ኣዘርባጃንን ኣርሜኒያን ናብ ጎንፂ ካብ ዝኣትዋ ንደሓር 2 ሺሕን 300 ወታደራት ኣርሜኒያ ህይወቶም ሓሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣዘርባጃንን ኣርሜኒያን ናብ ጎንፂ ካብ ዝኣትዋ ንደሓር ክሳብ ሕዚ 2 ሺሕን 300 ወታደራት ኣርሜኒያ ከምዝሞቱ ተገሊፁ።
ኣልጀዚራ ንግልጋሎት ዜና ኣናዶሉ ፀሪሑ ከምዝጸብፀቦ እንተኾይኑ፥ ክልቲአን ሃገራት ናብ ርኡይ ኲናት ከምዝኣተዋን ብዙሓት…