ሃገር ናይ ምፍራስ ድሌት ባንዳታት ንምምካት ህዝቢ ብሓድነት ጠጠው ክብል ይግባእ – ኣይተ ታገሰ ጫፎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንሰራዊት ምክልኻል ደም ልገሳ ኣካይዶም፡፡
ኣፈ ጉባኤ እቲ ባይቶ ኣይተ ታገሰ ጫፎ ኣብቲ እዋን ከምዝገለፁዎ፥ ሕልሚ ሃገር ምፍራስ ባንዳታትን ኢድ ኣእታውነት ሓይሊታት ወፃኢን ዝገብሩዎ ወራር ህዝቢ ብሓድነት ጠጠው ብምባል…