Fana: At a Speed of Life!

ቀፃሊ እዋን ዝሓሸ ንምግባር ካርዲ ምርጫና ሒዝና መዓልቲ መውሃቢ ድምፂ ንፅበ ኣለና-ነበርቲ ወረዳ ሄበን ኣርሲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀፃሊ እዋን ዝሓሸ ንምግባር ካርዲ መርጫና ሒዝና መዓልቲ መውሃቢ ድምፂ ንፅበ ኣለና ክብሉ ነበርቲ ዞባ ምዕራብ ኣሩሲ ወረዳ ሄበን ኣርሲ ገሊፆም። ቅድሚ ኹሉ ሰላም ኣድላዪ እዩ ዝበሉ እቶም ነበርቲ፥ ድሕሪ ምርጫ ኩሉ ሰብ ንሰላም ዘብዒ ንክኸውን ፃውዒት…

ኣብ ዞባ ጋሞ መበል ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ ንምክያድ ዘኽእል ቅድመ ምድላው ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ጋሞ መበል ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ ንምክያድ ዘኽእል ቅድመ ምድላው ከምዝተዛዘመ ቤት ፅሕፈት ምትሕብባር ምርጫ እቲ ዞባ ኣፍሊጡ። ሓላፊ እቲ ቤት ፅሕፈት ኣይተ ኣብራሃም ኣንጅሎ፥ ኣብቲ ዞባ ዘለዉ 10 ክልላት ምርጫ 599 ሺሕን 964 ሰብ ደምፂ…

ንኣዲስ ኣበባ ዝምጥን ሓይሊ ፖሊስ ንምድላው ብዝበለፀ ክንሰርሕ ኣለና-ምክትል ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፤ 12 ሰነ ፣2013(ኤፍ ቢ ሲ) ንኩለ መዳይ መዕባለን ስፍሓትን ኣዲስ ኣበባ ዝምጥን ሓይሊ ፖሊስ ንምድላው፣ ምብቃዕን ምድጋፍን ካብዚ ሐዚ ዘለዎ ብዝበለፀ ክንሰርሕ ኣለና ክብላ ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር እቲ ከተማ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። እተን ምክትል ከንቲባ፥ ኮሚሽን ፖሊስ ከተማ…

ምርጫ ምክያድን ሰላም ምሕላውን ዜግነታዊ ሓላፍነት ኢዩ-ነበርቲ ከተማ ቦንጋ

ኣዲስ ኣበባ፣  12 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምርጫ ምክያድን ሰላም ምሕላውን ዜግነታዊ ሓላፍነት ኢዩ ከብሉ ነበርቲ ከተማ ቦንጋ ገሊፆም። እቶም ነበርቲ ንፋና ብሮድ ካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝሃብዎ ርእይቶ፥ ህላወ ሃገር እንትረጋገፅ ዜጋታት ዝደልይዎ ምግባር ይኽእሉ ኢዮም ኢሎም። ቀፃልነት…

ናውቲታት ምርጫ ናብ ዞባ ቤንቺ ዞን በፂሖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ናውቲታት ምርጫ ናብ ዞባ ቤንቺ ዞን ከምዝበፅሑ መተሓባበሪ ቦርድ ምርጫ እቲ ዞባ ኣፍሊጡ። ኣተሓባባሪ እቲ ቦርድ ኣይተ ማቲዮስ ማሞ፥ እቶም ናውቲ ናብ ዝተፈላለዩ ወረዳታት ናይ መብፃሕ ስራሕቲ ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ይካየድ ከምዘሎ ተዛሪቦም። እቲ…

መረፃ ብሰላም ንምዝዛም ምስ ሕብረተሰብን ኣካላት ፀፅታን ብሓባር ይስራሕ ኣሎ-ቢሮ ፀፅታን ሰላምን ክልል ሲዳማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ሻድሻይ ሃገራዊ መረፃ ብሰላም ንምዝዛም ምስ ሕብረተሰብን ኣካላት ፀፅታን ብሓባር ይስራሕ ኣሎ ክብል ቢሮ ፀፅታን ሰላምን ክልል ሲዳማ ኣፍሊጡ። ሓላፊ እቲ ቢሮን ኣተሓባባሪ ኮማንድ ፖስትን ኣይተ ኣለማየሁ ጢሞቲዮስ፥ ኣብ ኩሎም ክክላትን ጣቢያታትን…

ኣብ ዞባ ጉራጌ ንመበል ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ ዝግበር ቅድመ ምድላው ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ጉራጌ 14 ሰነ 2013 ዓ.ም ንዝሳለጥ መበል ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ ዝግበር ምድላው ተዛዚሙ። ንምርጫ ዘድሊዩ ናውቲታት ናብ ኩሎም ክልላት ምርጫ ይለኣኹ ከምዘለዉ ተገሊፁ። ክሳብ ፅባሕ ፈርቂ መዓልቲ ናብ ጣቢያት ምርጫ ከምዝባፃሕ ድማ…

ኣብ ክልል ደቡብን ሲዳማን ናውቲታት ምርጫ ናብ ኣብዝሓ ጣቢያታት ተባፂሖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ደቡብን ሲዳማን ናውቲታት ምርጫ ናብ ኣብዝሓ ጣቢያታት ዘፈር ቤት ፅሕፈት ቦርድ ምርጫ እተን ክልላት ኣፍሊጦም። እቲ ስራሕቲ ካብ ትማሊ ጀሚሩ ይፍፀም ከምዘሎ ብምግላፅ፥ ኣብ ሕድ ሕድ ጣቢያታት ምርጫ ስራሕቲ ቅድመ ምድላው ብምግባር ናብቶም…

መረፃ ብሰላም ንክዛዘም እኹል ምድላው ከምዝገበረ ኮሚሽን ፖሊስ ድሬዳዋ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መረፃ ብሰላም ንክዛዘም እኹል ምድላው ከምዝገበረ ኮሚሽን ፖሊስ ድሬዳዋ ኣፍሊጡ። ኮሚሽነር ኮሚሽን ፖሊስ ድሬዳዋ ኣለሙ መግራ፥ ኣብ ቅድመ፣ ዕለተን ድሕረን ምርጫ ብዘይ ምንም ፀገም ፀፅታ ንክዛዘም ፖሊስ ምስ ካልኦት ኣካላት ብምዃን ቅድመ ምድላው…

ኣብ ቻግኒ ርኽክብ ናውቲታት ጣቢያታት ምርጫ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል መረፃ ቻግኒ ርኽክብ ናውቲታት 72 ጣቢያታት ምርጫ ተኻይዱ። እቶም ናውቲታት ንዕለተ ምርጫ ዘገልግሉ እንትኾኑ፥ ወረቓቕቲ መውሃቢ ድምፂ ሓዊሱ ኣፈፀምቲ ምርጫ ዝጥቀምሉ ቅጥዒታት ከምዝኾኑ ሓላፊ እቲ ክልል ምርጫ ኣይተ ዮሃንስ ነጋሽ ተዛሪቦም።…