Fana: At a Speed of Life!

ሓይሊ ሓለዋ ሪፐብሊካን ምስ እግረኛ ሓይሊታት ብምዃን ኣብ ልዕሊ ፀላኢ ዘየዳግም ስጉምቲ ይወስድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ሓለዋ ሪፐብሊካን ምስ እግረኛ ሓይሊታት ብምዃን ኣብ ልዕሊ ፀላኢ ዘየዳግም ስጉምቲ ይወስድ ኣሎ። በዚ ድማ ብዙሓት ኣባላት እቲ ኣሸባሪ ጁንታ ከምዝተደምሰሱ ተገሊፁ። 35 ኣባላት እቲ ኣሸባሪ ጁንታ ዝተማረኹ እንትኾኑ፥ ካብ መንጎ እቶም…

ናብቲ ጉጅለ ራዕዲ ክልኣኽ ዝነበረ ልዕሊ 5 ናይ ክላሽን ጥይት ተታሒዙ

ኣዲስ ኣበባ፣  5 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)እዚ ምዕራብ ናብቲ ጉጅለ ራዕዲ ክልኣኽ ዝነበረ ልዕሊ 5 ናይ ክላሽን ጥይት ከምዝሓዘ ኣፍሊጡ። ተወካሊ ክትትል ሓይሊ ዘመቻ እቲ እዚ ሻለቃ ጌታቸው ዋሬ ÷ እቲ ጥይት ኣብ ክልተ ቁፃር ብኣድጊ ተፃዒኑ እንትኸይድ ኣብ ጫካ ከምዝተትሓዘ ተዛሪቦም።…

ነበርቲ ክፍለ ከተማ ኮልፌ ቀራኒዮ ንሰራዊት ምክልኻል ሰራዊት ዝኸውን 85 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ነበርቲ ክፍለ ከተማ ኮልፌ ቀራኒዮ ንሰራዊት ምክልኻል ሰራዊት ዝኸውን ሓገዝ 2 ሺሕን 243 ማሕረዲ እንስሳትን ስንቂን ገይሮም። ነበርቲ እቲ ክፍለ ከተማ 609 ሰንጋ፣ 1 ሺሕን 634 ኣባጊዕን 900 ሺሕን 618 ብር ግምት ዘለዎ…

ንግዲ ወፃኢ ንምምሕያሽ ብዝተሰርሑ ስራሕቲ ለዕሊ 3 ነጥቢ 6 ቢሊየን ዶላር ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣  5 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 2013 ዓ.ም ንግዲ ወፃኢ ንምምሕያሽ ብዝተሰርሑ ስራሕቲ ለዕሊ 3 ነጥቢ 6 ቢሊየን ዶላር ኣሜሪካ ከምዝተረኸበ ሚኒስቴር ንግዲን ኢንዱስትሪን ኣፍሊጡ። ኣብቲ በጀት ዓመት ንግዲ ወፃኢ ንምጥንኻርን ንግዲ ኣታዊ ብሃገር ውሽጢ ንምትካእን በዝተገበሩ…

ኣብ ክልል ሃረሪ ብ19 ነጥቢ 3 ሚሊየን ብር ዝተሃነፁ ዝተፈላለዩ መሰረተ ልምዓታት ተመሪቖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሃረሪ ብ19 ነጥቢ 3 ሚሊየን ብር ዝተሃነፁ ዝተፈላለዩ መሰረተ ልምዓታት ተመሪቖም። ብፕሬዚዳንት እቲ ክልል ኣይተ ኦድሪን በድሪ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኣብቲ ክልል ዝህነፁ ዘለዉ ስራሕቲ መሰረተ ልምዓታት ዑደት ገይሩ። ካብ መንጎ እቶም…

በዓል መዚ መራኸቢ ሓፋሽ ን76 ሬዲዮ ጣቢያታት ናይ ፈነወ ፍቓድ ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መዚ መራኸቢ ሓፋሽ ኢትዮያ ን76 ሬዲዮ ጣቢያታት ናይ ፈነወ ፍቓድ ከምዝሃበ ገሊፁ። በዓል መዚ መራኸቢ ሓፋሽ ኢትዮጵያ ፍቓድ ዝሃቦም ሬድዮ ጣቢያታት ዝምልከት ሓበሬታ ሂቡ። ኣብ መብርሂኡ ድማ ብሓፈሻ ክሳብ ሕዚ ኣብ ዘሎ እዋን 76 ሬድዮ…

ነበርቲ ዞባ ምብራቕ ሃረርጌ ኣብ ጎኒ ምክልኻል ደው ከምዝብሉ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣  5 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበርቲ ዞባ ምብራቕ ሃረርጌ ኣብ ጎኒ ምክልኻል ደው ከምዝብሉ ኣፍሊጦም። እቶም ነበርቲ እኩይ ተግባር ናይ ጁንታ ህወሓት ጉጅለ ብምቅዋምን ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዘለዎም ደገፍ ንምርኣይን ኣብ ሃረማያ ከተማ ሰልፊ ኣካይዶም። እቶም ሰልፈኛታት…

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ጋሊኮማ ዝፈፀሞ ጨፍጫፍ ኣመልኪቱ ናይ 3 መዓልቲ ሓዘን ከምዝተኣወጀ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ክልል ዓፋር ፈንቲ ረሱ መዓስከር ጋሊኮማ ኣብ ልዕሊ ዝነበሩ ንፁሃን ዜጋታት ዝፈፀሞ ጨፍጫፍ ኣመልኪቱ ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ናይ ሰለስተ መዓልቲ ሓዘን ንኽኸውን መንግስቲ ክልል ዓፋር ኣዊጁ። ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ…

ንኮቪድ 19 ዝግበር ጥንቃቐ ምዝንጋዕ ኣተሓሳሲቡኒ-ሚኒስቴር ጥዕና

ኣዲስ ኣበባ፣  5 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ንኮቪድ 19 ዝግበር ጥንቃቐ ምዝንጋዕ ከምዘተሓሳሰቦ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጥዕና ዶክተር ደረጀ ድጉማ ምስ ፋና ብሮድካስቲነግ ኮርፖሬት ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት፥ መዝንጋዕን ሸለልተኝነትን ህሕረተሰብ የተሓሳስብ ኢዩ ኢሎም።…

ኣብ ክልል ኣምሓራ ኩለመዳይ ምርቓት ሓይሊ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ኣምሓራ ሃገር ካብ ፀላኢ ንምክልኻል ዝስለፉ ኩለመዳይ  ሓይሊታት ኣሰልጢኑ እናመረቐ ይርከብ፡፡ እቶም ሰልጠንቲ ካብ 18 ክሳብ 40 ዕድመ ዘለዎም እንትኾኑ፥ ፖለቲካዊን ወታደራዊን ስልጠና ዝወሰዱ ኢዮም። መብዛሕተኦም ሰልጠንቲ ናብ ሰራዊት…