ኣብ ብርሸለቆ መሰረታዊ ውትድርና መሰልጠኒ ቤት ትምህርቲ መበል 34 ዙር ምልምል ሰልጠንቲ ስነስርዓት መኽፈቲ ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ብርሸለቆ መሰረታዊ ውትድርና መሰልጠኒ ቤት ትምህርቲ መበል 34 ዙር ምልምል ሰልጠንቲ ስነስርዓት መኽፈቲ ኣካይዱ።
ኣብቲ መኽፈተ መደረ ዝገበሩ ዋና ኣዛዚ እቲ መሰልጠኒ ቤት ትምህርቲ ኮሎኔል ጌታቸው ኣሊ፥ ሃገር ና ብቅንዕና ንምግልጋል ሞያ…