ጉጅለ ለኡኽ ኣብ ደቡብ ክልል ሀዋሳ ከተማ አቀባብላ ዝተገበረሉ እንትኸውን÷ ናይቲ ክልል ፖሊስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጁንታ ንህፀናት ኣደንዛዚ እፅ ብምሃብ ንሞት ይዳርጎም ኣሎ-ኢዱ ንመከላከያ ዝሃበ ህፃን Gebremariam Weldegerima Aug 15, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጁንታ ንህፀናት ብምግዳድ ናብ ጦርነት ድሕሪ ምውሳዱ ኣደንዛዚ እፅ ብምሃብ ንሞት ይዳርጎም ከምዘሎ ኢዱ ንመከላከያ ዝሃበ ህፃን ኣረጋጊፃ። ናይ 13 ዓመት ህፃን ግርማይ ብሩ ኣብኡን እንኡን ምሟቶም ስዒቡ ኣብ ጎደና ዝነብር ዝነበረ ኢዩ። እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ “ፀሓይ ሕሶት እንትትጠልቕ መፃወዲያ ሽርሐኛታት ክብጠስ ኢዩ!!” Gebremariam Weldegerima Aug 15, 2021 0 ካብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ዝተውሃበ መግለፂ ኩሉ ግዘ ቅድሚ ምውግሑ ዓሚቕ ፀልማት ይኸውን። ኣብ ውሽጢ ስግግር ምሸትን ወጋሕታን ዘይሓለፈ ወለዶ የለን። ብርቱዕ ፀልማት ዋግዋጎ ወጋሕታ ዘብስር ስለዝኾነ፣ እቲ ምሸት መሲዩ እንተተረፈኸ? ወይ ድማ ወጋሕታ እንተዘይመፅአኸ?’ ኢልና…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ሃይቲ ብዘጋጠመ ሓደጋ ራዕዲ መሬት ብውሑዱ ህይወት 304 ሰባት ሓሊፉ Gebremariam Weldegerima Aug 15, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሃይቲ ብዘጋጠመ ሓደጋ ራዕዲ መሬት ብውሑዱ ህይወት 304 ሰባት ከምዝሓለፈ ተገሊፁ። ብሬክተር ስኬል 7 ነጥቢ 2 ዝተመዝገበ ራዕዲ መሬት ህይወቶም ካብ ሞንጎ ዝሓለፉ ሰባት ብተወሳኺ ልዕሊ 1 ሺሕን 800 ሰባት ቆሲሎም ተባሂሉ። ትማሊ ቀዳም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒቨርሲቲ መደወላቡ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ትምህርቲ ዘሰልጠኖም ተምሃሮ ኣመሪቑ Gebremariam Weldegerima Aug 15, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ መደወላቡ ቀፅሪ ሻሸመኔ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ትምህርቲ ዘሰልጠኖም 178 ተምሃሮ ኣመሪቑ። እቲ ዩኒቨርሲቲ ብቐዳማይን ካልኣይን ዲግሪ ዘፈር ትምህርቲ ቢዝነስ ዘሰልጠኖም ተምሃሮ ኢዩ ሎሚ መዓልቲ ኣመሪቑ ዘሎ፡፡ ኣብቲ ስነ-ስርዓት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉጅለ ጥፍኣት ጁንታ ንመወዳእታ ግዘ ንምቕባር ተሓባቢርና ንስራሕ – ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ Gebremariam Weldegerima Aug 15, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ጥፍኣት ጁንታ ንመወዳእታ ግዘ ንምቕባር ተሓባቢርካ ምስራሕ ከምዝግባእ ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። ነበር ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝድግፍን ግብረ ራዕዲ ህወሓትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ነበር ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ዝድግፍ ንጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝኹን ሰልፊ ኣካይዶም Gebremariam Weldegerima Aug 15, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ዝድግፍ ንጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝኹን ሰልፊ ኣብ ኣደባባይ መስቀል ኣካይዶም። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ሓዊሱ ዕድመ ዝተገበረሎም ኣጋይሽ ተረኺቦም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብ ግምባር ወሎ ተረኺቦም ኣብቲ ቦታ ንዝርከብ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣበረታቲዖም Gebremariam Weldegerima Aug 15, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብ ግምባር ወሎ ወረዳ ኣምባሰል ከተማ ውጫሌ ንዝርከብ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣበረታቲዖም። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ከምዝገለፁዎ፥ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር እዛ ሃገር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣባላት ሰራዊት ምብራቕ እዝ ኣብ ግምባር ዓፋር ኣሸባሪ ሓይሊ ብምድምሳስ ዘኹርዕ ተግባር ይፍፅም ኣሎ-ሜጀር ጀነራል በላይ ስዩም Gebremariam Weldegerima Aug 14, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ ነሐሴ 8 ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ህወሓት በይናዊ ደው ምባል ተኹሲ ብዘይምቕባሉ ሰራዊት ምክልኻል ምስ ካልኦት ሓይሊታት ፀፅታ ብምትሕብባር ንሓንሳብን መወዳእታን ንክድምስሶ ኣንፈት ከምዝተውሃበ ዋና ኣዛዚ ምብራቕ እዚ ሜጀር ጀነራል በላይ ስዩም ኣፍሊጦም። ኣባላት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝግበር ዘሎ ሃገር ናይ ምብታን ኣጀንዳ ድልየትን ምንቅስቓስን እቲ ጉጅለ ራዕዲ እምበር ንህዝብና ኣይገልፅን-ፓርቲ ብልፅግና ትግራይ Gebremariam Weldegerima Aug 14, 2021 0 አዲስ አበባ ፣ ነሐሴ 8 ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ትግራይ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ብምድሃብ መግለፂ ሂቡ። እቲ ቤት ፅሕፈት ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ ዝግበር ዘሎ ሃገር ናይ ምብታን ኣጀንዳ ድልየትን ምንቅስቓስን እቲ ጉጅለ ራዕዲ እምበር ንህዝብና ኣይገልፅን ኢሉ። ባህጊ…