ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፈጣሪ ራዕዲ ህወሓት ልዕሊ 170 ረዲኤት ዝፀዓና መኻይን ዓጊቱ- ሚኒስቴር ትራንስፖርት Gebremariam Weldegerima Jul 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈጣሪ ራዕዲ ህወሓት ልዕሊ 170 ረዲኤት ዝፀዓና መኻይን ዓጊቱ ደወ ከምዘበለ ሚኒስትር ትራንስፖርት ወይዘሮ ዳግማዊት ሞገስ ኣፍሊጠን፡፡ እተን ሚኒስትር ሎሚ መዓልቲ ከምዝበልኡ፥ ንትግራይ ዝኸውን ረድኤት ዝፀዓና ልዕሊ 170 መኻይን ፈጣሪ ራዕዲ…
ቢዝነስ ኢትዮጵያን ጃፓንን ሰነድ ስምምዕነት ድጋፍ 120 ሚሊየን ብር ከቲመን Gebremariam Weldegerima Jul 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ጃፓንን ሰነድ ስምምዕነት ድጋፍ 120 ሚሊየን ብር ከቲመን። ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ገንዘብ ያስሚ ወሃበርቢን ኣምባሳደር ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያ ኢቶ ታካኮ ክታሞም ኣንቢረሙሉ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወፈርቲ ንፀላእቶም ስዒሮም ክምለሱ ኢዮም- ሚኒስትር ምክልኻል ሃገር ዶክተር ቀንአ ያደታ Gebremariam Weldegerima Jul 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ወፈርቲ ንፀላእቶም ስዒሮም ክምለሱ ኢዮም ክብሉ ሚኒስትር ምክልኻል ሃገር ዶክተር ቀንአ ያደታ ገሊፆም። “ኢትዮጵያ ንምድሓን ክወፍር ኢየ” ብዝብል መሪሕ ቃል መርሃ ግብሪ ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝሕወሱ መናእሰይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ካብ ነበርቲን ሰብ ሃፍቲን ዝኣከቦ ደገፍ 1 ነጥቢ 1 ቢሊየን ብር ንሰራዊት ምክልኻል ኣረኪቡ Gebremariam Weldegerima Jul 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ካብ ነበርቲን ሰብ ሃፍቲን እታ ከተማ ዝኣከቦ ደገፍ 1 ነጥቢ 1 ቢሊየን ብር ንሰራዊት ምክልኻል ኣረኪቡ። እቲ ድካፍ ምክትል ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ንሚኒስትር ምክልኻል ዶክተር ቀነዓ ያደታ ኣረኪበን። “ኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባንኪ ዓለም ንዓውዲ ትምህርቲ ኢትዮጵያ ዝገብሮ ደገፍ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ኣረጋጊፁ Gebremariam Weldegerima Jul 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ዓለም ንላዕለዎት ትምህርቲ ኢትዮጵያን ዓውዲ ቴክኒክን ሙያ ትምህርትን ስልጠናን ትምህርቲ ዝገብሮ ደገፍ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ኣረጋጊፁ። ብሚኒስትር ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ዶክተር ሳሙኤል ኡርቃቶ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ መንግስቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መርሃ ግብሪ ምፍናው ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ንዝሕወሱ መናእሰይ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jul 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መስቀል ኣደባባይ መርሃ ግብሪ ምፍናው ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ንዝሕወሱ መናእሰይ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ካብ ነበርቲ ኣዲስ ኣበባ ብዓይነትን ብገንዘብን ዝተኣከበ ደገፍ አውን ናይ ምርኽኻብ ስርዓት ይሳለጥ ኣሎ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብዘይሕጋዊ መገዲ ዝተኸዘነ ሓፂነመፂን ተታሒዙ Gebremariam Weldegerima Jul 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ብዘይሕጋዊ መገዲ ዝተኸዘነ ሓፂነመፂን ከምዝተትሓዘ ፌዴራል ፖሊስ ኢትዮጵያ አፍሊጡ። ፈጣሪ ራዕዲ ጁንታ ህወሓት ኣብ ልዕሊ ኢኮኖሚ እዛ ሃገር ልዑል ጉድኣት ንምብፃሕን ሀገር ናይ ምፍራስ ተልአኹኡ ንምዕዋትን ዝተፈለለዩ ኢኮኖሚያዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንዕላማ ግብረ ራዕዲ ብኽልተ ተሽከርከርቲ ተፃዒኑ እንትጓዓዝ ዝነበረ መሳርሒ ኲናት ተታሒዙ Gebremariam Weldegerima Jul 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ንዕላማ ግብረ ራዕዲ ብኽልተ ተሽከርከርቲ ተፃዒኑ እንትጓዓዝ ዝነበረ መሳርሒ ኲናት ኣብ ከተማ ቡታ ጅራ ከምዝተትሓዘ ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ደቡብ ገሊፁ። ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ደቡብ ምስ ብሄራዊ መረዳእታን ደህንነትን ሕብረተሰብን ብምዃን ብዝገበሮ…
ቢዝነስ ካብ ዳያስፖራ ንህዳሰ ግድብ ዝኸውን 70 ሺሕ ዶላር ኣብ 48 ሰዓታት ተኣኪቡ Gebremariam Weldegerima Jul 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ሓምለ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ዳያስፖራ ንህዳሰ ግድብ ዝኸውን 70 ሺሕን 380 ዶላር ኣብ 48 ሰዓታት ተኣኪቡ። ኣብ ወፃኢ ዓዲ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን፣ ትውልደ ኢትዮጰያውያንን ፈተውቲ ኢትዮጵያን www.mygerd.com ዝብል ድረ ገጽ ዕላዊ ኮይኑ። እቲ ድረ ገፅ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ጋምቤላ ኩለ መዳይ ተረባሕነት ህዝቢ ንምርግጋፅ በቢብርኩ ዝርከቡ ኣመራርሓ ብቁርፀኝነት ንክሰርሑ ፃውዒት ቀሪቡ Gebremariam Weldegerima Jul 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ጋምቤላ ስሩዕ ጉባኤኡ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ። ኣፈ ጉባኤ እቲ ቤት ምኽሪ ኣይተ ጁል ናንጋል ከመዝበልዎ፥ ኣብ ጋምቤላ ኩለ መዳይ ተረባሕነት ህዝቢ ንምርግጋፅ በቢብርኩ ዝርከቡ ኣመራርሓ ብቁርፀኝነት ክሰርሑ ይግባእ። ኢትዮጵያውያን…