ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣርቲስታት ኦሮሞ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳይ ይዛተዩ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima Aug 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ኦሮሞ፣ ማእኸል ባህሊ ኦሮሞን ማሕበር ኣርቲስታት ኦሮሞን ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳይ ይዛተዩ ኣለዉ። እቲ ዘተ ኢትዮጵያ ንምድሓን ክወፍር ኢየ፣ ኣብ ዝኾነ ይኹን ቦታ፣ ኣብ ዝኾነ ይኹን እዋን ብዝብል መሪሕ ቃል ኢዩ እቲ ዘተ…
ስፓርት ኣብ ቶኪዮ ኦሊምፒክ ብ800 ሜትሮ ደቂ ኣኒስቲዮ ዝተሳተፈት ኣትሌት ሃብታም ኣለሙ መበል ሻድሻይ ደረጃ ብምሓዝ ውድድራ ዛዚማ Gebremariam Weldegerima Aug 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቶኪዮ ኦሊምፒክ ብ800 ሜትሮ ደቂ ኣኒስቲዮ ዝተሳተፈት ኣትሌት ሃብታም ኣለሙ መበል ሻድሻይ ደረጃ ብምሓዝ ውድድራ ዛዚማ። ብመሰረት እዚ ተሸላሚት ዲፕሎማ ኮይና። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም…
ስፓርት ኣብ ኦሎምፒክ ቶኪዮ ብ5 ሺሕ ሜትሮ ውድድር ደቂ ተባዕቲዮ ኣትሌት ሚልኬሳ መንገሻ ንፍፃመ ሓሊፉ Gebremariam Weldegerima Aug 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኦሎምፒክ ቶኪዮ ብ5 ሺሕ ሜትሮ ውድድር ደቂ ተባዕቲዮ ኣትሌት ሚልኬሳ መንገሻ ንፍፃመ ሓሊፉ። ኣትሌት ሚልኬሳ መንገሻ ብ13፡31.13 በዝኾነ ሰዓት ሻድሻይ ደረጃ ብምሓዝ ኢዩ ውድድሩ ዛዚሙ። ብመሰረት እዚ ብ5 ሺሕ ሜትሮ ውድድር ደቂ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣባላት “የሰላም ጓድ” ኣብ ጎኒ ህዝብን መንግስቲን ኢትዮጵያ ከምዝስለፉ ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Aug 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት “የሰላም ጓድ” ኣብ ጎኒ ህዝብን መንግስቲን ኢትዮጵያ ከምዝስለፉ ገሊፆም። ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ብፕሮፌሰር ብሩክ ኃይሉ ምስ ዝምራሕ ኣባላት “የሰላም ጓድ” ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጁንታ ህወሓት ብሓይሊ ዘሰለፎም ሓይሊታት ጥፍኣት ብኣንፈት ክልል ዓፋርን ኣምሓራን ኢዶም ይህቡ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima Aug 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ጁንታ ህወሓት ብሓይሊ ዘሰለፎም ሓይሊታት ጥፍኣት ብኣንፈት ክልል ዓፋርን ኣምሓራን ኢዶም ይህቡ ኣለዉ። ጉጅለ ህወሓት ህፃናትን መናእሰይን ትግራይ ኣገዲዱ ናብ ኲናት የሳውሮም ከምዘሎ እቶም ምርኮኛታት ገሊፆም። ካብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ትግራይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ድሬዳዋ ስሩዕ ጉባኤኡ የካይድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Aug 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ድሬዳዋ ንክልተ መዓልታት ዝፀንሕ መበል 47 ስሩዕ ጉባኤኡ የካይድ ኣሎ። እቲ ጉባኤ ኣብ ፃንሒቱ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ መደባት 2013 ዓ.ም እታ ከተማ ብዝምልከት ብምዝታይ ከፅድቕ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ። ብተወሳኺ ሹመት ዳያኑ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህወሓት ንምድምሳስ ድልዋት ከምዝኾኑ ሓሙሽተ ተነሓናሕቲ ፓርቲታት ፖለቲካ ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Aug 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ህወሓት ንምድምሳስ ድልዋት ከምዝኾኑ ሓሙሽተ ተነሓናሕቲ ፓርቲታት ፖለቲካ ገሊፆም። እቶም ፓርቲታት፥ ናይ ኢትዮጵያ ነጻነት ፓርቲ፣ ናይ ኢትዮጵያ ብሄራዊ ኣንድነት ፓርቲ፣ ኣዲስ ትውልድ ፓርቲ፣ ራያ ራዩማ ዲሞክራሲያዊ ፓርቲን ህዳሴን ኢዮም። እቶም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ደሚቱ ሀምቢሳ ምስ ፕሬዚደንት ኮሚቴ ድሕንነት ሪፐብሊክ ፓርላማ ጣሊያን ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima Aug 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ጣሊያን ደሚቱ ሀምቢሳ ምስ ፕሬዚደንት ኮሚቴ ድሕንነት ሪፐብሊክ ፓርላማ ጣሊያን አዶልፎ ኡርሶ ተዛቲየን። እቲ ዘተ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ኩነታት ኢትዮጵያ ብፍላይ ኣብ ትግራይ ብዛዕባ ዘሎ እዋናዊ ኩነታት፣ ብዛዕባ ቀርኒ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰራሕተኛታት ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝኸውን ደም ለጊሶም Gebremariam Weldegerima Aug 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ሰራሕተኛታት ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝኸውን ደም ለጊሶም። እቶም ሰራሕተኛታት ንሓድነት ሃገር ህይወቱ እናሃበን እናተዋገአን ንዘሎ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝኸውን ደም መልጋሶም ከምዘሐጉሶም ገሊፆም። ካሊእ ክፋል ሕብረተሰብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብኣንፈት ምዕራብ ትግራይ ንሰብኣዊ ሓገዝ ዝኸውን መተሓላለፊ ኮሪደር ይከፈት ዝብል ድፍኢት ተቐባልነት የብሉን-ኣይተ ምትኩ ካሳ Gebremariam Weldegerima Aug 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ ሰብኣዊ ሓገዝ ንዝደሊዩ ተሓገዝቲ ረድኤት ንምቕራብ ብዝብል ሓደ ሓደ ምዕራባውያንን ትካላቶምን ብኣንፈት ምዕራብ ትግራይ መተሓላለፊ ኮሪደር ይከፈት ዝብል ድፍኢቶም ተቐባልነት ከምዘይብሉ ኮሚሽነር ኮሚሽን ብሄራዊ ኣመራርሓ ስራሕን ሓደጋን…