Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ዞባ ምዕራብ ኣርሲ ክሳብ ሕዚ 1 ሚሊየን 48 ሽሕን 391 ዜጋታት ድምፂ ሂቦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ምዕራብ ኣርሲ ክሳብ ሕዚ 1 ሚሊየን 48 ሽሕን 391 ዜጋታት ድምፂ ከምዝሃቡ ቤት ፅሕፈት መተሓባበሪ ቦርድ መረፃ እቲ ዞባ ኣፍሊጡ። ምክትል መተሓባባሪ እቲ ቤት ፅሕፈት ኣይተ ተስፋየ በቀለ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝገለፁዎ፥ ኣብቲ…

ኣብ ኣሶሳ ካርድ መረፅቲ ዝቐደደ ውልቀ ሰብ ተቐፂዑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ከተማ ኣሶሳ ካርድ መረፅቲ ዝቐደደ ውልቀ ሰብ ብገንዘብ እንትቕፃዕ ካሊእ ተመሳሳሊ ጥፍኣት ዝፈፀመ ውልቀ ሰብ ድማ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሉ ፅባሕ ውሳነ ከምዝወሃበሉ ተገሊፁ። ኣዛዚ ፖሊስ እታ ምምሕዳር ከተማ ኮማንደር…

ፓርቲታት ፖለቲካ ውፅኢት መረፃ ብቦርድ መረፃ ክሳብ ዝግለፅ መግለፂ ካብ ምሃብ ንኽዕቀቡ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲታት ፖለቲካ ከይዲ መረፃ ተዛዚሙ ውፅኢት መረፃ ብቦርድ መረፃ ክሳብ ዝግለፅ መግለፂ ካብ ምሃብ ንኽዕቀቡ ሓበራዊ ቤት ምኅሪ ፓርቲታት ፖለቲካ ኢትዮጵያ ኣተሓሳሲቡ። እቲ ሓበራዊ ቤት ምኽሪ፥ መረፃ ኣመልኪቱ መግለፂ ሂቡ። ኣካቢ እቲ ቤት ምኽሪ…

መረፃ ኣብ ዝተዛዘመለን ቦታታት ጣቢያታት መረፃ ምዕፃውን ስራሕቲ ቆፀራ ምጅማር ከምዝከኣልን ቦርድ መረፃ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዜጋታት መሪፆም ኣብ ዝዛዘሙሎምን ንምምራፅ ሪጋ ዝሓዙ ዜጋታት ኣብ ዝተዛዘመለን ጣቢያታት መረፃ ምዕፃውን ስራሕቲ ቆፀራ ምጅማርን ከምዝከኣል ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትየጵያ ኣፍሊጡ። ከይዲ ሃብ ድምፂ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ቀፂሉ እናተኻየደ ከምዝኾነ እቲ…

ከይዲ መረፃ ምንውሑ ግቡእ ምዃኑ ነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ተዛሪቦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ  ከባቢታት ኣዲስ ኣበባ ዝርከባ ጣቢያታት ኣዲስ ኣበባ ሕዚ እውን መረፅቲ ሪጋ ሒዞም ይርከቡ። መሳርሕትና ብዝገበሩዎ ዑደት ኣብ ክፍለ ከተማታት የካን ኣዳን ዝርከቡ መረፅቲ ከይዲ ኣወሃህባ ድምፂ ግቡእ ከምዝኾነ ገሊፆም፡፡ መረፅቲ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ መረፃ ብሰላም ይካየድ ኣሎ – ፖሊስ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ መረፃ ብሰላም እናተኻየደ ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። እቲ ኮሚሽን ከምዝገለፆ፥ ሕብረተሰብ ብዘይስግኣት ድምፁ ንኽህብ ሕጊ መረፃ ብዝፈቕዶ መሰረት ብምግባር ኣባላት ፖሊስ ብምምዳብ ኣድላዪ ፍተሸን ቁፅፅርን እናገበረ ይርከብ፡፡…

ከይዲ መረፃ ሙሉእ ብሙሉእ ዝተዛዘመለን ጣቢያታት መረፃ ተዓፂየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተወሰኑ ጣቢያታት መረፃ ከይዲ መረፃ ሙሉእ ብሙሉእ ምዝዛሙ ስዒቡ ጣቢያታት መረፃ ተዓፂየን፡፡ ከይዲ ምሃብ ድምፂ ኣብ ዘይተዛዘመለን ጣቢያታት ምሃብ ድምፂ እናቐፀለ እንትኸውን፥ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ እውን እቲ ከይዲ ክሳብ ምሸት ሰዓት ሰለስተ…

መረፃ ሰላማዊን ምስጢራውነቱ ብዝሓለወ መልክዑ እናተካየደ ከምዝርከብን ተጠባባቒ ሓይሊ ምብራቕ ኣፍሪካ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መረፃ ሰላማዊን ምስጢራውነቱ ብዝሓለወ መልክዑ እናተካየደ ከምዝርከብን ጉጅለ ተዓዛቢ መረፃ ተጠባባቒ ሓይሊ ምብራቕ ኣፍሪካ ገሊፁ። እቲ ጉጅለ ተዓዛቢ ኣብ ዝተንቀሳቐሰሎም ሓሙሽተ ክልላት መረፃ፥ ዜጋታት ወፂኦም ብዘይ ዝኾነ ይኹን ኢድ ኣእታውነት…

ከይዲ ምሃብ ድምፂ ክሳብ ምሸት ሰዓት ሰለስተ ተናውሑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ከይዲ ምሃብ ድምፂ ክሳብ ምሸት ሰዓት ሰለስተ ከምዝተናውሐ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ ብዝተፈላለየ ምኽንያት ከይዲ ኣወሃህባ ድምፂ ዝተፈጠሩ ምድንጓያት ስዒቡ፥ ምሃብ ድምፂ ከምዝተናወሐ እቲ ቦርድ ገሊፁ፡፡ ስለዝኾነ ድማ ክሳብ ምሸት…

መረፃ ሰላማዊ ኮይኑ ንኽዛዘም ህዝቢን ሓይሊታት ፀፅታን ሓላፍነቶም ይዋፅኡ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መረፃ ሰላማዊ ኮይኑ ንኽዛዘም ህዝቢን ሓይሊታት ፀፅታን ሓላፍነቶም እናተዋፅኡ ምዃኖም ቤት ፅሕፈት መተሓባበሪ ቦርድ መረፃ ኣፍሊጡ። ሓላፊ እቲ ቤት ፅሕፈት ኣይተ ኣምሰሉ በለጠ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ፥ ኣብቲ ዞባ ዝርከባ 1 ሺሕን 472 ጣቢያታት መረፃ…