Fana: At a Speed of Life!

ኢንጂነር ታከለ ኡማ ምስ ዳይሬክተር ባንኪ ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስትር መዓድንን ነዳዲን ኢንጂነር ታከለ ምስ ዳይሬክተር ባንኪ ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ዑስማን ዲዮን ተዛቲዮም። እቶም ሚኒስትር ኣብ ዘፈር መዓድን እናተሳለጠ ምስ ዝርከብ ሪፎርም ፖሊሲን ሕጊን ዝተተሓሓዘ መብርሂ ገይሮም፡፡ ኢንቨስትመንት ዘፈር…

339 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዚያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)339 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ከተማ ጂዳ ከምዝተመለሱ ቤት ፅሕፈት ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ተወካሊ ዳይሬክቶሬት ጄኔራል ጉዳያት ቆንስላ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ብምርካብ ኣቀባብላ ገይረሙሎም።…

ክልል ትግራይ መሊስካ ንምህናፅ ናይ ብዙሓት ኣካላት ተሳትፎ ከምዘድሊ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዚያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምስ ዝነብሩ ሰብ ዋና ትካላት ንግዲ ሙሁራንን ክልል ትግራይ ተዛቲዮም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር እቲ ዘተ ኣመልኪቶም ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ከምዝገለፁዎ፥ ክልል ትግራይ መሊስካ ንምህናፅ ናይ…

ናሳ ናብ ማርስ ሄሊኮፕተር ልኢኹ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዚያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢንጂነራት ትካል ምርምር ጠፈር ኣሜሪካ (ናሳ) ንፈለማ እዋን ሄሊኮፕተር ናብ ማርስ ምልኣኹ ኣፍሊጡ። ኣብ ዙሪያ ምህዋር ክትትበርር ኢያ ዝተብሃለት እታ ሄሊኮፕተር፥ ብመጠን ኣዚያ ዝነኣሰት ከምዝኾነት ተገሊፁ፡፡ ኢንጂ ኒውቲ ዝተብሃለት እታ…

ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ ኣፕላይድ ሳይንስ ዩኒቨርሲቲታት ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዚያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ 9 ኣዋርሕ ኣፕላይድ ሳይንስ ዩኒቨርሲቲታት ኣብ ዩኒቨርሲቲ ወላይታ ሶዶ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ መደረ ዘስምዑ ፕሬዚዳንት ዩኒቨርሲቲ ወላይታ ሶዶ ፕሮፌሰር ታከለ ታደሰ፥ እቲ መድረኽ ብዓይነቱ ፍሉይን ፈላማይን ከምዝኾነ…

ኢጋድ ማእኸል ሕክምና ካንሰር ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንምህናፅ ዘኽእል እምነ ኩርናዕ ኣንቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዚያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኢጋድ ማእኸል ሕክምና ካንሰር ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንምህናፅ ዘኽእል እምነ ኩርናዕ ሎሚ መዓልቲ ኣንቢሩ። ኣብቲ ስነ ስርዓት ምንባር እምነ ኩርናዕ፥ ኣፈፃሚ ስራሕ ኢጋድ፣ ኣምባሳደራት ኣባል ሃገራት፣ ላዕለዎት ሰብ መዚ ኢትዮጵያን መሻርኽቲ ልምዓትን…

ህንድ ኣብ ዞባ ሃዲያ ዝካየዱ ስራሕቲ ልምዓት ከምእትድግፍ ኣምባሳደር ሮበርት ሼትኪንቶንግ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ህንድ ኣብ ዞባ ሃዲያ ዝካየዱ ስራሕቲ ልምዓት ከምእትድግፍ ኣምባሳደር ህንዲ ኣብ ኢትዮጵያ ሮበርት ሼትኪንቶንግ ገሊፆም። እቶም ኣምባሳደር ምስ ሚኒስትር ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይን ዶክተር ኤርጎጌ ተስፋዬ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ዋቸሞ ዑደት ገይሮም።…

ኣብ ከተማ ኬፕታውን ኣብ ዝርከብ እምባ ቴብል ዝተወለዐ ባርዕ ሓዊ ታሪኻዊ ህንፃታት ኣዕኒዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ደቡበ ኣፍሪካ ከተማ ኬፕታውን ኣብ ዝርከብ ጎቦ ቴብል ዝተወለዐ ባርዕ ሓዊ ታሪኻዊ ህንፃታት ከምዘዕነወ ተገሊፁ። እቲ ኣብ ጎቦ ቴብል ዝተልዓለ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ኣብ ጥቕኡ ናብ ዝርከብ ቀፅሪ ዩኒቨርሲቲ ኬፕታውን ዝተዛመተ እንትኸውን፥ ብኣማኢት…

ልዕሊ ብር 67 ሚሊየን ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ኣተውቲን ወፃእቲን ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዚያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 67 ሚሊየን ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ኣተውቲን ወፃእቲን ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ከምዝተትሓዙ ሚኒስቴር እቶት ኣፍሊጡ። እቶም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ካብ 30 መጋቢት ክሳብ 7 ሚያዝያ ኣብ ዘለዉ መዓልቲታት ኣብ ዝተፈላለዩ ኬላታት ጉምሩክ ዝተትሓዙ ኢዮም…

ኣብ ሰሜን ሸዋን ደቡብ ወሎን ወረዳታት ፍሉይ ዞባ ኦሮሞ ምስ ዝተፈጠረ ፀገም ፀፅታ ብዝተተሓሓዘ ኮማንድ ፖስት ከምዝተጣየሸ ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ሰሜን ሸዋን ደቡብ ወሎን ወረዳታት ፍሉይ ዞባ ኦሮሞ ምስ ዝተፈጠረ ፀገም ፀፅታ ብዝተተሓሓዘ ኮማንድ ፖስት ከምዝተጣየሸ ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር፥ ኣብ ውሱናት ከባቢታት እዛ ሃገር ህዝቢ ምስ ህዝቢ ብምልታም ኣብ ልዕሊ…