ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝሓሸ ኣፈፃፅማ ስራሕ ንዘመዝገቡ ኣባላትን ኣመራርሓን ፖሊስ ፌዴራል ኣፍልጦ ተዋሂቡ Gebremariam Weldegerima Aug 2, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ሓምለ፣ 2013 ( ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 2013 ዓ.ም ዝሓሸ ኣፈፃፅማ ስራሕ ንዘመዝገቡ ኣባላትን ኣመራርሓን ናይ ፌዴራል ፖሊስ ገበን ምክልኻል ዘርፊ ዲፕሎማቲክ ሓለዋ ዲቪዥን ኣፍልጦ ተዋሂቡ። ዳይሬክተር ዳይሬክቶሬት ፀረ ሸብርን ዝተወደቡ ገበነኛታት ቁፅፅርን ኮማንደር በላይ ከበደ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ መርሃ ግብሪ ምንባር ሓምለዋይ ኣሰር 5 ነጥቢ 2 ቢሊየን ፈልሲ ከምዝተተኸለ ሚኒስቴር ግብርና ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Aug 2, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ሓምለ፣ 2013 ( ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መርሃ ግብሪ ምንባር ሓምለዋይ ኣሰር ንምትካል ካብ ዝተትሓዘ ትልሚ 6 ቢሊየን ፈልሲ እቲ 5 ነጥቢ 2 ቢሊየን ፈልሲ ከምዝተተኸለ ሚኒስቴር ግብርና ኣፍሊጡ። ካብ መንጎ እቶም ዝተተኸሉ ፈልሲታት ፍራምረ ብበዝሒ ከምዝተተኸሉ ዳይሬክተር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳነት ቱርኪ ሬሲፕ ጣይፕ ኤርዶኻን ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Aug 2, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ሓምለ፣ 2013 ( ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳነት ቱርኪ ሬሲፕ ጣይፕ ኤርዶኻን ተዛቲዮም። እቲ ብቴሌፎን ዝተኻየደ ዘተ፥ ኣብ ክልቲኣዊ ርክብ ኢትዮጵያን ቱርኪን ቀጠናዊ ዛዕባታትን ትኩረት ዝገበረ ኢዩ ነይሩ። ፕሬዚዳንት ሬሲፕ ጣይፕ ኤርዶኻን፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ክልል ደቡብ ጉባኤኡ የካይድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Aug 2, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ደቡብ ጉባኤኡ ሎሚ መዓልቲ የካይድ ኣሎ። ኣብቲ ስሩዕ ጉባኤ ትልሚ በጀት ዓመት 2014 ብቕራብ ክፀድቕ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ። ብተወሳኺ ኣፈፃፅማ መደባት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ፣ ዋና ኦዲተር እቲ…
ስፓርት ኣብ ኦሎምፒክ ቶኪዮ ሎሚ መዓልቲ ትፅቢት ዝግበረሎም ናይ ፍፃመ ውድድራት Gebremariam Weldegerima Aug 2, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኦሎምፒክ ቶኪዮ ሎሚ መዓልቲ ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ዝግበሩ ናይ ፍፃመ ውድድራት ኢትዮጵያን ኣትሌታት መዳሊያ ወርቂ ንከምፅኡ ትፅቢት ይግበረሎም። ብመሰረት እዚ ብደቂ ተባዕቲዮ ሰዓት 9:15 ኣብ ዝግበር ውድድር 3000 ሜትሮ መሰናክል ኣትሌት ለሜቻ…
ስፓርት ኣትሌት ፍሬወይኒ ገ/እግዚአብሄርን ኣትሌት ለምለም ሃይሉን ብ1500 ሜትሮ ንፍርቂ ፍፃመ ሓሊፈን Gebremariam Weldegerima Aug 2, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ፍሬወይኒ ገ/እግዚአብሄርን ኣትሌት ለምለም ሃይሉን ብ1500 ሜትሮ ንፍርቂ ፍፃመ ሓሊፈን። ኣብ ኦሎምፒክ ቶኪዮ መፃረዪ ውድድር 1500 ሜትሮ ደቂ ኣኒስቲዮ ኣብ ሰለስተ ዝተፈላለዩ ምድባት ተደልዲለን ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ሰለስተ ኢትዮጵያውያን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብዝምልከት ዝናፈሱ ወረታት መሰረት ኣልቦ ከምዝኾኑ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Aug 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ትግራይ ኣፅዋር ኩይናት የጎዓዕዝ ኣሎ ብዝብል ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ዝናፈሱ ወረታት መሰረት ኣልቦ ከምዝኾኑ ተገሊፁ። እቲ መገዲ ኣየር ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፥ ኣብ 2020 ዓ.ም.ፈ. ናብ ትግራይ ዝግበር በረራ ከምዝተቛረፁ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክልል ሃረሪ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝኸውን ልዕሊ 14 ሚሊየን ብር ደገፍ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Aug 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ሃረሪ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝኸውን ልዕሊ 14 ሚሊየን ብር ደገፍ ገይሩ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ናይ ሃረሪ ክልል ርዕሰ ምምሕዳር ኣይተ ኦርዲን በድሪ ፣ ምክትል ርዕሰ ምምሕዳር ወይዘሮ ሚስራ አብደላ ፣ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት …
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ክልል ደቡብ ፅባሕ ጉባኤኡ ከካይድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Aug 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ደቡብ ፅባሕ ጉባኤኡ ከካይድ ኢዩ። ኣብቲ ስሩዕ ጉባኤ ትልሚ በጀት ዓመት 2014 ብቕራብ ክፀድቕ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ። ብተወሳኺ ኣፈፃፅማ መደባት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ፣ ዋና ኦዲተር እቲ ክልል ብምቕራብ ከምዝዝተየሉ ካብ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኢራን ነዳዲ ኣብ እተመላልስ መርከብ መጥቃዕቲ ከምዝፈፀመት እስራኤል ከሲሳ Gebremariam Weldegerima Aug 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኢራን ነዳዲ ኣብ እተመላልስ መርከብ መጥቃዕቲ ከምዝፈፀመት እስራኤል ከሲሳ። ብሰንኪ እቲ ዝተወሰደ መጥቃዕቲ ድማ ክልተ ኢንግሊዝያውያንን ሓደ ሮማንያውን ከምዝተቐተሉ ተገሊፁ። ኣብ ለንደን ብዝመደበሩ ዞድያክ ማሪታይም እትምራሕ እታ መርከብ ኣብ…