ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከይዲ ምሃብ ድምፂ ክሳብ ምሸት ሰዓት ሰለስተ ተናውሑ Gebremariam Weldegerima Jun 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ከይዲ ምሃብ ድምፂ ክሳብ ምሸት ሰዓት ሰለስተ ከምዝተናውሐ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ ብዝተፈላለየ ምኽንያት ከይዲ ኣወሃህባ ድምፂ ዝተፈጠሩ ምድንጓያት ስዒቡ፥ ምሃብ ድምፂ ከምዝተናወሐ እቲ ቦርድ ገሊፁ፡፡ ስለዝኾነ ድማ ክሳብ ምሸት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መረፃ ሰላማዊ ኮይኑ ንኽዛዘም ህዝቢን ሓይሊታት ፀፅታን ሓላፍነቶም ይዋፅኡ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima Jun 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መረፃ ሰላማዊ ኮይኑ ንኽዛዘም ህዝቢን ሓይሊታት ፀፅታን ሓላፍነቶም እናተዋፅኡ ምዃኖም ቤት ፅሕፈት መተሓባበሪ ቦርድ መረፃ ኣፍሊጡ። ሓላፊ እቲ ቤት ፅሕፈት ኣይተ ኣምሰሉ በለጠ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ፥ ኣብቲ ዞባ ዝርከባ 1 ሺሕን 472 ጣቢያታት መረፃ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዞባ ካፋ ዝተወሰኑ ጣቢያታት መረፃ ዘጋጠመ ሕፅረት ወረቐት መረፃ ንምትዕርራይ እናተሰርሐ ከምዝኾነ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jun 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ካፋ ዝተወሰኑ ጣቢያታት መረፃ ሕፅረት ወረቐት መረፃ ከምዘጋጠመ ጣቢያና ብዝገበሮ ትዕዝብቲ ኣረጋጊፁ። እቲ ሕፅረት ወረቐት መረፃ ንምትዕርራይ ትርፊ ወረቐት መረፃ ካብ ዝሓዙ ጣቢያታት ብምውሳድ እናተኸፋፈለ ከምዝኾነ ሓላፊ መተሓባበሪ መረፃ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ጣቢያ መረፃ ቻግኒ ድምፂ ንመሃብ ዝመፅኣ ወ/ሮ ውበቴ ወርቁ ኣዶ ጓል ኣንስተይቲ ኮይነን Gebremariam Weldegerima Jun 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጣቢያ መረፃ ቻግኒ ድምፂ ንመሃብ ዝመፅኣ ወ/ሮ ውበቴ ወርቁ ኣዶ ጓል ኣንስተይቲ ኮይነን። ብተመሳሳሊ ዜና ጓል ኣንስተይ ዝተገላገለት ሓላፊት ቤት ፅሕፈት መተሓባበሪ መረፃ ድምፃ ሂባ። ነባሪት ዞባ ስልጠየ ከተማ ቅበት ዝኾነት እታ ሓራስ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መረፃ ብሰላማዊ መገዲ እናተኻየደ ከምዝርከብ ኮሚሽን ፖሊስ ድሬዳዋ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Jun 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መረፃ ብሰላማዊ መገዲ እናተኻየደ ከምዝርከብ ኮሚሽን ፖሊስ ድሬዳዋ ኣፍሊጡ። ኮሚሽነር ኮሚሽን ፖሊስ እታ ምምሕዳር ከተማ ኣለሙ መግራ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝገለፁዎ፥ እቲ መረፃ ብሰላም ንኽዛዘም ብዙሓት ስራሕቲ ከምዝተዘርሑ ገሊፆም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ኣዳማ ከይዲ መረፃ ንምህዋኽ ዝፈተነን ኣብ ጣቢያ መረፃ መሳርሒ ኲናት ብመሓዝ ዝተኸሰሱ ተቐፂዖም Gebremariam Weldegerima Jun 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዳማ ከይዲ መረፃ ንምህዋኽ ዝፈተነን ኣብ ጣቢያ መረፃ መሳርሒ ኲናት ሒዝካ ብመሓዝ ዝተኸሰሱ ውልቀሰባት ብማእሰርቲን ገንዘብን ተቐፂዖም። ላዕለዋይ በዓል ሞያ ርክብ ህዝቢ መምርሒ ፖሊስ ከተማ ኣዳማ ኢንስፔክተር ወርቅነሽ ጋልሜቻ ንግልጋሎት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጎስጓ መረፃ እንተካይድ ኢድ ንኢድ ዝተትሓዘ ተዓዛቢ ተናሓናሒ ፓርቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ፖሊስ ውዒሉ Gebremariam Weldegerima Jun 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ሰሜን ሸዋ ምንጃር ወረዳ ሸንኮራ ጎስጓ መረፃ እንተካይድ ኢድ ንኢድ ዝተትሓዘ ተዓዛቢ ተናሓናሒ ፓርቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ፖሊስ ውዒሉ። ኣብቲ ወረዳ ዝርከብ ክልል መረፃ ንእናት ፓርቲ ወኪሉ ተዓዛቢ ዝነበረ ዘበነ ለማ፥ ንጉሆ ሰዓት ሰለስተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰላምና እናሓለና ኣብ መረፃ ክንሳተፍ ይግባእ – ኣቦ መንበር ፓርቲ ህዝቢታት ዓፋር Gebremariam Weldegerima Jun 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰላምና እናሓለና ኣብ መረፃ ክንሳተፍ ይግባእ” ክብሉ ኣቦ መንበር ፓርቲ ህዝቢታት ዓፋርን ነበር ኣካቢ ቤት ምኽሪ ሓበራዊ ፓርቲታት ፖለቲካን ኣይተ ሙሳ ኣደም ገሊፆም። ኣይተ ሙሳ ኣደም፥ “ሃገር ንሎሚ ጥራሕ ንደልያ ኣይኮነትን ህዝቢ ሰላሙ ሓሊዩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክሳብ ሕዚ ዘሎ ከይዲ መረፃ ብፅቡቕ ኩነታት ይካየድ ኣሎ – ጉጅለ ተዓዛቢ መረፃ ሕብረት ኣፍሪካ Gebremariam Weldegerima Jun 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ክሳብ ሕዚ ዘሎ ከይዲ መረፃ ብፅቡቕ ኩነታት እናተኻየደ ከምዝኾነ መራሒ ጉጅለ ተዓዛቢ መረፃ ሕብረት ኣፍሪካን ነበር ፕሬዚዳንት ናይጄሪያን ኦሊሴንጎ ኦባሳንጆ ገሊፁ። ጉጅለ ተዓዛቢ መረፃ ሕብረት ኣፍሪካ፥ ሎሚ መዓልቲ ረፋድ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክልል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ዝኾነ ይኹን ኢድ ኣእታውነት ናፃ ብዝኾነ መልክዑ ከምዝመረፁ ነበርቲ ክፍለ ከተማ ኣራዳ ተዛሪቦም Gebremariam Weldegerima Jun 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ዝኾነ ይኹን ኢድ ኣእታውነት ናፃ ብዝኾነ መልክዑ ከምዝመረፁ ኣብ ክፍለ ከተማ ኣራዳ ክልል መረፃ ኣብ 1/9 ዝርከባ ጣቢያታት መረፃ ድምፂ ዝሃቡ ነበርቲ ተዛሪቦም። ፋና ብሮድካቲንግ ኮርፖሬት ኣብቲ ክፍለ ከተማ ዘተፈላለያ ጣቢያታት መረፃ ዑደት…