ህዝቢ ኣምሓራ ምስ ካልኦት ብሄር ብሄረሰባት ብምዃን ንሓይሊ ፀረ ኢትዮጵያ ክቐፅዖ ኢዩ-ፓርቲ ብልፅግና ኣምሓራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ህዝቢ ኣምሓራ ምስ ካልኦት ብሄር ብሄረሰባት ብምዃን ንሓይሊ ፀረ ኢትዮጵያ ክቐፅዖ ኢዩ ክብል ፓርቲ ብልፅግና ኣምሓራ ኣፍሊጡ።
እቲ ፓርቲ ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ እቲ ኵናት ህልውና ኢትዮጵያ ዝረጋገፀሉን ሃገራዊ ክብራ ክብ ዝብለሉን ኢዩ ኢሉ።…