ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓንቲ ኣደ ድምፂ ምስ ሃባ ወዲ ከምዝተገላገላ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jun 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ኣርሲ ወረዳ ሄጦሳ ሓንቲ ኣደ ድምፂ ንመሃብ ምስከዳ ሕማም ሕርሲ ተሰሚዑወን ምስ ሃባ ወዲ ከምዝተገላገላ ተገሊፁ። ኣበራሽ ጉታ ዝተብሃላ እተን መራፂት፥ ድምፂ ንመሃብ ኣብ ዝኸዳሉ ጣቢያ መረፃ ዙሪያ ሄጦሳ ከምዝጀመረንን ተፃዊረን ድምፂ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣብ ከተማ በሻሻ ተረኺቦም ድምፂ ሂቦም Gebremariam Weldegerima Jun 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ ሰነ 14፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዞባ ጅማ ወረዳ ጎማ ጣቢያ መረፃ በሻሻ ተረኺቦም ድምፂ ሂቦም። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana ድረ ገፅና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መረፃ ብፅቡቕ ኩነታት ይካየድ ኣሎ – ቦርድ መረፃ Gebremariam Weldegerima Jun 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣካቢት ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ወይዘሪት ብርቱካን ሚደቅሳ ክሳብ ሕዚ ዘሎ ከይዲ መረፃ ሰላማዊ ከምዝኾነ ገሊፀን። ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ሓደ ጣቢያ መዝገብ መረፅቲ ጠፊኡ ስለዝነበረ መዝገብ ተላኢኹ መረፃ ንኽካየድ ተገይሩ ኢዩ ኢለን። ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ብቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው እናተሃነፀ ዝርከብ ፋብሪካ ባኒ ተዓዚቦም Gebremariam Weldegerima Jun 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ብቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው እናተሃነፀ ኣብ ዝርከብ ፋብሪካ ባኒ ዑደት ኣካይዶም። እቲ ፋብሪካ ባኒ ሙሉእ ብሙሉእ ስራሕ እንትጅምር ኣብ መዓልቲ 1 ሚሊየን ባኒ ናይ ምፍራይ ዓቕሚ ከምዘለዎ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣየተ ኣገኘሁ ተሻገር ኣብ ከተማ ጎንደር ድምፅ ሂቦም Gebremariam Weldegerima Jun 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣየተ ኣገኘሁ ተሻገር ኣብ ከተማ ጎንደር ድምፅ ሂቦም። መረፃ ብሰላም ተዛዚሙ ውፅኢት ንምቕባል ምድላው ከምዝግባእ እቶም ርእሰ ምምሕዳር ኣገንዚቦም፡፡ ኣብቲ ክልል ብዙሓት ፓርቲታት ፖለቲካን ውልቀ ተናሓናሕቲን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣቦ መንበር ፓርቲ ነፃነትን እኩልነትን ኣብድልቃድር ኣደም ድምፂ ሂቦም Gebremariam Weldegerima Jun 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣቦ መንበር ፓርቲ ነፃነትን እኩልነትን ኣብድልቃድር ኣደም ድምፂ ሂቦም። እቶም ኣቦ መንበር ኣብ ዝወዳደርሉ ክልል ምርጫ ባቲ ብምርካብ ኢዮም ድምፆም ሂቦም። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ድምፂ ሂበን Gebremariam Weldegerima Jun 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ክፍለ ከተማ ጨርቆስ ብምርካብ ድምፂ ከመዝሃባ ካፒታል ፀብፂቡ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana ድረ ገፅና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉጅለ ተዓዛቢ ሕብረት ኣፍሪካ ከይዲ ምርጫ ኣዲስ ኣበባ ይዕዘብ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jun 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብነበር ፕሬዚዳንት ናይጀሪያ ኦሊሴንጎን ኦባሳንጆ ዝምራሕ ጉጅለ ተዓዛቢ ሕብረት ኣፍሪካ ከይዲ ምርጫ ኣዲስ ኣበባ ይዕዘብ ኣሎ። ኣባላት እቲ ጉጅለ ኣብ ክፍለ ከተማ ጨርቆስ ወረዳ 7 ክልል ምርጫ 21/22 ዘሎ ከይዲ ምርጫ ተዓዚቦም። ኣብ ናይ ሎሚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣቦ መንበር ኣብን ኣይተ በለጠ ሞላ ኣብ ዝወዳደርሉ ጣብያ ብምርካብ ድምፆም ሂቦም Gebremariam Weldegerima Jun 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣቦ መንበር ኣብን ኣይተ በለጠ ሞላ ኣብ ዝወዳደርሉ ጣብያ ምርጫ ከተማ ቆቦ ቀበሌ 04 ብምርካብ ድምፆም ሂቦም። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana ድረ ገፅና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ ብዘይዝኾነ ይኹን ፀገም ይካየድ ከምዘሎ ኮሚሸን ፖሊስ ፌዴራል ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Jun 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ ብዘይዝኾነ ይኹን ፀገም ይካየድ ከምዘሎ ኮሚሸን ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ኮሚሽን ከምዝገለፆ፥ መራፂ ሰላማዊን ዝተረጋገዐን በዝኾነ መገዲ ድምፁ ይህብ ኣሎ። ንቐፃሊ ተመሳሰልቲ ሓበሬታታት ካብ ፌዴራልን…