Fana: At a Speed of Life!

ብመንግስቲ ዝወሃቡ መግለፂታት ኩሎም ንህዝቢ ትግራይ ዘይኮነስ ንገበነኛ ህወሓት ጥራሕ ዝምልከቱ ኢዮም- መፃረዪ ሓበሬታ እዋናዊ ኩነታት

ኣዲስ ኣበባ ፣18 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብመንግስቲ ፌዴራልን ክልልን ዝወሃቡ መግለፂታት ኩሎም ንህዝቢ ትግራይ ዘይኮነስ ንገበነኛ ህወሓት ጥራሕ ዝምልከቱ ኢዮም ክብል መፃረዪ ሓበሬታ እዋናዊ ኩነታት ኣፍሊጡ። ፕሮፓጋንዳ ህወሓት ዝውዝዑን መሻርኽቶምን ኣመራርሓ ፌዴራልን ክልልን ዝዛረብዎ…

ክልል ኦሮሞ ልዕሊ 1 ሺሕን 700 ሰንጋን ልዕሊ 1 ሺሕን 800 ጤለ በጊዕን ንሰራዊት ምክልኻል ደገፍ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ኦሮሞ ልዕሊ 1 ሺሕን 700 ሰንጋን ልዕሊ 1 ሺሕን 800 ጤለ በጊዕን ንሰራዊት ምክልኻል ደገፍ ከምዝገበረ ኣተሓባባሪ ኮሚቴ እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ኣተሓባባሪ እቲ ኮሚቴ ዶክተር ተመስገን ቡርቃ÷ እቲ ደገፍ ካብ ዝተፈላለዩ ከበቢታት ዝተበርከቱ…

ካብ ባሌን ምዕራብ ወለጋን ዝተውፃእፅኡ ናብ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝሕወሱ መናእሰይ ምፍናው ተገይሩሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ባሌን ዞባ ምዕራብ ወለጋን ዝተውፃእፅኡ ናብ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝሕወሱ መናእሰይ ምፍናው ተገይሩሎም። እቶም መናእሰይ፥ ልእላውነት ሃገር ንምኽባር ዝተገበረ ፃውዕት ብምቕባእ ብድልየቶም ናብ ሰራዊት ንምሕዋስ ከምዝወሰኑ ተዛሪቦም። ''…

ኣብ ዝተፈላለዩ ወረዳታትን ከተማታትን ክልል ዓፋር ፈጣሪ ራዕዲ ህወሓት ዘውግዝ ሰልፊ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ወረዳታትን ከተማታትን ክልል ዓፋር ፈጣሪ ራዕዲ ህወሓት ዘውግዝ ሰልፊ ተኻይዱ። እቲ ጁንታ አብ ልዕሊ ሰበኽ ሳግም ዓፋር ዝኸፈቶ ዘርኢ ናይ ምጥፋእ ወፍሪ ዘውግዙ ብዙሕ ቁፅሪ ዘለዎም ስፈኛታት ኣብቲ ሰልፈ ተሳቲፎም። ጁንታ…

መገዲ ኣይር ኢትዮጵያ 30 ሚሊየን ክታበት ኮቪድ 19 ከምዘጎዓዓዘ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣይር ኢትዮጵያ ብብርኪ ዓለም 30 ሚሊየን ክታበት ኮቪድ 19 ከምዘጎዓዓዘ ኣፍሊጡ። እቶም ክታበታት ናብ ልዕሊ 24 ሃገራት ዓለም ከምዘጎዓዓዘ ኢዩ ገሊፁ። መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣገልግሎት ካርጎን ሎጅሰቲክን ብምሃብ ዓለም ለኻዊ ሽልማታት…

ነበር ኣባላት ሰራዊት ኢትዮጵያ ኣብ ጎኒ ሰራዊት ምክልኻል ከምዝስለፉ ኣረጋጊፆም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ኣባላት ሰራዊት ኢትዮጵያ ኣብ ጎኒ ሰራዊት ምክልኻል ከምዝስለፉ ኣረጋጊፆም። እቶም ኣባላት ነዚ ዝበሉ '' ኢትዮጵያ ምፍራስ ኣይከኣልን ምክኒያቱም ሰብ ኣለዋ'' ብዝብል መሪሕ ቃል ብነበር ኣባላት ሰራዊት ኢትዮጵያን ምሕበር ለምዓትን ተበግሶ…

ኣብ  ከተማ ድሬዳዋ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ብምድጋፍ ሰልፊ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ  ከተማ ድሬዳዋ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ብምድጋፍን ፈጣሪ ራዕዲ ህወሓት ብምውጋዝን ሰልፊ ተኻይዱ። ነበርቲ ኣብ ዝሓዝዎ ጭርሖ፥ ''ኢትዮጵያ ስዒራ ንቐፃሊ እውን ክትዕወት ኢያ፣ ንሕና ኣብ ጎኒ ሰራዊትና ኢና፣ ክብርን መጎስን ክቡር ህይወቶም…

ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ክልል ኦሮሚያ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ብምድጋፍን ፈጣሪ ራዕዲ ህወሓት ብምውጋዝን ሰልፊታት ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ከተማታት ክልል ኦሮሚያ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ብምድጋፍን ፈጣሪ ራዕዲ ህወሓት ብምውጋዝን ሰልፊታት ይካየድ ኣሎ። ብመሰረት እዚ ኣብ ከተማ ባሌ፣ ጅማ፣ ምዕራብ ኣርሲ፣ ሻሸመኔ ሓዊሱ ኣብ ዝፈላለዩ ከተማታት ክልል ኦሮሚያ   ህዝባዊ…

ኣብ ዝተፈላለዩ ከተማታት ክልል ኣምሓራ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ብምድጋፍን ፈጣሪ ራዕዲ ህወሓት ብምውጋዝን ሰልፊታት ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ከተማታት ክልል ኣምሓራ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ብምድጋፍን ፈጣሪ ራዕዲ ህወሓት ብምውጋዝን ሰልፊታት ይካየድ ኣሎ። ብመሰረት እዚ ኣብ ከተመ እንጂባራ፣ ጎንደር ህዝባዊ ደገፍ ሰልፊ ይካየድ ኣሎ። እቲ ሰልፊ፥  ሰራዊት ምክልኻል…

ክልል ሲዳማ ካልኣይ ዙር ሃገራዊ ፃውዒት ምልኣኽ ፍሉይ ሓይሊ ንምክያድ ምድላዉ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ሲዳማ ካልኣይ ዙር ሃገራዊ ፃውዒት ምልኣኽ ፍሉይ ሓይሊ ንምክያድ ምድላዉ ኣፍሊጡ። እቲ ፍሉይ ሓይሊ ሰላም ሃገር ንምሕላው ይሰርሕ ከምዘሎን ሃገራዊ ፃውዒት በምቕባል ንዕብየት ሃገር ነቀርሳ  ዝኾነ ጉጅለ ጥፍኣት ህወሓት ንምውጋድ ቆሪፆም…